-
- Senior Member
- Posts: 10189
- Joined: 23 Feb 2013, 20:08
Appraisal of Isaias & Co's 30 yrs Management of Eritrean Economy - by Isaias
Please wait, video is loading...
-
- Member+
- Posts: 6998
- Joined: 14 Feb 2020, 22:23
- Location: Ras Mesobawian
Re: Appraisal of Isaias & Co's 30 yrs Management of Eritrean Economy - by Isaias
$harmuta Agame fake news!
-
- Senior Member
- Posts: 10189
- Joined: 23 Feb 2013, 20:08
Re: Appraisal of Isaias & Co's 30 yrs Management of Eritrean Economy - by Isaias
Please wait, video is loading...
-
- Senior Member
- Posts: 10189
- Joined: 23 Feb 2013, 20:08
Re: Appraisal of Isaias & Co's 30 yrs Management of Eritrean Economy - by Isaias
ክዳንካ ዓመት ዓመት እንዳቀያየርካ ኣረጊት ዝተበታተኸ ናስትሮ ምድጋጋም'ያ ስራሕ ሲሰያስ'ባ!
Please wait, video is loading...
-
- Member+
- Posts: 6998
- Joined: 14 Feb 2020, 22:23
- Location: Ras Mesobawian
-
- Member
- Posts: 1385
- Joined: 24 May 2007, 05:09
Re: Appraisal of Isaias & Co's 30 yrs Management of Eritrean Economy - by Isaias
ኣንታ ወየንቲ ዓቢዶም ወግሐ ጸብሐ ኢሰያስዶ ግዛዕዶ ክብሉ ኣትኪኮምና።
እንታይ ክትገብሩ ምስ ዘይጽመድ እንዲኹም ጸሚድኩም። ቁልቁል ኣፍኩም ምስተኸለኩም ሕጂዶ ይሓይሽ?
እንታይ ክትገብሩ ምስ ዘይጽመድ እንዲኹም ጸሚድኩም። ቁልቁል ኣፍኩም ምስተኸለኩም ሕጂዶ ይሓይሽ?
-
- Senior Member
- Posts: 10189
- Joined: 23 Feb 2013, 20:08
Re: Appraisal of Isaias & Co's 30 yrs Management of Eritrean Economy - by Isaias
እታ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ብጀኖሳይድ ጠፍኣላ ሃገረ ርዋንዳ ሎሚ ድሕሪ ዓመት ብኹሉ መዕቀኒታት ሓንቲ ዘበናዊት ኮይና ኣላ። ኤርትራ ክኣ ብሰንኪ ምሕደራ ሽፍታ ዓዲ ሃሎ ብኹሉ መዕቀኒታት ካብ ተን ዝደሓራ ሃገራት ኮይና ኣላ
20
ኣንበሳ ኣፍርቃን ውኻርያ ኣፍሪቃን!
****************************
ፖል ካጋመ
*****************
ኣብ ውሽጢ 20 ዓመት እታ ብሰንኪ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ሞንጎ ህዝብታት ሁቱን ቱትሲን ልዕሊ 1 ሚልዮን ህዝቢ ዝሃለቀላ ሃገር ናብ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ዘበናዊት ሃገር ጌርዋ!
ሎሚ ርዋንዳ ብብዙሕ መዳያት ቁጽሪ ሓደ ኣብ ኣፍሪቃ ትስራዕ!
ቀዳማይ ደረጃ ካብ ኣፍሪቃ ኣብ global competitive index!
ሓሙሻይ ደረጃ ካብ ዓለም ተሓዳሲ ምንጪ ጸዓት (renewable energy) ምጥቃም!
ቁጽሪ 18 ካብ ዓለም ኣብ እተን ብቀሊሉ business ክትገብረልን ትኽዕል ዓድታት!
3ይ ደረጃ ካብ ዓለም ትካል ንኽትከፍት ብቀሊሉ ልቃሕ ትረኽበለን ዓድታት!
ውሕስነት ጥዕና ህዝቢ (public health insurance) 98%!
70% መሃይምነት ዘጥፈአት!
95% ካብቲ ህዝቢ ተንቃሳቃሲ ተሌፎን (mobile phone) ዝውንን!
ናይ መጀመርታ ናይ ኣፍሪቃ ሃገር ናይ ኣውሮጳ መኪና መጋጣጠሚ ፋብሪካ (Volkswagen) ዘለዋ!
98% ቆልዑ ርዋንዳ ቤት ትምህርቲ ይጅምሩ!
ኣብ 2014ዓ ም ሓደ ቆልዓ ሓንቲ ኮምፕዩተር ዝብል ፖሊሲ ኣታኣታትዩ ኣብ ክፍለ ዘመን ተወዳዳሪት ሃገር መሪጹ፦ (one laptop per child policy)!
ኣብ እዋን ኮሮና ቫይረስ፣ ነፊሲ ወከፍ ስድራ ቤት፣ ኤለትሪክን መሰረታዊ ኣስቤዛን ማይን ገዛ ክራይን ብ ነጻ ከም ትረክብ ተጌሩ!
ኪጋሊ ካብ ኣፍሪቃ ዝጸረየት ዋና ከተማ!
ኢንተርነት ተጠቃሚ 46.2%
.
.
እቲ ሊስታ ነዊሕ እዩ!
ኢሳያስ ኣፈወርቂ
****************************
ምስ እቶታ ተነጻጺሩ ካብ ኣፍሪቃ ዝለዓለ ልቃሕ ዘለዋ ኤርትራ እያ
https://africa.businessinsider.com/.../20.../8qdmrsq
https://clubofmozambique.com/.../20-african-countries.../
ብ Reporters without borders ዝወጸ ጸብጻብ ካብ 180 ሃገራት ኤርትራ መበል 179 ወጺኣ ኣላ
https://rsf.org/en/index
Human Development Index Ranking ከም ዘርእዮ ኤርትራ ካብ እተን 8 ድሑራት ሃገራት ናይ ዓለምና እያ!
https://hdr.undp.org/data-center/countr ... hts#/ranks
ኣብ "Ease of doing business ranking 2020" ሊስታ ናይ ካብ ዓለም እተን ብ ቐሊሉ ትካላት ክትከፍተለን ትኽእል ዓድታት ወጺኡ ኣሎ::
ኤርትራ ክኣ ከም ኣመላ ካልኣይቲ ካብ መወድእታ፥መበል 189 ካብ 190 ወጺኣ ኣላ! ን ሶማል ምቕዳምስ ናይ መን ኮይኑ
https://www.doingbusiness.org/.../Doing-Business-2020...
ቅድሚኡ ዘነረበሩ ገዛእቲ ስርዓታት ዝሰርሑዎ ትሕቲ ቅርጺ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ውሽጢ 28 ዓመት ኣብሪሱ!
ሙሁርን መንእሰይን ኣውፋሪን ዘይብላ ሃገር ኣፍርዩ!
ኣይኮነን ዶ ን ፋብሪካታትን ትካላትን፣ ነቲ መዓልታዊ ኣገልግሎት ናይ ሓንቲ ስድራ ቤት ዘይበቅዕ ትሕተ ቅርጺ ማይን ኤለትሪክን!
እታ እንኮ ዩኒቨርሲቲ ዓጽዩ 361 ቤት ማእሰርቲ ሰሪሑ!
ኣብ እዋን ኮሮና ቫይረስ እዚ ኩሉ ገንዘብ ተዋጺኡ ከብቅዕ ብመደብ ብጥሜት ን ህዝቢ ኤርትራ የህልቕ!
ኢንተርነት ተጠቃሚ 6.3%
Performance of the Eritrean dictator to the achievments of Paul Kagame of Rwanda

- Posts: 6796
- Joined: 19 Oct 2017, 11:19
Re: Appraisal of Isaias & Co's 30 yrs Management of Eritrean Economy - by Isaias
This is your biggest achievement sahsah kodar weyanay rodent
-
- Senior Member
- Posts: 12883
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
-
- Senior Member
- Posts: 10189
- Joined: 23 Feb 2013, 20:08
Re: Appraisal of Isaias & Co's 30 yrs Management of Eritrean Economy - by Isaias
Has any Eritrean expected anything different from Isaias?
Please wait, video is loading...