Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Meleket
Member
Posts: 316
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

“ዳዊቶም” - ኤርትራዊት እዋናዊት ግጥሚ

Post by Meleket » 17 Apr 2019, 12:11

'ጸሓፍቲ' ዝኾኑ ናይ ‘ምርምር’ ሰባት፣
ከካብ በይኑ ዓሌት አኪቦም አቦታት፣
ቀርቡ ወለዶኩም ኢሎሞም ብጊሓት።

ንዝርዝር ዉሉዶም ፈቲኖም እንኪጽሕፉ፣
ንሽም ደቃቶም’ዉን ገለ እንናዘንግዑ ስለዘየጻፈፉ፣
ልክዕ ከምቲ እሴይ ‘ዳዊቶም’ ገደፉ።

ዳዊቶም ዳዊቶም ዳዊቶም ንእሽቶ፣
ቤትካ ‘ቤት-ጸሎት’ ኢዩ ቤት አቦኻ እቶ።


ንዝተዘንጊዔ “ዳዊት” ንምዝካር ዝተገጥመ!

Temt
Member
Posts: 1670
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: “ዳዊቶም” - ኤርትራዊት እዋናዊት ግጥሚ

Post by Temt » 17 Apr 2019, 12:46

Meleket wrote:
17 Apr 2019, 12:11

'ጸሓፍቲ' ዝኾኑ ናይ ‘ምርምር’ ሰባት፣
ከካብ በይኑ ዓሌት አኪቦም አቦታት፣
ቀርቡ ወለዶኩም ኢሎሞም ብጊሓት።

ንዝርዝር ዉሉዶም ፈቲኖም እንኪጽሕፉ፣
ንሽም ደቃቶም’ዉን ገለ እንናዘንግዑ ስለዘየጻፈፉ፣
ልክዕ ከምቲ እሴይ ‘ዳዊቶም’ ገደፉ።

ዳዊቶም ዳዊቶም ዳዊቶም ንእሽቶ፣
ቤትካ ‘ቤት-ጸሎት’ ኢዩ ቤት አቦኻ እቶ።

ንዝተዘንጊዔ “ዳዊት” ንምዝካር ዝተገጥመ!
'ጸሓፍቲ' ዝኾኑ ናይ ‘ምርምር’ ሰባት
ከካብ በይኑ ዓሌት አኪቦም አቦታት
ቀርቡ ወለዶም ኢሎሞም ብጊሓት።

ንዝርዝር ዉሉዶም ፈቲኖም እንጽሕፉ
ንሽም ደቃቶም’ዉን ገለ እንናዘንግዑ ስለዘየጻፈፉ
ልክዕ ከምቲ እሴይ ‘ዳዊቶም’ ገደፉ።

ዳዊቶም ዳዊቶም ዳዊቶም ንእሽቶ
ቤትካ ‘ቤት-ጸሎት’ ዩ ቤት አቦኻ እቶ።

ንዝተዘንገዐ “ዳዊት” ንምዝካር ዝተገጥመ!

Meleket
Member
Posts: 316
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: “ዳዊቶም” - ኤርትራዊት እዋናዊት ግጥሚ

Post by Meleket » 18 Apr 2019, 02:49

Temt wrote:
17 Apr 2019, 12:46
Meleket wrote:
17 Apr 2019, 12:11

'ጸሓፍቲ' ዝኾኑ ናይ ‘ምርምር’ ሰባት፣
ከካብ በይኑ ዓሌት አኪቦም አቦታት፣
ቀርቡ ወለዶኩም ኢሎሞም ብጊሓት።

ንዝርዝር ዉሉዶም ፈቲኖም እንኪጽሕፉ፣
ንሽም ደቃቶም’ዉን ገለ እንናዘንግዑ ስለዘየጻፈፉ፣
ልክዕ ከምቲ እሴይ ‘ዳዊቶም’ ገደፉ።

ዳዊቶም ዳዊቶም ዳዊቶም ንእሽቶ፣
ቤትካ ‘ቤት-ጸሎት’ ኢዩ ቤት አቦኻ እቶ።

ንዝተዘንጊዔ “ዳዊት” ንምዝካር ዝተገጥመ!
'ጸሓፍቲ' ዝኾኑ ናይ ‘ምርምር’ ሰባት
ከካብ በይኑ ዓሌት አኪቦም አቦታት
ቀርቡ ወለዶም ኢሎሞም ብጊሓት።

ንዝርዝር ዉሉዶም ፈቲኖም እንጽሕፉ
ንሽም ደቃቶም’ዉን ገለ እንናዘንግዑ ስለዘየጻፈፉ
ልክዕ ከምቲ እሴይ ‘ዳዊቶም’ ገደፉ።

ዳዊቶም ዳዊቶም ዳዊቶም ንእሽቶ
ቤትካ ‘ቤት-ጸሎት’ ዩ ቤት አቦኻ እቶ።

ንዝተዘንገዐ “ዳዊት” ንምዝካር ዝተገጥመ!
ግርም መኣረምታ ክቡረይ! ንትሕዝቶኣ ዳግማይ ነስተማቕር!

'ጸሓፍቲ' ዝኾኑ ናይ ‘ምርምር’ ሰባት፡
ከካብ በይኑ ዓሌት አኪቦም አቦታት፡
ቀርቡ ወለዶኹም ኢሎሞም ብጊሓት።

ንዝርዝር ዉሉዶም ፈቲኖም እንክጽሕፉ፡
ንሽም ደቃቶም’ዉን ገለ እንናዘንግዑ ስለዘየጻፈፉ፡
ልክዕ ከምቲ እሴይ ‘ዳዊቶም’ ገደፉ።

ዳዊቶም ዳዊቶም ዳዊቶም ንእሽቶ፡
ቤትካ ‘ቤት-ጸሎት’ እዩ ቤት አቦኻ እቶ።

ንዝተዘንገዐ “ዳዊት” ንምዝካር ዝተገጥመ!
:mrgreen:

Post Reply