The most difficult time in Hamassien since the Italian colonial era.
PFDJ on a collision course with Hamassien as " Asmara masterplan " expands and the government of Eritrea starts to implement its plan of population transfer in a place where land is already scarce for the locals.
ወግዒ እንዳባ በሪሱ ....መሬተይ መሬተይ ተወሪሱ በለ ሓርበኛ .....ሕጂ ከኣ እንታይ እሞ ይገበር ምስ ኣብ ውሽጢ ህግደፍ ኮይኖም ካብ ናይ ባዕዲ ዝገደደ ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ሕሉፋት ? ኣስመራ እትው ምስ በሉ ሓማሴን ዝበሃል ቦታ ክጠፍእ ኣለዎ ካብ ዝብል ደፋር ኣተሓሳስባ ተበጊሶም ዞባ ማእክለ ዝብል ኣምር ምሂዞም ። ኣስመራ ዋና ከተማ ናይ ሓማሴን እያ፡ ኣውራጃታት (ቀደም ወረዳታት ) ሓማሴን ኣስማተን ምስ ወለዶ ዝተኣሳሰረ እዩ ፡ ከም ጋላ ነፍሒ ዝበሃል ስም ናቱ ኣይኮነን ፡ ሕጊ እንዳባ ጥሒስኩም መሬትና ብሓይሊ መንዚዕኩም ንዝኾነ ኣይትዓድሉ ኢሎም ዓበይቲ ንመራሕቲ ህግ ከረድእዎም እንተ ፈተኑ ዕጫኦም ማእሰርትን ማሕዮርን ኣብ ናኹራ ( ኣስተውዕል ፥ ከም ናይ ፋሺስቲ ጥልያን ) ኮይኑ ። ዋና ከተማ እንተ ደሊኹም ዓዲ ተክለዛን ኣለኩም ድማ ኢሎም ሓጪጮምሎም ። ንሕና ንዓዲ ተከለዛን ኣስመራ ዋና ከተማኣ ምዃና ኢና ንፈልጥ።
ንሕና በቲ ካብ ውሽጢ ህግደፍ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝመጽእ ዓመታት ዝትግበር ሓደ ኣዝዩ ግዙፍ ዝኾነ ናይ ህዝቢ ምጥርናፍ መደብ ኣውጺኡ ኣሎ ። ብሓጺሩ እቲ መደብ ንመብዛሕቲ ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ፡ ብክሊማ ንመነባብሮ ወዲ ስበ ምቹእ ናብ ዝኾነ ከበሳ - ብፍላይ ድማ ኣስመራ ምስ ሓማሴና - ኣግዒዝካ ነቲ ዝተረፈ ድማ ናብ ቦታ ናይ ሕርሻን ምዕደናን ምቕያር እዩ ። እዚ ኣዝዮ ሓደገኛ ዝኾነ ሙከራ ( ኤክስፐሪመንት ) ብኣጋኡ ጠጠው ክነብሎ እንተ ዘይኪኢልና እዚ ዘይበሃል ፖልፖታዊ ሳዕቤን ክህልዎ እዩ ።
በዓል የማነ ገብረ-ኣብ ንስሙ እዮም ደቂ ሓማሴን እምበር ኣብ ምዕራብ ዝዓበዩን ዝተመልመሉን ጓና ኢልካዮም ኣይ ጓና ደቂ-ዓዲ ኢልካዮም ድማ ኣይ ደቂ-ዓዲ እዮም ። ከም'ኡ ዝለ ዝኾነ እዩ ድማ የማነ ስኽፍ ከይበሎ ንኤርትራ - ብፍላይ ድማ ንከበሳ - ሃይማኖቱን መሬቱን ባህሉን ደምሲሱ '' ኣብ ዜግነት ዝተመስረተ ሃገር " ዝብሎ ሰነ-ሓሳብ ኣብ ግብሪ ከውዕል ላዕልን ታሕትን ዝብል ዘሎ ። ንኹሉ ጠናኒግካ ናይ ደባልቆ ሃገር መስሪትካ ኣብ ኩሉ ቦታታት ነቶግቲ ጻዊድካ ዕድሜኻ ምስ ኣኸለ ክትከይድ ምሕሳብ ስራሕ ድንቁርና ( ህዝቢ ኤርትራን ታሪኹን ባህርያቱን ዘይምፍላጥ ። ይኣይ ብስም ምጥፋእ ኣውራጃውነት ንሓማሴን ኣጥፊእካ ሃገር ክህነጸለይ ! በሉ ኣውራጃውነት ዋላ ኣብ እቶም መሬቶም ዘይተወሰደ ሰባት ከም ሎሚ ገኒኑ መሪዙን ኣይፈልጥን ። ንሓማሴን ምጽናትን ምጥፋእን ንኣብ ከበሳ ዘሎ ኣውራጃውነት መፍትሒ ይኮነን። መፍትሒኡ ሕጊ-እንዳባ ምኽባር እዩ ። ) ጥራሕ ዘይኮነ ሰይጣናዊ ግበረ-እከይ እውን እዩ።
ንሕና ኣብ ተማቒልካ ምብላዕን ምትሕግጋዝን ንኣምን ኢና ። ከም'ኡ ስለ ዝኾነ ድማ እዩ ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ኤርትራ ዝመጹ ኣሕዋትና ምሳና ዝነብሩ ዘለዉ ። እዚ ክበሃል እንከሎ ግን ብህግደፍ ንዝወጸ ንሓማሴን ኣጥፊእካ ንሰባ ኣባሪርካን መሬታ ዘሚትካን ናይ ብሓሶት ናይ ሕውነት መደብ ንቕበል ማለት ኣይኮነን ።
ከም ቅድሚ ሕጂ ዋላ ማእሰርትን መቕተልትን እንተ ኣኸተለ ፡ ሎሚ ንቃወሞ ጽባሕ ድማ ንቃወሞ ። ነዚ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከም ወዲ መሬት መጠን - መሬት እንዳ ተዘምተን ህዝቢ እንዳ ተደፍረን - ኣብ ሎጎ-ጭዋ ሓማሴን ( ማሕበር መንእሰይ ህግደፍ መሰረትን መንነትን ዘይብሎም ትውልዲ ዓዲ ሃሎ ብሰፋሮ ክትጉባእ ኣለዋ ዝብል ጽሑፍ ኣብ እዚ ቀረባ ግዜ ኣውጺኦም !! ደፋር ኣንበጣ ግራትካ ወዲኡስ ኣብ ደንበኻ ይሰፍር ኮይኑ እቲ ነገሩ ። ) ኮፍ ኢሉ ዘሎ ክፈልጦ ይግባእ ምኽንያቱ " ኣኽላባት ይነብሑ ፡ ገመል ድማ ትምርሽ " ኢልካ ዝሕለፍ ጉዳይ ስለ ዘይኮነ ።
ካብ ግዱሳን ደቂ ሓማሴን
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
ከምኡ'ዶ ተባህለ? ገርሂ ልባ ድማ: ዋና ኸተማ ኤርትራ ይመስለና ኔሩ!ኣስመራ ዋና ከተማ ናይ ሓማሴን እያ..
-
- Member+
- Posts: 5279
- Joined: 04 Jun 2013, 22:23
-
- Senior Member
- Posts: 12647
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
After carefully assessing the circumstances that led to their TPLF's disgraced demise, (I believe the agame call it ግምገማ), Abebe Abraham and his TPLF colleagues reached a conclusion that, the Addis Ababa "Master Plan" was the culprit behind their current predicament.
As the old saying goes-- "misery loves company," and the Agame, have once again taken the path of wishful thinking to create the same scenario for Eritrea by throwing dirt on the wall, hoping some of it will stick. ሃሳዳት!! ምቀኛና ቅንድብ ፈጽሞ አያድጉም!

- Posts: 30273
- Joined: 07 Aug 2010, 00:35
-
- Senior Member+
- Posts: 30273
- Joined: 07 Aug 2010, 00:35
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
https://www.google.com/amp/s/www.theafr ... ircle/amp/Eritrea: Isaias Afwerki and his inner circle
By Jeune Afrique Thursday, 7 November 2019 16:51
Despite the lifting of UN sanctions in 2018, Eritrea remains diplomatically isolated.
And its rapprochement with Ethiopia has not contributed to the relaxation of the regime that President Issayas Afeworki introduced in 1993.
Still as secret as ever, he is surrounded by the faithful, who have accompanied him since independence.
Here are a few of the key personnel in Team Issayas.
Yemane Ghebreab
A loyal and discreet political advisor, Yemane Ghebreab is originally from the Agame and is a Member of the Popular Front for Democracy and Justice (FPDJ), Eritrea’s sole and ruling party. He studied in the United States, where he joined the student wing of the Eritrean People’s Liberation Front (EPLF), now rebranded as the FPDJ.
Hagos Ghebrehiwot
Ghebrehiwot is Head of the Economic Affairs Section of the FPDJ and CEO of Hidri, a consortium founded by Afeworki that brought together the country’s private companies. As the president’s financial manager, he already managed the EPLF’s money, which earned him the nickname “Kisha” (“bag of potatoes”).
Abraha Kassa
As Director of the National Security Agency intelligence services, Kassa is also in charge of the president’s security. Ethiopia accused him of organizing Asmara’s support for the terrorist group Al-Shabaab in Somalia, an allegation he has denied.
Yemane Ghebremeskel
Ghebremeskel —nicknamed “Charlie” — manages Afeworki’s communication and has been Minister of Information and Government Spokesman since 2015. He was appointed Chief of Staff in 1993 when Eritrea gained independence. He has a degree in mathematics from Imperial College, London.
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
Dumb & dumber!
Depression factory!
Oh, damn!
Hngugus!
Qiqiqiqi
-
- Senior Member+
- Posts: 30273
- Joined: 07 Aug 2010, 00:35
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
ኣምበጣ ጉጅለ
እርይራይ ደቂ 40
l:

Meanwhile, the Real Eritreans suffer horrible death
-
- Senior Member+
- Posts: 30273
- Joined: 07 Aug 2010, 00:35
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
ኣባ ኣብርሃም ጢጡ፥
ኣብ ነብስኻ ምስ በጽሐት ኣሕሚማትካ ዶ? ኩልኸን ኣዳኾርቲ ኣብ ነብስኽን ምስመጸት ይፍለጠክን

Abe Abraham wrote: ↑12 Nov 2019, 17:38
The most difficult time in Hamassien since the Italian colonial era.
PFDJ on a collision course with Hamassien as " Asmara masterplan " expands and the government of Eritrea starts to implement its plan of population transfer in a place where land is already scarce for the locals.
ወግዒ እንዳባ በሪሱ ....መሬተይ መሬተይ ተወሪሱ በለ ሓርበኛ .....ሕጂ ከኣ እንታይ እሞ ይገበር ምስ ኣብ ውሽጢ ህግደፍ ኮይኖም ካብ ናይ ባዕዲ ዝገደደ ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ሕሉፋት ? ኣስመራ እትው ምስ በሉ ሓማሴን ዝበሃል ቦታ ክጠፍእ ኣለዎ ካብ ዝብል ደፋር ኣተሓሳስባ ተበጊሶም ዞባ ማእክለ ዝብል ኣምር ምሂዞም ። ኣስመራ ዋና ከተማ ናይ ሓማሴን እያ፡ ኣውራጃታት (ቀደም ወረዳታት ) ሓማሴን ኣስማተን ምስ ወለዶ ዝተኣሳሰረ እዩ ፡ ከም ጋላ ነፍሒ ዝበሃል ስም ናቱ ኣይኮነን ፡ ሕጊ እንዳባ ጥሒስኩም መሬትና ብሓይሊ መንዚዕኩም ንዝኾነ ኣይትዓድሉ ኢሎም ዓበይቲ ንመራሕቲ ህግ ከረድእዎም እንተ ፈተኑ ዕጫኦም ማእሰርትን ማሕዮርን ኣብ ናኹራ ( ኣስተውዕል ፥ ከም ናይ ፋሺስቲ ጥልያን ) ኮይኑ ። ዋና ከተማ እንተ ደሊኹም ዓዲ ተክለዛን ኣለኩም ድማ ኢሎም ሓጪጮምሎም ። ንሕና ንዓዲ ተከለዛን ኣስመራ ዋና ከተማኣ ምዃና ኢና ንፈልጥ።
ንሕና በቲ ካብ ውሽጢ ህግደፍ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝመጽእ ዓመታት ዝትግበር ሓደ ኣዝዩ ግዙፍ ዝኾነ ናይ ህዝቢ ምጥርናፍ መደብ ኣውጺኡ ኣሎ ። ብሓጺሩ እቲ መደብ ንመብዛሕቲ ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ፡ ብክሊማ ንመነባብሮ ወዲ ስበ ምቹእ ናብ ዝኾነ ከበሳ - ብፍላይ ድማ ኣስመራ ምስ ሓማሴና - ኣግዒዝካ ነቲ ዝተረፈ ድማ ናብ ቦታ ናይ ሕርሻን ምዕደናን ምቕያር እዩ ። እዚ ኣዝዮ ሓደገኛ ዝኾነ ሙከራ ( ኤክስፐሪመንት ) ብኣጋኡ ጠጠው ክነብሎ እንተ ዘይኪኢልና እዚ ዘይበሃል ፖልፖታዊ ሳዕቤን ክህልዎ እዩ ።
በዓል የማነ ገብረ-ኣብ ንስሙ እዮም ደቂ ሓማሴን እምበር ኣብ ምዕራብ ዝዓበዩን ዝተመልመሉን ጓና ኢልካዮም ኣይ ጓና ደቂ-ዓዲ ኢልካዮም ድማ ኣይ ደቂ-ዓዲ እዮም ። ከም'ኡ ዝለ ዝኾነ እዩ ድማ የማነ ስኽፍ ከይበሎ ንኤርትራ - ብፍላይ ድማ ንከበሳ - ሃይማኖቱን መሬቱን ባህሉን ደምሲሱ '' ኣብ ዜግነት ዝተመስረተ ሃገር " ዝብሎ ሰነ-ሓሳብ ኣብ ግብሪ ከውዕል ላዕልን ታሕትን ዝብል ዘሎ ። ንኹሉ ጠናኒግካ ናይ ደባልቆ ሃገር መስሪትካ ኣብ ኩሉ ቦታታት ነቶግቲ ጻዊድካ ዕድሜኻ ምስ ኣኸለ ክትከይድ ምሕሳብ ስራሕ ድንቁርና ( ህዝቢ ኤርትራን ታሪኹን ባህርያቱን ዘይምፍላጥ ። ይኣይ ብስም ምጥፋእ ኣውራጃውነት ንሓማሴን ኣጥፊእካ ሃገር ክህነጸለይ ! በሉ ኣውራጃውነት ዋላ ኣብ እቶም መሬቶም ዘይተወሰደ ሰባት ከም ሎሚ ገኒኑ መሪዙን ኣይፈልጥን ። ንሓማሴን ምጽናትን ምጥፋእን ንኣብ ከበሳ ዘሎ ኣውራጃውነት መፍትሒ ይኮነን። መፍትሒኡ ሕጊ-እንዳባ ምኽባር እዩ ። ) ጥራሕ ዘይኮነ ሰይጣናዊ ግበረ-እከይ እውን እዩ።
ንሕና ኣብ ተማቒልካ ምብላዕን ምትሕግጋዝን ንኣምን ኢና ። ከም'ኡ ስለ ዝኾነ ድማ እዩ ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ኤርትራ ዝመጹ ኣሕዋትና ምሳና ዝነብሩ ዘለዉ ። እዚ ክበሃል እንከሎ ግን ብህግደፍ ንዝወጸ ንሓማሴን ኣጥፊእካ ንሰባ ኣባሪርካን መሬታ ዘሚትካን ናይ ብሓሶት ናይ ሕውነት መደብ ንቕበል ማለት ኣይኮነን ።
ከም ቅድሚ ሕጂ ዋላ ማእሰርትን መቕተልትን እንተ ኣኸተለ ፡ ሎሚ ንቃወሞ ጽባሕ ድማ ንቃወሞ ። ነዚ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከም ወዲ መሬት መጠን - መሬት እንዳ ተዘምተን ህዝቢ እንዳ ተደፍረን - ኣብ ሎጎ-ጭዋ ሓማሴን ( ማሕበር መንእሰይ ህግደፍ መሰረትን መንነትን ዘይብሎም ትውልዲ ዓዲ ሃሎ ብሰፋሮ ክትጉባእ ኣለዋ ዝብል ጽሑፍ ኣብ እዚ ቀረባ ግዜ ኣውጺኦም !! ደፋር ኣንበጣ ግራትካ ወዲኡስ ኣብ ደንበኻ ይሰፍር ኮይኑ እቲ ነገሩ ። ) ኮፍ ኢሉ ዘሎ ክፈልጦ ይግባእ ምኽንያቱ " ኣኽላባት ይነብሑ ፡ ገመል ድማ ትምርሽ " ኢልካ ዝሕለፍ ጉዳይ ስለ ዘይኮነ ።
ካብ ግዱሳን ደቂ ሓማሴን
-
- Member+
- Posts: 8528
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
My dearest Weyane brother Awash,
If we are going to pretend to be Eritreans, we need to write in Eritrean Tigrigna dialects to help mask our cover. For example, your comments above should be written as:
አባ አብረሃም ጢጡ፣
አብ ነብስኻ ምስ በጽሔ'ዶ አሕሚሙካ? ኩልኽን አዳኸርቲ አብ ነብስኽን ምስበጽሓክን'ዶ ተፈሊጡክን?
ዓወት ንአዋሽ!
ውድቀት ንፈሽፋሽ!
-
- Senior Member+
- Posts: 30273
- Joined: 07 Aug 2010, 00:35
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
Fessfass wedi kelbi, mind your own wedi komarit business. Mushmush Agame.
Digital Weyane wrote: ↑13 Nov 2019, 22:33My dearest Weyane brother Awash,
If we are going to pretend to be Eritreans, we need to write in Eritrean Tigrigna dialects to help mask our cover. For example, your comments above should be written as:
አባ አብረሃም ጢጡ፣
አብ ነብስኻ ምስ በጽሔ'ዶ አሕሚሙካ? ኩልኽን አዳኸርቲ አብ ነብስኽን ምስበጽሓክን'ዶ ተፈሊጡክን?
ዓወት ንአዋሽ!
ውድቀት ንፈሽፋሽ!
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
Sombody, needs to pay me attention.
I'm relevant, goddamit!
I'm relevant, goddamit!
-
- Senior Member+
- Posts: 20611
- Joined: 15 Apr 2009, 10:50
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
Digital Weyane wrote: ↑13 Nov 2019, 22:33My dearest Weyane brother Awash,
If we are going to pretend to be Eritreans, we need to write in Eritrean Tigrigna dialects to help mask our cover. For example, your comments above should be written as:
አባ አብረሃም ጢጡ፣
አብ ነብስኻ ምስ በጽሔ'ዶ አሕሚሙካ? ኩልኽን አዳኸርቲ አብ ነብስኽን ምስበጽሓክን'ዶ ተፈሊጡክን?
ዓወት ንአዋሽ!
ውድቀት ንፈሽፋሽ!
You got him really good...
-
- Senior Member+
- Posts: 30273
- Joined: 07 Aug 2010, 00:35
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
Agamichie,
Your tigrigna is the best ever.
Your tigrigna is the best ever.
Fed_Up wrote: ↑13 Nov 2019, 23:40Digital Weyane wrote: ↑13 Nov 2019, 22:33My dearest Weyane brother Awash,
If we are going to pretend to be Eritreans, we need to write in Eritrean Tigrigna dialects to help mask our cover. For example, your comments above should be written as:
አባ አብረሃም ጢጡ፣
አብ ነብስኻ ምስ በጽሔ'ዶ አሕሚሙካ? ኩልኽን አዳኸርቲ አብ ነብስኽን ምስበጽሓክን'ዶ ተፈሊጡክን?
ዓወት ንአዋሽ!
ውድቀት ንፈሽፋሽ!
You got him really good...
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
"አዳኻሪት ዉልቀ መለኽቲ": ንምባል ድዩ?
-
- Senior Member+
- Posts: 20611
- Joined: 15 Apr 2009, 10:50
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
Asswash agameW,
After we took the manhoods of your illiterates agameWoch tplfists, you no longer make sense at all. We successfully turned you out personal b!tch. As i said couples years a go, we made you laughing stock of our own turf. Who is the boss now? Say shabbos like Aboy Tsahaye agameW
እፍሊ ሰረቅቲ እራይ ምራይ ሳሕራማት እንዳ ኣልቤርጎ አክሱም
የት ይደርሳል የተባለ ጥጃ.. ሉኳንዳብት ተገኜ አለች አልማዜዋ ነፍሷን ይማርና.. ክንችር ብላ ቀረች

Awash wrote: ↑13 Nov 2019, 23:48Agamichie,
Your tigrigna is the best ever.
Fed_Up wrote: ↑13 Nov 2019, 23:40Digital Weyane wrote: ↑13 Nov 2019, 22:33My dearest Weyane brother Awash,
If we are going to pretend to be Eritreans, we need to write in Eritrean Tigrigna dialects to help mask our cover. For example, your comments above should be written as:
አባ አብረሃም ጢጡ፣
አብ ነብስኻ ምስ በጽሔ'ዶ አሕሚሙካ? ኩልኽን አዳኸርቲ አብ ነብስኽን ምስበጽሓክን'ዶ ተፈሊጡክን?
ዓወት ንአዋሽ!
ውድቀት ንፈሽፋሽ!
You got him really good...
-
- Senior Member+
- Posts: 30273
- Joined: 07 Aug 2010, 00:35
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
ኣባ ኣብርሃም ጢጡ፥
ኣብ ነብስኻ ምስ በጽሐት ኣሕሚማትካ ዶ? ኩልኸን ኣዳኾርቲ ኣብ ነብስኽን ምስመጸት ይፍለጠክን
ኣብ ነብስኻ ምስ በጽሐት ኣሕሚማትካ ዶ? ኩልኸን ኣዳኾርቲ ኣብ ነብስኽን ምስመጸት ይፍለጠክን
Abe Abraham wrote: ↑12 Nov 2019, 17:38
The most difficult time in Hamassien since the Italian colonial era.
PFDJ on a collision course with Hamassien as " Asmara masterplan " expands and the government of Eritrea starts to implement its plan of population transfer in a place where land is already scarce for the locals.
ወግዒ እንዳባ በሪሱ ....መሬተይ መሬተይ ተወሪሱ በለ ሓርበኛ .....ሕጂ ከኣ እንታይ እሞ ይገበር ምስ ኣብ ውሽጢ ህግደፍ ኮይኖም ካብ ናይ ባዕዲ ዝገደደ ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ሕሉፋት ? ኣስመራ እትው ምስ በሉ ሓማሴን ዝበሃል ቦታ ክጠፍእ ኣለዎ ካብ ዝብል ደፋር ኣተሓሳስባ ተበጊሶም ዞባ ማእክለ ዝብል ኣምር ምሂዞም ። ኣስመራ ዋና ከተማ ናይ ሓማሴን እያ፡ ኣውራጃታት (ቀደም ወረዳታት ) ሓማሴን ኣስማተን ምስ ወለዶ ዝተኣሳሰረ እዩ ፡ ከም ጋላ ነፍሒ ዝበሃል ስም ናቱ ኣይኮነን ፡ ሕጊ እንዳባ ጥሒስኩም መሬትና ብሓይሊ መንዚዕኩም ንዝኾነ ኣይትዓድሉ ኢሎም ዓበይቲ ንመራሕቲ ህግ ከረድእዎም እንተ ፈተኑ ዕጫኦም ማእሰርትን ማሕዮርን ኣብ ናኹራ ( ኣስተውዕል ፥ ከም ናይ ፋሺስቲ ጥልያን ) ኮይኑ ። ዋና ከተማ እንተ ደሊኹም ዓዲ ተክለዛን ኣለኩም ድማ ኢሎም ሓጪጮምሎም ። ንሕና ንዓዲ ተከለዛን ኣስመራ ዋና ከተማኣ ምዃና ኢና ንፈልጥ።
ንሕና በቲ ካብ ውሽጢ ህግደፍ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝመጽእ ዓመታት ዝትግበር ሓደ ኣዝዩ ግዙፍ ዝኾነ ናይ ህዝቢ ምጥርናፍ መደብ ኣውጺኡ ኣሎ ። ብሓጺሩ እቲ መደብ ንመብዛሕቲ ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ፡ ብክሊማ ንመነባብሮ ወዲ ስበ ምቹእ ናብ ዝኾነ ከበሳ - ብፍላይ ድማ ኣስመራ ምስ ሓማሴና - ኣግዒዝካ ነቲ ዝተረፈ ድማ ናብ ቦታ ናይ ሕርሻን ምዕደናን ምቕያር እዩ ። እዚ ኣዝዮ ሓደገኛ ዝኾነ ሙከራ ( ኤክስፐሪመንት ) ብኣጋኡ ጠጠው ክነብሎ እንተ ዘይኪኢልና እዚ ዘይበሃል ፖልፖታዊ ሳዕቤን ክህልዎ እዩ ።
በዓል የማነ ገብረ-ኣብ ንስሙ እዮም ደቂ ሓማሴን እምበር ኣብ ምዕራብ ዝዓበዩን ዝተመልመሉን ጓና ኢልካዮም ኣይ ጓና ደቂ-ዓዲ ኢልካዮም ድማ ኣይ ደቂ-ዓዲ እዮም ። ከም'ኡ ዝለ ዝኾነ እዩ ድማ የማነ ስኽፍ ከይበሎ ንኤርትራ - ብፍላይ ድማ ንከበሳ - ሃይማኖቱን መሬቱን ባህሉን ደምሲሱ '' ኣብ ዜግነት ዝተመስረተ ሃገር " ዝብሎ ሰነ-ሓሳብ ኣብ ግብሪ ከውዕል ላዕልን ታሕትን ዝብል ዘሎ ። ንኹሉ ጠናኒግካ ናይ ደባልቆ ሃገር መስሪትካ ኣብ ኩሉ ቦታታት ነቶግቲ ጻዊድካ ዕድሜኻ ምስ ኣኸለ ክትከይድ ምሕሳብ ስራሕ ድንቁርና ( ህዝቢ ኤርትራን ታሪኹን ባህርያቱን ዘይምፍላጥ ። ይኣይ ብስም ምጥፋእ ኣውራጃውነት ንሓማሴን ኣጥፊእካ ሃገር ክህነጸለይ ! በሉ ኣውራጃውነት ዋላ ኣብ እቶም መሬቶም ዘይተወሰደ ሰባት ከም ሎሚ ገኒኑ መሪዙን ኣይፈልጥን ። ንሓማሴን ምጽናትን ምጥፋእን ንኣብ ከበሳ ዘሎ ኣውራጃውነት መፍትሒ ይኮነን። መፍትሒኡ ሕጊ-እንዳባ ምኽባር እዩ ። ) ጥራሕ ዘይኮነ ሰይጣናዊ ግበረ-እከይ እውን እዩ።
ንሕና ኣብ ተማቒልካ ምብላዕን ምትሕግጋዝን ንኣምን ኢና ። ከም'ኡ ስለ ዝኾነ ድማ እዩ ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ኤርትራ ዝመጹ ኣሕዋትና ምሳና ዝነብሩ ዘለዉ ። እዚ ክበሃል እንከሎ ግን ብህግደፍ ንዝወጸ ንሓማሴን ኣጥፊእካ ንሰባ ኣባሪርካን መሬታ ዘሚትካን ናይ ብሓሶት ናይ ሕውነት መደብ ንቕበል ማለት ኣይኮነን ።
ከም ቅድሚ ሕጂ ዋላ ማእሰርትን መቕተልትን እንተ ኣኸተለ ፡ ሎሚ ንቃወሞ ጽባሕ ድማ ንቃወሞ ። ነዚ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከም ወዲ መሬት መጠን - መሬት እንዳ ተዘምተን ህዝቢ እንዳ ተደፍረን - ኣብ ሎጎ-ጭዋ ሓማሴን ( ማሕበር መንእሰይ ህግደፍ መሰረትን መንነትን ዘይብሎም ትውልዲ ዓዲ ሃሎ ብሰፋሮ ክትጉባእ ኣለዋ ዝብል ጽሑፍ ኣብ እዚ ቀረባ ግዜ ኣውጺኦም !! ደፋር ኣንበጣ ግራትካ ወዲኡስ ኣብ ደንበኻ ይሰፍር ኮይኑ እቲ ነገሩ ። ) ኮፍ ኢሉ ዘሎ ክፈልጦ ይግባእ ምኽንያቱ " ኣኽላባት ይነብሑ ፡ ገመል ድማ ትምርሽ " ኢልካ ዝሕለፍ ጉዳይ ስለ ዘይኮነ ።
ካብ ግዱሳን ደቂ ሓማሴን
-
- Senior Member+
- Posts: 30273
- Joined: 07 Aug 2010, 00:35
Re: PFDJ on a collision course with Hamassien as .....
ኣባ ኣብርሃም ጢጡ፥:
What do you expect from Agame junta who rule Eritrea?