- ማሕሙድ ዑስማንን ኸዲጃ ናስርን!!!!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
እንዳ ኣዕለልና እንከለና ማለት እዩ ፥
ኣነ ፥ በርሀ ወዲ ጊለ ትፈልጦ ዶ ?
ዘመደይ ፥ እወ ካብ እግረ-ተኽሉ ?
ኣነ ፥ እግረ-ተኽሉ እግረ-ተኽሉ ?
ዘመደይ፥ እግረ-ተኽሉ ኣብ ምድሪ ያታና ....ክጀማምር እንከሎ ማለተይ እዩ::
ኣነ ፥ በል ኣነ ዝፈልጦን ዝተዓዘብክዎን በርሀ ኣብ ያታና ብዓቢኡ ከም ምሉእ ፈናን ( ኣርቲስት) ኮይኑ እዩ ተወሊዱ ። ብዘይካ ደርፍን ጸዎታን ካብ ወላዲኡን ብወላዲኡ ድማ ካብ ኣባሓጎታቱ ዝወረሶ ያታዊ ዛንታታትን ዋዛን ኣለዎ ።
ዘመደይ ፥ እሞ ምስ ሓደ በሊሕ ከም ተስፋ-ኣለም ናይ ቲቪ ኤረ ዝኣምሰለ ሰብ ኮይኑ ምስ ታሪኹን ኣብ ዓለም ዘጓነፎ መስሓቕ ነገራት ሓዋዊሱ ዋዛን ላዛን ዘላታ መጽሓፍ ከቕርበልና ኣለዎ ማለት እዩ ።
ኣነ ፥ ብርግጽ ! በል ያላ ናብ እዛ ምዕዝቲ ደርፉ ንኺድ!!
-
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
በርሀ ወዲ ጊለ ሓወይ ክብረት ይሃብካ ሰምሃር ሳሕል ኣስመራ ካርነሽም ዓንሰባ ዓላ ኮታስ ኩላ ኤርትራ ጠቒስካ ናብ ድባርዋ ከይተረፈ ዝወረድካ ። ኣብ ከባቢ ድባርዋ መን ኣላ እንተ በልካ ዓዲ ባሮ ዓደይ - ኣነ ካብኡ ይውለድ እየ - ዓዲ ጀጋኑን መኳንንትን ከም ኣብ ቦታ ኮመንት ናይ እቲ ቪድዮ ሰፊሩ ዘሎ ። በሉ ንስድራይን ኣዝማደይን ተላለይዎም ፥Abe Abraham wrote: ↑23 Oct 2022, 11:02
እንዳ ኣዕለልና እንከለና ማለት እዩ ፥
ኣነ ፥ በርሀ ወዲ ጊለ ትፈልጦ ዶ ?
ዘመደይ ፥ እወ ካብ እግረ-ተኽሉ ?
ኣነ ፥ እግረ-ተኽሉ እግረ-ተኽሉ ?
ዘመደይ፥ እግረ-ተኽሉ ኣብ ምድሪ ያታና ....ክጀማምር እንከሎ ማለተይ እዩ::
ኣነ ፥ በል ኣነ ዝፈልጦን ዝተዓዘብክዎን በርሀ ኣብ ያታና ብዓቢኡ ከም ምሉእ ፈናን ( ኣርቲስት) ኮይኑ እዩ ተወሊዱ ። ብዘይካ ደርፍን ጸዎታን ካብ ወላዲኡን ብወላዲኡ ድማ ካብ ኣባሓጎታቱ ዝወረሶ ያታዊ ዛንታታትን ዋዛን ኣለዎ ።
ዘመደይ ፥ እሞ ምስ ሓደ በሊሕ ከም ተስፋ-ኣለም ናይ ቲቪ ኤረ ዝኣምሰለ ሰብ ኮይኑ ምስ ታሪኹን ኣብ ዓለም ዘጓነፎ መስሓቕ ነገራት ሓዋዊሱ ዋዛን ላዛን ዘላታ መጽሓፍ ከቕርበልና ኣለዎ ማለት እዩ ።
ኣነ ፥ ብርግጽ ! በል ያላ ናብ እዛ ምዕዝቲ ደርፉ ንኺድ!!
-
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- ጎይታ ክራር ጎይታ ዜማ ጎይታ መድረኽ ዶ ክንብላ ኣብዚ እነሀለትልኩም ጅግናን ጎበዝን ሓፍትና ብስራት ጓል ኣረጋይ !!!
( ኣኪለ - Washon ዋሾን tv - ሹክረን ያ ሓቢቢ ነዛ ታሪኻዊት ደርፊ ናይ ሓፍትና ብስራት ጓል ኣረጋይ ዘዘኻኸርካኒ ። ኣነ ብ ስነ-መጎታዊ ኣዘራርባኻን ዋዛኻን ስጡም ኣደራድራ ቃላትካን ኣዝየ እየ ዘድንቐካ ። ስለዚ ድማ መጽሓፍ ክትደርስ ይላበወካ ። በዚ ኣጋጣሚ ን ሓውና ተጋዳላይ ዳያን ሃይለ - ፕሮፈሶረ - ናይ Eritrean Unity Worldwide EPLF1 ድማ ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደልን ። ንበዓል ሰሌ ናይ SOLO MEDIAን እቲ ኣብ Sahel Media ዘሎ ሓውናን ድማ ሓደ መዓልቲ ተኻዳዲኖም ኣብ ብርቂ ዝኾነ ሱቱድዮ ቲቪ ኤረ ክንርእዮም ተስፋ ንገብር ። )
( ኣብታ ቪድዮ ተለጢፋ ዘላ ኣይቖናዊትን ታሪኻዊትን ስእሊ ሓደ ካብ እቶም ባንዴራ ዝተኸሉ ጀጋኑ ሓው ኣቦይ እዩ ። ዓለም ንእሽተይ ኢያ ። በየን ንራኸብ ኣይበሃልን እዩ ። መሃንድስ ፍጹም ወዲ ኣብራሃም ካባና ምዃኑን ፕሮፈሰር ክብረ-ኣብ ድማ ወዲ ዓንሰባ ኮይኑ ምጽንሑን ኣገሪሙኒ ። ደቂ ሸሓይ ዓዲ ዓባየይ ( በደይ ) ካብ ዓዱ ብዙሕ ኣይትርሕቅን ኢያ ። )
-
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- ማራኺት ኣበባ(እቡብ) ጓል ሃይለ ፥ እዚስ መን ይረኽቦ!!!!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- ሳባ ሽኮር ጓል ለምለም ናብራኺ ኩሉ ይግበሮ ለምለም ንለምለም !!!!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- ተላይ መሰንቆ ብ ሱሌማን ኣሕመድ !!!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- ሃይለ ገብሩ ዘልኣለማዊ ድሙቕ ኮኸብ ዘመናውን ያታውን ሙዚቃና ፥ ንሳማማዕ !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- Eritrea Tigre music- كرنفال بمناسبة نجاح طلاب شرق السودان ተመሃሮ ምብራቓዊ ሱዳን ኣሳልጦ ኣብ ዝረኸቡሉ ኣጋጣሚ ካርኒቫል!!!
( እዛ ጥዕምቲ ደርፊ ከረን ዓባይን መታዓብይተይ ደቂ ኣፍዓበትን ናቕፋን ዓሊ ግድርን ሓጋትን ዓደይ ሰምሃርን ተዛኻኽረኒ ። ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ከይደ ናብ ባጽዕ ምስ ወረድኩ ሓደ ስጋዕ ሕጂ ዘይርስዖ ሰብኣይ ኣብ ጥዋለት ምስ ረኸብክዎ ኩሉ ኣብ ጁባይ ዝነበረ ናቕፋታት ምስ ሃብክዎ " ኣይትረስዑና ኢኹም " ኢሉ ተላብዩኒ ። " ኣነ ወዲ ሕርጊጎ እየ ። ኣብ ምስሪ ሓደ ተማሃራይ ወደይ ኣሎኒ ። ዳርጋ ሰለስተ ወርሒ ይገብር ግን ደሃዩ የብለይን ። " ምስ በለኒ ኣደንጊጹኒ ። ኣብ ጋሕቴላይ ድማ ምስ ሓደ ሸያጥ ብርጭቕ ብብርጭቕ ናይ እምቤረሚ ጀሚርና ብዙሕ ኣዕሊልና ። ናብ ሽዕብን ፍልፍልን ሰለሙናን ከረንን ኣፍዓበትን ናቕፋን ቃሩራን ክኸይድ ሓሲበ ብሰንኪ ግዜ ዝደለኽዎ ከይገበርኩ ተመሊሰ። )
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- ኣሕመድ ኣራሁ ፥ ያ ሰላማ!!! ( ያ ሰላም!!!)
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- Eritrean festival Sweden 2022/ stockholm scandinavia !!!!!!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- ወዲ ብርሂን ዓይንኻ ትብራህ ነዞም ኣብ ሓማሴን ዘሎና ኣሕዋትና ዝኾኑ ሰብ ቀርኒ-መዓር ዘርኣኻና ። ኣነ - ብሓደ ሸነኸይ- ሓደ ካብ እቶም ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ኤርትራ ዝርከቡ ደቂ ዘርአ-ሰናይ እየ ። ምስጋና ኩሉ ምስጋና ንዓኻ !!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- ኤልሳ ጓል ኪዳነ ( ኤልሳ ሓፍተይ ጓል ዓላ ! ) ፥ ሸባብ ኤሪትሪያ !!!!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
Abe Abraham wrote: ↑11 Nov 2022, 16:19
- ወዲ ብርሂን ዓይንኻ ትብራህ ነዞም ኣብ ሓማሴን ዘሎና ኣሕዋትና ዝኾኑ ሰብ ቀርኒ-መዓር ዘርኣኻና ። ኣነ - ብሓደ ሸነኸይ- ሓደ ካብ እቶም ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ኤርትራ ዝርከቡ ደቂ ዘርአ-ሰናይ እየ ። ምስጋና ኩሉ ምስጋና ንዓኻ !!!!
ሕጂ ኸኣ መመሊሱ ጸቢቑ ሳላ ወዲ ብርሂን ሓወይ ! ብዓወት ናይ ዓዲ-ባሮ ተታባቢዕና ዓባይ ቀርኒ-መዓር - ዕድለይ ኢልና ኣብ ዩትዩብ እንዳደለና - ረኺብና ብታሕጓስ እንዳ ነባዕና እንከለና ብስምና ዝጽዋዕ ወረዳ ደቂ ዘርአ-ሰናይ ዝበሃል ቦታ ከምዘሎ ከኣ ክንፈልጥ ክኢልና !! እንቋዕ መመሊሱ ጸበቐን መቀረን !!!!!
እዚ ዘጓነፈኒ ባህልኻን ኣስማትካን ታሪኽካን ምዕቃብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ የብርህ ።
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- መሳጢት ሸዊት ጓል ክፍለ ፥ ሂበካ'የ ባዕለይ!!!!!!!!!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
ኣልማዝ ዮሃንስ ፥ ናፊቐ'የ!!!!
ሉል ኤርትራ፡ ሉል ጓል ቴድሮስ ፥ ናፊቐ'የ !!!!
ሉል ኤርትራ፡ ሉል ጓል ቴድሮስ ፥ ናፊቐ'የ !!!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- ሑሰይን መሓመድ ዓሊ ብ ሜሮን ( ወዲ ሓወይ ፡ ጅግና ወዲ ጀጋኑ!!! ) እስቲፋኖስ ኣብራሃም ፥ ጀላብ ዓባይ ኤሪትረያ!!!!
/ ኣዝዩ ዘኹርዕ ጽፉፍ ስራሕ ብሙዚቃ ኣቀናባብራ ይኹን ብትሕዝቶን ኣቀራርባን /
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
ኢንጂነር ኣስገዶም ፍልዩን ሓደ ካብ እቶም ኣዝዮም ዝበረኹ ኣኽራናት ባህሊ ኤርትራ እዩ ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ እነሆ ያታናን ታሪኽናን ተኸቲሉ ብኣውሎ ንጀጋኑና ይደርፈሎም ኣሎ። ብሓባር ንስመዓዮን ቃላቱ ድማ ነስተማቕሮ ። ጆባእኩም !!!
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
- ብተሪርን ኣዝዩ ስምዒትካ ዝትንክፍን ቃላት ንስዋኣትና ክደርፈሎም እንከሎ ስነ-ጥበባዊ ኢድሪስ መሓመድ ዓሊ ጅግና ታሪኽ ሰሪሑ ከም ዝሓልፍ የዘኻኽረና ።
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Good Morning Eritrea !!
ንዓባይ ባጽዕ ዝደረፈትላ ዋዕሮ ሽኮር ሄለን ጓል መለስ ሓብቲ ስዉእ ኣብ ዝኽሪ ስርሒት ወዲ ፈንቅል !!!!