-
- Senior Member
- Posts: 12687
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
እዞም ሰባት መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም?
ሱር ኩሉ ክፍአትን ሓጢኣትን መን'ዮም?
-
- Senior Member
- Posts: 12687
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
Re: እዞም ሰባት መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም?
Tigray Media House interviewed the Junta ሊቀ ሊቃውንቲ አይተ Meleket of Adwa, Tigray.
-
- Senior Member
- Posts: 12687
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
Re: እዞም ሰባት መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም?
ኣፎም መዓር ልቦም በሊሕ ላማ
ሰላም ዘይፈትዉ ሰብ እኩይ ዕላማ
ባንዳታት ከደምቲ ለሓስቲ ጫማ
መዓር ካብ ንህቢ እምበር አይርከብን ካብ ናይ ሽቓቕ ሃመማ
ሰላም ዘይፈትዉ ሰብ እኩይ ዕላማ
ባንዳታት ከደምቲ ለሓስቲ ጫማ
መዓር ካብ ንህቢ እምበር አይርከብን ካብ ናይ ሽቓቕ ሃመማ
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: እዞም ሰባት መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም?
'ንግሥቲ' ፎቶ ሾፕ Fiyameta ፡ ግርም ሕቶ'ኡ! ብራዋ እዛ "ወትሩ ኣብ መኸተ ድልውቲ" ዋዕሮ ሓፍትና።
እዘን ሓሰውቲ'ከ መን ኢየን? ትፈልጥዬን'ዶ? ጻዕዳ ከጸልማ ከምቶም ወየንቲ ድቃስ ስኢነን ዘለዋ "ወ/ሮ" መን ኢዬን?
https://mereja.com/forum/viewtopic.php? ... 1#p1310451
እዡኦም ብዛዕባ "ሕልሚ ዓባይ ትግራይ" ዚጽሕፉ'ከ መን እዮም ቢሎም ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ይሓቱኪ ኣለዉ፡ ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ምቕሉልነትን።
https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=2&t=291645
እዘን ሓሰውቲ'ከ መን ኢየን? ትፈልጥዬን'ዶ? ጻዕዳ ከጸልማ ከምቶም ወየንቲ ድቃስ ስኢነን ዘለዋ "ወ/ሮ" መን ኢዬን?
https://mereja.com/forum/viewtopic.php? ... 1#p1310451
እዡኦም ብዛዕባ "ሕልሚ ዓባይ ትግራይ" ዚጽሕፉ'ከ መን እዮም ቢሎም ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ይሓቱኪ ኣለዉ፡ ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ምቕሉልነትን።
https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=2&t=291645
-
- Senior Member
- Posts: 13644
- Joined: 27 Jan 2020, 23:15
Re: እዞም ሰባት መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም?
ሺህ፥ ጊዜ፥ ተበለ፥ አነ፥ ወዲ፥ ኤሬ፤
ብውሽጡ፥ ግን፥ ይብል፥ አነስ፥ ትግረዋይ፥ ግዲ፥ እየ፤
ይሟጎት፥ ምስ፥ ርእሱ፥ ኢሉ፥ ኢትዮጵያዊ፥ ድየ
ብናይ፥ ሚኢቲ፥ አመት፥ ታሪክ፥ ብውሽጡ፥ እናበኸየ
ብውሽጡ፥ ግን፥ ይብል፥ አነስ፥ ትግረዋይ፥ ግዲ፥ እየ፤
ይሟጎት፥ ምስ፥ ርእሱ፥ ኢሉ፥ ኢትዮጵያዊ፥ ድየ
ብናይ፥ ሚኢቲ፥ አመት፥ ታሪክ፥ ብውሽጡ፥ እናበኸየ
-
- Senior Member
- Posts: 12687
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
Re: እዞም ሰባት መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም? መን'ዮም?
ሰላሳ ዓመታት ዝረሃጽኩምሉ ፡ ፕሮጀክት ባቢሎን
ብሰለስተ ሰሙን ተሮኽሚሹ ፡ ነፊሱ ከም ባሎን
ከም አድጊ አንገርጊርኩም ፡ እንዳበልኩም ጆ ባይደን
ከም ዝቐበራ ዓጽሚ ዝጠፊኣቶ ከልቢ አትይኩም ዓወንወን
ብመሬት ሓዊ ኵዒናልኩም ፡ ብላዕሊ ብድሮን
ርእስኹም ቀጥቂጥናኩም ፡ ከም መርዛም ተመን
"ናይ መሃልና ናይ መስመር ዳኛ ኢና" ከአ ትብሉ፡ ክትሃድሙ ካብ ገበን
ብክልተ ሓለንጊ ትግረፉ አለኹም ፡ ሓዲአ'ላ ሎም ዘበን
ብሰለስተ ሰሙን ተሮኽሚሹ ፡ ነፊሱ ከም ባሎን
ከም አድጊ አንገርጊርኩም ፡ እንዳበልኩም ጆ ባይደን
ከም ዝቐበራ ዓጽሚ ዝጠፊኣቶ ከልቢ አትይኩም ዓወንወን
ብመሬት ሓዊ ኵዒናልኩም ፡ ብላዕሊ ብድሮን
ርእስኹም ቀጥቂጥናኩም ፡ ከም መርዛም ተመን
"ናይ መሃልና ናይ መስመር ዳኛ ኢና" ከአ ትብሉ፡ ክትሃድሙ ካብ ገበን
ብክልተ ሓለንጊ ትግረፉ አለኹም ፡ ሓዲአ'ላ ሎም ዘበን