Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Follower
Member
Posts: 670
Joined: 16 Feb 2013, 01:19

Re: ቃለ መጠይቅ ምስ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣሜሪካ ተወልደ ወልደገብርኤል ብዛዕባ ዑደት ኣስመራ:ዓሰብ:ቡሬ: ዓዲግራትን መቐለን

Post by Follower » 10 Nov 2018, 19:30

Thanks zmeselo for sharing

ኣብ ሜዳ ከለንስ ኢሳያስ ከም መጠን ዋና ጸሓፊ ህግሓኤ ነቲ ውድብ ወኪሉ ኣብ ወጻኢ ይኹን ኣብ ሜዳ ንዝገበሩሉ ቃለ መጠይቃት ይምልስ ነሩ፡ወላ እኳ ኣባላት ማእከላይ ሽማግለ ማስ ዋና ጸሓፊ ዝተመያየጡልን ዝተሰማመዕሉን እንተኮነ ፡ናይ ሃገር ቅርጺ ስለ ዘይነበሮ ኢሳያስ ጥራሕ መግለጺ ምሃቡ ቡዝሕ የከራኽረና ኣይነበረን፡ኣብዚ እዋን'ዚ ግን ኤርትራ ናይ ሃገር ኣሰረርሓ ቅርጺ ሒዛ ኣብ እትኸደሉ ዘላ እዋን፡ስለምንታይ እዮም እቶም ምንስተራት በብዝምልከቶም ጉዳይ መግለጺ ክህቡ ዘይክእሉ?
ስለመንታይ እዩ ኢሳያስ ጥራህ ብዛዕባ ሙሉእ ምዕባለታት ይኹን ሽግራት( a-z )ናይታ ሃገር ዝዛረብ ክበርሃለይ ኣይከኣለን?
እዚ ጋዘጠኛ ዉን ተመሳሳሊ ጸገም ምስ ምንስትራትን ሓለፍትን ኤርትራ ከም ዘጋጠሞ እዩ ዝገልጽ ዘሎ'ሞ ፡መዓስ ኢና ንቱሪዝም ብዝምልከት ካብ ምንስተር ቱሪዝም፡ጥዕና ብዝምልከት ካብ ምንስተር ጥዕና ወዘተ ቀጥታዊ መግለጺታት እንረክብ?

Post Reply