Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
QB
Member
Posts: 1934
Joined: 05 Dec 2012, 15:14

ወላዲኡ ንተቐዳዳማይ ብሽግለታ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ማእከል ከተማ ዝርከብ ናይ ንግዲ ትካሎም ተዓጽዩ ብኣባላት ጸጥት ጉጅለ ህግደፍ ተወሲዶም ኣብ ቤት-ምእሰርቲ ዓዲ-ኣበይቶ ተዳጒኖም

Post by QB » 01 Dec 2019, 18:23

ወኪልና ካብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝለኣኸልና ሓበሬታ ፡ ወላዲኡ ንተቐዳዳማይ ብሽግለታ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ማእከል ከተማ ዝርከብ ናይ ንግዲ ትካሎም ተዓጽዩ ብኣባላት ጸጥት ጉጅለ ህግደፍ ተወሲዶም ኣብ ቤት-ምእሰርቲ ዓዲ-ኣበይቶ ተዳጒኖም ከምዘለዉ እዩ። ቤት-ማእሰርቲ ዓዲ-ኣበይቶ ብኸም ወላዲ ናትናኢል ብዘይምኽንያት ዝምቊሑ ዘለዉ ዜጋትት ኣዕለቕሊቚ ከምዘሎ ይፍለጥ።



https://erisat.org/the-government-of-er ... civilians/

QB
Member
Posts: 1934
Joined: 05 Dec 2012, 15:14

Re: ወላዲኡ ንተቐዳዳማይ ብሽግለታ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ማእከል ከተማ ዝርከብ ናይ ንግዲ ትካሎም ተዓጽዩ ብኣባላት ጸጥት ጉጅለ ህግደፍ ተወሲዶም ኣብ ቤት-ምእሰርቲ ዓዲ-ኣበይቶ ተዳጒኖም

Post by QB » 01 Dec 2019, 19:00




Please wait, video is loading...



Post Reply