Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
fana-solo
Member
Posts: 528
Joined: 11 Jun 2019, 01:43

ዋያነ ዲሞክራሲዊ ስለዝኮነ ብምርጫ ንዝሰዓረ ኣብይ ኣሕመድ ሥልጣን ኣረኪቡ ኣብ ዓዱ መቐለ ኣትዩ ይሰርሕ ኣሎ። ወዲ መድሂን በራድ ገን ምስ ብጻዩ መንገስቱ ዙምባቤ እያ ናብርኡ። እዚኣ ፈሊጥካ

Post by fana-solo » 14 Jun 2019, 14:36

ዋያነ ዲሞክራሲዊ ስለዝኮነ ብምርጫ ንዝሰዓረ ኣብይ ኣሕመድ ሥልጣን ኣረኪቡ ኣብ ዓዱ መቐለ ኣትዩ ይሰርሕ ኣሎ። ወዲ መድሂን በራድ ገን ምስ ብጻዩ መንገስቱ ዙምባቤ እያ ናብርኡ። እዚኣ ፈሊጥካ ኣብ ድፋዕካ ንበር እንታ ደጋል ሻብያ