-
- Member
- Posts: 2327
- Joined: 26 Apr 2013, 05:16
-
- Senior Member+
- Posts: 20403
- Joined: 15 Apr 2009, 10:50
Re: This is the story of our brave (tegadelti) Doctors in Sewra.
God bless those brave souls. Thanks for sharing. There are millions of untold stories about our fathers gedli.
-
- Member
- Posts: 2748
- Joined: 25 May 2007, 13:45
Re: This is the story of our brave (tegadelti) Doctors in Sewra.
ደም ርሃጸይ ንዓኺ
ዓጽመይ ስጋይ ንዓኺ
ኩለንትናይ ንዓኺ
ንሃገረይ ንሃገረይ
ኢላ ብምሩጽ ድምጻ ንቃላት ግርማ ተልብስ ደላ ድምጻዊት'ሲ መን ትኸውን, ኣበይ'ከ ትህሉ ሕጂ, ፍረ ጻማኣ'ኸ ረኺባ'ዶ ትኸውን ኢልካ ሓቲትካ እተትኸውን'ሲ, እቲ ከተማሓላልፎ ትደሊ ደለኻ መልእኽታት ክንደይ ቁምነገር ምሓዘ ኔሩ።
ዓጽመይ ስጋይ ንዓኺ
ኩለንትናይ ንዓኺ
ንሃገረይ ንሃገረይ
ኢላ ብምሩጽ ድምጻ ንቃላት ግርማ ተልብስ ደላ ድምጻዊት'ሲ መን ትኸውን, ኣበይ'ከ ትህሉ ሕጂ, ፍረ ጻማኣ'ኸ ረኺባ'ዶ ትኸውን ኢልካ ሓቲትካ እተትኸውን'ሲ, እቲ ከተማሓላልፎ ትደሊ ደለኻ መልእኽታት ክንደይ ቁምነገር ምሓዘ ኔሩ።