ወኪልና ካብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝለኣኸልና ሓበሬታ ፡ ወላዲኡ ንተቐዳዳማይ ብሽግለታ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ማእከል ከተማ ዝርከብ ናይ ንግዲ ትካሎም ተዓጽዩ ብኣባላት ጸጥት ጉጅለ ህግደፍ ተወሲዶም ኣብ ቤት-ምእሰርቲ ዓዲ-ኣበይቶ ተዳጒኖም ከምዘለዉ እዩ። ቤት-ማእሰርቲ ዓዲ-ኣበይቶ ብኸም ወላዲ ናትናኢል ብዘይምኽንያት ዝምቊሑ ዘለዉ ዜጋትት ኣዕለቕሊቚ ከምዘሎ ይፍለጥ።
https://erisat.org/the-government-of-er ... civilians/