Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: (ሹክሹክታ) - ከጌታቸው አሰፋ ማህደር የሾለኩ ምስሎች

Post by Zmeselo » 12 Oct 2019, 19:52

Peace, has made Sebhat Nega to go cuckoo. Feel free to listen, b/n 5:00 - 7:30 min :lol:



ከብቲ'ሞ ከይደን'የን: እንተ ጸርፊ ግን ዝገደፍና የልብናን'ዩ ናይ ስብሓት ነጋ። ካብ ዘየድሊ ዓጀውጆውን ሃለውለውን ዘረባ፣ እተን ተሪፈነኦ ዘለዋ ዕድሚኡ ብሰላም ተሰማሚዑ እንተዝነብረንዶ ኣይምሓሾን? ከም ብዕድመ ዓብዪ: ዓገብ ክብልን መንገዲ ቅንዕና ክመርሕን ከማእዝንን እዩ ዝግበኦ ነሩ።

Anyways as the saying goes:
an old man is twice a child.
ወያነ
መርፍእ ዘይመኸነ

ቀደም ነሩ ኣርሒቕካ ምሕሳብ
ብማዕርነት ንኹሉ ምሕብሓብ
ካብ ስርቂ ወራር ኣእዳውካ ምእካብ

ሕጂ እንታይ ይዓብስ ኣብ ትግራይ ምሽፋት
ንውርደት'ዩ ንትግራዋይ ጥፍኣት::

(Courtesy: Raee)


Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: (ሹክሹክታ) - ከጌታቸው አሰፋ ማህደር የሾለኩ ምስሎች

Post by Zmeselo » 12 Oct 2019, 22:43

Example of media lies:




Post Reply