Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Member+
Posts: 6001
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ዝተኣስረ ኣድጊ ከምቲ ዘለዎ ተኣሲሩ ደኣ ይጽናሕ !

Post by Abe Abraham » 17 May 2019, 20:15

ዝተኣስረ ኣድጊ ከምቲ ዘለዎ ተኣሲሩ ደኣ ይጽናሕ !

ሓደ ግዜ ሓደ ኣድጊ ኣብ ጽላል ሓደ ገረብ ተኣሲሩ ይጸንሕ ። ሓደ ተረጋም ኣብ ሓንጎሉ ስለምንታይ ዘይፈትሖ ዝብል ሓሳብ ስለ ዝመጽኦ ክፈትሖ ይውስን ። እቲ ኣድጊ ምስ ተፈትሐ ጠምዩ ስለ ዝነበረ ሃነፍ-ነፍ እንዳ በለ ናብ ኣብ ጥቕኡ ዝጸንሓቶ ግራት ኣትዩ ነቲ ኣብ'ኡ ዝነበረ ዘራእቲ ክበልዖ ይጅምር እሞ ዝረኣየቶ ሰበይቲ ዋና ግራት ብጥይት ጌራ ትቐትሎ ። ዋና ኣድጊ ኣድጉ ከም ዝተቐትለ ምስ ሰምዐ ብረቱ መዚዙ ነታ ሰበይቲ ካብ ናብራ ዓለም የጋላግላ ። ከም ርዱእ ሰብኣያ ነታ ሰበይቲ ተቖጢዑ ነቲ ዋና ኣድጊ ብጥይት ሂወቱ የሕልፎ ። ኣብ መወዳእታ ናይ 'ዚ ኩሉ መዘዝ መንስኤ መን እዩ ዝብል ሕቶ ምስ ቀረበ ሰባት እቲ ነቲ ኣድጊ ዝፈትሐ ተረጋም ኣብ ዝብል መደምደምታ በጺሖም ።

euroland
Member
Posts: 1214
Joined: 08 Jun 2018, 12:42

Re: ዝተኣስረ ኣድጊ ከምቲ ዘለዎ ተኣሲሩ ደኣ ይጽናሕ !

Post by euroland » 18 May 2019, 00:32

The Tegadeltis who are in various prisons have done much more than you cyber warrior ever done for our Halal Meret. Sad because of people like you, division among us who supported EPLF for generations is deepening; and we are losing faith on its leaders who put their compatriots underground prisons for 20 years for asking why can’t we have constitution. My brother didn’t give his life at age only 22 for his country for his people to live in, in a country that has no due process.
Abe Abraham wrote:
17 May 2019, 20:15
ዝተኣስረ ኣድጊ ከምቲ ዘለዎ ተኣሲሩ ደኣ ይጽናሕ !

ሓደ ግዜ ሓደ ኣድጊ ኣብ ጽላል ሓደ ገረብ ተኣሲሩ ይጸንሕ ። ሓደ ተረጋም ኣብ ሓንጎሉ ስለምንታይ ዘይፈትሖ ዝብል ሓሳብ ስለ ዝመጽኦ ክፈትሖ ይውስን ። እቲ ኣድጊ ምስ ተፈትሐ ጠምዩ ስለ ዝነበረ ሃነፍ-ነፍ እንዳ በለ ናብ ኣብ ጥቕኡ ዝጸንሓቶ ግራት ኣትዩ ነቲ ኣብ'ኡ ዝነበረ ዘራእቲ ክበልዖ ይጅምር እሞ ዝረኣየቶ ሰበይቲ ዋና ግራት ብጥይት ጌራ ትቐትሎ ። ዋና ኣድጊ ኣድጉ ከም ዝተቐትለ ምስ ሰምዐ ብረቱ መዚዙ ነታ ሰበይቲ ካብ ናብራ ዓለም የጋላግላ ። ከም ርዱእ ሰብኣያ ነታ ሰበይቲ ተቖጢዑ ነቲ ዋና ኣድጊ ብጥይት ሂወቱ የሕልፎ ። ኣብ መወዳእታ ናይ 'ዚ ኩሉ መዘዝ መንስኤ መን እዩ ዝብል ሕቶ ምስ ቀረበ ሰባት እቲ ነቲ ኣድጊ ዝፈትሐ ተረጋም ኣብ ዝብል መደምደምታ በጺሖም ።

Abe Abraham
Member+
Posts: 6001
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ዝተኣስረ ኣድጊ ከምቲ ዘለዎ ተኣሲሩ ደኣ ይጽናሕ !

Post by Abe Abraham » 18 May 2019, 14:32

euroland wrote:
18 May 2019, 00:32
The Tegadeltis who are in various prisons have done much more than you cyber warrior ever done for our Halal Meret. Sad because of people like you, division among us who supported EPLF for generations is deepening; and we are losing faith on its leaders who put their compatriots underground prisons for 20 years for asking why can’t we have constitution. My brother didn’t give his life at age only 22 for his country for his people to live in, in a country that has no due process.
Abe Abraham wrote:
17 May 2019, 20:15
ዝተኣስረ ኣድጊ ከምቲ ዘለዎ ተኣሲሩ ደኣ ይጽናሕ !

ሓደ ግዜ ሓደ ኣድጊ ኣብ ጽላል ሓደ ገረብ ተኣሲሩ ይጸንሕ ። ሓደ ተረጋም ኣብ ሓንጎሉ ስለምንታይ ዘይፈትሖ ዝብል ሓሳብ ስለ ዝመጽኦ ክፈትሖ ይውስን ። እቲ ኣድጊ ምስ ተፈትሐ ጠምዩ ስለ ዝነበረ ሃነፍ-ነፍ እንዳ በለ ናብ ኣብ ጥቕኡ ዝጸንሓቶ ግራት ኣትዩ ነቲ ኣብ'ኡ ዝነበረ ዘራእቲ ክበልዖ ይጅምር እሞ ዝረኣየቶ ሰበይቲ ዋና ግራት ብጥይት ጌራ ትቐትሎ ። ዋና ኣድጊ ኣድጉ ከም ዝተቐትለ ምስ ሰምዐ ብረቱ መዚዙ ነታ ሰበይቲ ካብ ናብራ ዓለም የጋላግላ ። ከም ርዱእ ሰብኣያ ነታ ሰበይቲ ተቖጢዑ ነቲ ዋና ኣድጊ ብጥይት ሂወቱ የሕልፎ ። ኣብ መወዳእታ ናይ 'ዚ ኩሉ መዘዝ መንስኤ መን እዩ ዝብል ሕቶ ምስ ቀረበ ሰባት እቲ ነቲ ኣድጊ ዝፈትሐ ተረጋም ኣብ ዝብል መደምደምታ በጺሖም ።
ኣነ ከም ዘስተብሃልኩልካ ንስኻ ጥዑይን ሓርበኛን ሰብ ኢኻ ትመስል ። ሓዊ ስዉእ ብምዃንካ ድማ ኣዝየ የኽብረካ ። ብኣጻሓሕፋኻ ለባም ሰብ እንከለኻ ከመይ ጌርካ ብድሕሪ " ቅዋም ይተግበር ! " ዝብል መታለሊ ጭርሖ ክትጥምት ዘይምኽኣልካ ኣነ ገሪሙኒ ኣሎ ። ብዙሓት ካብ 'ቶም ዓበይቲ እሱራት ምስ ስድራ-ቤተይ ድልዱል ምትእስሳር ዝነበሮምን ንዓይ ድማ ብቐረባ ዝፈልጡኒ እዮም ። ሱቕ ኢልካ ምሕላቕ ዝበሃል ነገር ዝህሉ ኔሩ እንተ ዝኸውን ኣነ ብቐዳምነት ምስ ተሓለቕክሎም ኔረ ። ኣነ ንመንግስቲ ኣይውክል ዋላ ንሻዕብያ ኣይውክል ። ኩሉ ግዜ ክዛረብን ክጽሕፍን እንከለኹ ብደረጃ ውልቀይ እየ ዝቐርብ ። ብከማይን ወዲ ከማይን ዝቃራረብን ዝራሓሓቕን ሰብ ኣሎ ዝብል እምነት ድማ የብለይን ።

Post Reply