Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Follower
Member
Posts: 2303
Joined: 16 Feb 2013, 01:19

Re: 2 ክፋል ጠንቂ ወለዶ 60ታት ኣብ ህወሓትን ህግሓኤን .[12/23/2019]... ...#tmh #TMH

Post by Follower » 23 Dec 2019, 18:46

"ንበይኑ ዝጎይስ ዝቅድሞ ነየለ".
ኣብ ቲቪ ዓጋመ ቀሪብካ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ንበይንካ ምልፍላፍን ሓደ እዩ።

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: 2 ክፋል ጠንቂ ወለዶ 60ታት ኣብ ህወሓትን ህግሓኤን .[12/23/2019]... ...#tmh #TMH

Post by justo » 23 Dec 2019, 19:19

Halafi Mengedi wrote:
23 Dec 2019, 16:10
Yosief
This tiraz neteq dedeb guy is losing it. He is going through a very funny psychological process that he doesn't seem to notice

1. For every year that goes, Yosief is getting more extreme in his opinion of the EPLF
2. Every time he gives an interview, he keeps escalating his outlandish claims
3. But the past is static. The history of the EPLF cannot change just because Yosief happens to be giving a new interview.
4. The more extreme Yosief gets, the more he changes the history of the EPLF, and the more he changes the history of the EPLF, the angrier he gets.
5. A year from today, he will grow more angry, and come with even more outlandish claims.

Yosief does not seem to be aware of this funny psychological process.

He thinks he is discovering new truth. He is confusing the evolution of his thinking with the evolution of the past. Yosief can change, but the past cannot change.

Can someone tell him this, before the tiraz neteq dedeb loses it totally.

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: 2 ክፋል ጠንቂ ወለዶ 60ታት ኣብ ህወሓትን ህግሓኤን .[12/23/2019]... ...#tmh #TMH

Post by Abe Abraham » 23 Dec 2019, 20:34

Follower wrote:
23 Dec 2019, 18:46
"ንበይኑ ዝጎይስ ዝቅድሞ ነየለ".
ኣብ ቲቪ ዓጋመ ቀሪብካ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ንበይንካ ምልፍላፍን ሓደ እዩ።
Excellent ! You put is succinctly. To repeat your golden words : "ንበይኑ ዝጎይስ ዝቅድሞ ነየለ" ::

ዮሴፍ ገብረ-ሂወት ሓንቲ ጽብቕቲ ነገር ኣላቶ ንሳ ድማ ቋንቋ እንግሊዝ ክጥቀም እንከሎ ቋንቋ እንግሊዝ ይጥቀም ፡ ትግርኛ ክጥቀም እንከሎ ድማ ኣገባብ ዝሓዘ ዘይጉራማይለ ትግርኛ ይጥቀም ። ብዘይክኡ ግን ክጋገ ይኽእል እየ ዘይብል ዶንቆሮን ዋጋ ዘይብሉ ሓሳውን ኣጭበርባርን ሰራቕን ሰብ እዩ ።

ደንቆሮ መበልየይ ዮሴፍ ከም ናይ ቀደም ዕሙቕ ዝበለ ፍልጠት ዘይብሎምን ናይ ጽልኢ መንፈስ ዝዓሰሎምን ንእሽተ ጫፍ ሒዞም '' ወንበዴ ! ወንበዴ " እንዳ በሉ ዝዛረቡ ዝነበሩ ሕሱራት ናይ ደርጊ ፕሮፓጋንዲስታታት ኮይኑ ስለ ዝስመዓኒ ።

እቲ ድንቁርንኡ ዋላ ሓደ ተጋዳላይ ከይረኣየ ብኢትዮጵያ ጌሩ ንግዳም ስለ ዝወጽአ ዶ ይኽውን ? ዝብል ሕቶ ከልዕለልካ ክኽእል እንከሎ እቲ ሕሱም ጽልኡ ግን - ካብ ናይ ዕሉላት ጀብሃውያን ዝገደደ - መበገሲኡ እዚ እዩ ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ ።

ክዛረብ ክጽሕፍን እንከሎ ዮሴፍ ዋላ ሓንቲ ኤርትራዊ መንፈስ የብሉን ። ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ትግራዋይ 'ውን ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ ። ትሮፖ መርዙ ብዝሕ ዝበለ ስለ ዝኾነ ። ዋላ እውን ኣንድነታዊ ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ ምኽንያቱ ኣንድነታውያን ዝኾነ ዝወስድዎ ዝነበሩ መርገጺ ብኣረኣእያኦም ኣብ ጥቕሚ ኤርትራ ዝተሞርከሰ ስለ ዝነበረ ። እታ ትተርፍ ዮሴፍ ከምዚ ገለ ዝዓይነቱ ናይ ቀደም ኢትዮጵያዊ ክኸውን ይኽእል እዩ ትብል መደምደምታ እያ ። መበቆሉ ካብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዶ ይኽውን ? እንድዒ !!!

Halafi Mengedi
Senior Member+
Posts: 45809
Joined: 30 May 2010, 23:04

Re: 2 ክፋል ጠንቂ ወለዶ 60ታት ኣብ ህወሓትን ህግሓኤን .[12/23/2019]... ...#tmh #TMH

Post by Halafi Mengedi » 23 Dec 2019, 21:23

Abe Abraham wrote:
23 Dec 2019, 20:34
Follower wrote:
23 Dec 2019, 18:46
"ንበይኑ ዝጎይስ ዝቅድሞ ነየለ".
ኣብ ቲቪ ዓጋመ ቀሪብካ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ንበይንካ ምልፍላፍን ሓደ እዩ።
Excellent ! You put is succinctly. To repeat your golden words : "ንበይኑ ዝጎይስ ዝቅድሞ ነየለ" ::

ዮሴፍ ገብረ-ሂወት ሓንቲ ጽብቕቲ ነገር ኣላቶ ንሳ ድማ ቋንቋ እንግሊዝ ክጥቀም እንከሎ ቋንቋ እንግሊዝ ይጥቀም ፡ ትግርኛ ክጥቀም እንከሎ ድማ ኣገባብ ዝሓዘ ዘይጉራማይለ ትግርኛ ይጥቀም ። ብዘይክኡ ግን ክጋገ ይኽእል እየ ዘይብል ዶንቆሮን ዋጋ ዘይብሉ ሓሳውን ኣጭበርባርን ሰራቕን ሰብ እዩ ።

ደንቆሮ መበልየይ ዮሴፍ ከም ናይ ቀደም ዕሙቕ ዝበለ ፍልጠት ዘይብሎምን ናይ ጽልኢ መንፈስ ዝዓሰሎምን ንእሽተ ጫፍ ሒዞም '' ወንበዴ ! ወንበዴ " እንዳ በሉ ዝዛረቡ ዝነበሩ ሕሱራት ናይ ደርጊ ፕሮፓጋንዲስታታት ኮይኑ ስለ ዝስመዓኒ ።

እቲ ድንቁርንኡ ዋላ ሓደ ተጋዳላይ ከይረኣየ ብኢትዮጵያ ጌሩ ንግዳም ስለ ዝወጽአ ዶ ይኽውን ? ዝብል ሕቶ ከልዕለልካ ክኽእል እንከሎ እቲ ሕሱም ጽልኡ ግን - ካብ ናይ ዕሉላት ጀብሃውያን ዝገደደ - መበገሲኡ እዚ እዩ ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ ።

ክዛረብ ክጽሕፍን እንከሎ ዮሴፍ ዋላ ሓንቲ ኤርትራዊ መንፈስ የብሉን ። ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ትግራዋይ 'ውን ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ ። ትሮፖ መርዙ ብዝሕ ዝበለ ስለ ዝኾነ ። ዋላ እውን ኣንድነታዊ ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ ምኽንያቱ ኣንድነታውያን ዝኾነ ዝወስድዎ ዝነበሩ መርገጺ ብኣረኣእያኦም ኣብ ጥቕሚ ኤርትራ ዝተሞርከሰ ስለ ዝነበረ ። እታ ትተርፍ ዮሴፍ ከምዚ ገለ ዝዓይነቱ ናይ ቀደም ኢትዮጵያዊ ክኸውን ይኽእል እዩ ትብል መደምደምታ እያ ። መበቆሉ ካብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዶ ይኽውን ? እንድዒ !!!
Achiberbari is Amharic instead Melaki'ee

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: 2 ክፋል ጠንቂ ወለዶ 60ታት ኣብ ህወሓትን ህግሓኤን .[12/23/2019]... ...#tmh #TMH

Post by Abe Abraham » 25 Dec 2019, 14:43

Halafi Mengedi wrote:
23 Dec 2019, 21:23
Abe Abraham wrote:
23 Dec 2019, 20:34
Follower wrote:
23 Dec 2019, 18:46
"ንበይኑ ዝጎይስ ዝቅድሞ ነየለ".
ኣብ ቲቪ ዓጋመ ቀሪብካ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ንበይንካ ምልፍላፍን ሓደ እዩ።
Excellent ! You put is succinctly. To repeat your golden words : "ንበይኑ ዝጎይስ ዝቅድሞ ነየለ" ::

ዮሴፍ ገብረ-ሂወት ሓንቲ ጽብቕቲ ነገር ኣላቶ ንሳ ድማ ቋንቋ እንግሊዝ ክጥቀም እንከሎ ቋንቋ እንግሊዝ ይጥቀም ፡ ትግርኛ ክጥቀም እንከሎ ድማ ኣገባብ ዝሓዘ ዘይጉራማይለ ትግርኛ ይጥቀም ። ብዘይክኡ ግን ክጋገ ይኽእል እየ ዘይብል ዶንቆሮን ዋጋ ዘይብሉ ሓሳውን ኣጭበርባርን ሰራቕን ሰብ እዩ ።

ደንቆሮ መበልየይ ዮሴፍ ከም ናይ ቀደም ዕሙቕ ዝበለ ፍልጠት ዘይብሎምን ናይ ጽልኢ መንፈስ ዝዓሰሎምን ንእሽተ ጫፍ ሒዞም '' ወንበዴ ! ወንበዴ " እንዳ በሉ ዝዛረቡ ዝነበሩ ሕሱራት ናይ ደርጊ ፕሮፓጋንዲስታታት ኮይኑ ስለ ዝስመዓኒ ።

እቲ ድንቁርንኡ ዋላ ሓደ ተጋዳላይ ከይረኣየ ብኢትዮጵያ ጌሩ ንግዳም ስለ ዝወጽአ ዶ ይኽውን ? ዝብል ሕቶ ከልዕለልካ ክኽእል እንከሎ እቲ ሕሱም ጽልኡ ግን - ካብ ናይ ዕሉላት ጀብሃውያን ዝገደደ - መበገሲኡ እዚ እዩ ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ ።

ክዛረብ ክጽሕፍን እንከሎ ዮሴፍ ዋላ ሓንቲ ኤርትራዊ መንፈስ የብሉን ። ኣብ ኤርትራ ዝዓበየ ትግራዋይ 'ውን ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ ። ትሮፖ መርዙ ብዝሕ ዝበለ ስለ ዝኾነ ። ዋላ እውን ኣንድነታዊ ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ ምኽንያቱ ኣንድነታውያን ዝኾነ ዝወስድዎ ዝነበሩ መርገጺ ብኣረኣእያኦም ኣብ ጥቕሚ ኤርትራ ዝተሞርከሰ ስለ ዝነበረ ። እታ ትተርፍ ዮሴፍ ከምዚ ገለ ዝዓይነቱ ናይ ቀደም ኢትዮጵያዊ ክኸውን ይኽእል እዩ ትብል መደምደምታ እያ ። መበቆሉ ካብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዶ ይኽውን ? እንድዒ !!!
Achiberbari is Amharic instead Melaki'ee

ሓደ ዘዋሪ ታክሲ ን ብሓምሳ ቅርሺ ዝግመት ጉዕዞ ሚእትን ሓምሳን እዩ ዝግበኣኒ ክብለካ እንከሎ ብምንታይ ትገልጾ ? ንሓደ ስበ ብዛዕባ ባህርያት ናይ እከለ ንገረኒ ኢልካዮ ብፈላጥን ዘይፈላጥን ጥራሕ ዘይኮነ ግጉይ ሓበሬታን ኣሎ ዝበሃል ክፉእ ነገር ሚሂዙን ኣላሊሙን ከቕርበልካ እንከሎ ብኸመይ ትገልጾ ? ኣነ ነዞም ዝጠቐስክዎም ክሊቲኦም ከም " ኣጭበርበርቲ " እየ ዝገልጾም ። ማለት እቲ ቀዳማይ ናይ ዋጋ ምጭብርባር ክገብር እንከሎ እቲ ዳሕረዋይ ድማ ናይ ሓበሬታ ። ነዚ ዝበልክዎ ሓሳብ ብዝያዳ ትገልጽ ካልእ ቃል እንተ ኣላትካ ሃንጎፋይ ኢለ እቕበላ ።

Post Reply