Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

ህልዉ ኲነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን:-

Post by Hameddibewoyane » 17 Jun 2022, 10:40

እነሆ ኲነታት ትግራይ ካብ ዝጅምር ክልተ ዓመትን ሽዱሽተ ኣዋርሕን ኮይኑዎ ኣሎ።

ብሰንኪ መራሕቲ ጉጅለ ዓድዋ ብግጉይ ቅማረ ዝወልዕዎ ኲናት፣ ልዕሊ 500,000 መንእሰይ ትግራይ ሃሊቑ ኣሎ። ዳርጋ ሓደ ሚልዮን ዝኸዉን ህዝቢ ትግራይ ካብ ጎንደር (ወልቃይትን ሑሞራን) ተፈናቒሉ ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለየ መዓስከራት ተኣኪቡ ኣሎ። ጠቕላላ ነባሪ ህዝቢ ትግራይ እንተላይ መሪሕነቱን ተጸበይቲ ናይ ረድኤት እኽሊ ኮይኖም ኣለዉ። ከም መብራህቲ፣ ቴሌፎን፣ ባንክታት ኮታስ ኩለን ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ኣገልግሎት ደዉ ኣቢለን ኣለዋ። ካብን ናብን መጓዓዝያ የለን። ዳርጋ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ተዓጽየን እየን። ከም መርዓን ጥምቀትን ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ ንጥፈታት የለዉን። መራሕቲ ጃንዳ ትግራይ ዘይቆጻጸርዎም ዕጡቓት ጉጅለታት ኣበየ ከባቢኡ ተጫጪሖም ኣለዉ። ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ፣ ስርቂ፣ ቅትለት፣ ክትራን ወዘተ መዓልታዊ ተርእዮ ክልል ትግራይ ኮይኖም ኣለዉ። ብስንኪ ድምር ናይ'ዚ ኩሉ ሕሰምን መከራን ኣብ ዉሽጢ ክልል ትግራይ ዘሎን ወጻኢ ካብቲ ክልል ዘሎ ትግራዋይ ኣብ መግለጺ ዘይብሉ ከቢድ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጭንቀት ኣትዩ ኣሎ።

እነሆ ድማ ሎሚ ቕነ "ናይ ሰላም ዘተ" ዝበሃል ነገር ክንሰምዕ ቀኒና ኣለና። ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ክበሃል ዝቐነየ ናይ ሰላም ዘተ ተጋሩ እዮም ከጋዉሕዎ ቀንዮም። ኣተሃድማ ዕቡያት ገይሮም፣ ካብ'ዚ ባዕላቶም ዝፈጠርዎ መዋጥር ክወጹ እዮም ዝደልዩ ዘለዉ። በዚ ዘሎ ኩነታት ልዕሊ እቲ ካልእ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ በዚ ዘሎ 'ዒፅዋን ከበባን' ህዝቢ ትግራይ እዩ ብዝተዓጻጸፈ ተሃሳይ ዝኸዉን።

ክልል ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዝብላዕ ዝስተ ክትቅርብ ዘይትኽእል ድኻ መደኽደኽ፣ እንትርፎ ገያጻት ጎቦታትን ኩዕንትን ካልእ ዝጥቀስ ሃብቲ ዘይብላ፣ ካብ ኩለን ክልላት ኢትዮጵያ እታ ዝዓበረትን ዝማህመነትን ክልል እያ። ትግራይ ሰከም ህዝቢ ኢትዮጵያ እያ። ተጋሩ ነቲ ዘተ ሰላም ካብ ተስፋ ምቑራጽ ወይ desperation እዮም ዝሃርፍዎ ዘለዉ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓይሊ ሰራዊት ላዕለዋይ ኢድ እዩ ዘለዎ። ንዝነበርዎ ሃጓፋት ኣሪሙ፣ ብሓይሊ ሰብን ኣጽዋርን ኣዝዩ ተጠናኺሩ እዩ ዘሎ። ከምዝፍለጥ፣ ክሳብ እቲ ኲናት ዝጅምር፣ ካብ'ቶም ኢትዮጵያ ዝነበርዋ 60 ጄኔራላት፣ እቶም 58 ተጋሩ እዮም ነይሮም። ምስ ኤርትራ ኣብ ኲናት ኢና ዘለና ብዝብል ምስምስ፣ 80% ከበድቲ ኣጽዋር ኢትዮጵያን ብዝሒ ዘለዎ ሰራዊትን ንኣስታት 20 ዓመታት ኣብ ክልል ትግራይ እዩ ዓስኪሩ ጸኒሑ። ኣብ ዝደቀሰሉ ከርዲኖሞ ከብቅዑ፣ ኣብ ኲናት ማሪኽናዮ ኢሎም ኣብ ቴሌቭዥን ከርእዩና ዝወርሑ፣ ነዚ ኣብ ክልል ትግራይ ዓስኪሩ፣ ንኢትዮጵያ ካብ ወራር ሸዓቢያ ክከላኸል ኢሎም ንኣስታት 20 ዓመት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝጸንሐ ሰራዊት ፌዴራል እዮም። ዝሓለፈ ኣዋርሕ፣ ምሩኻት ንሰድድ ኣለና ኢሎም ፕሮፓጋንዳ ክሰርሑ ከለዉ፣ ኣህጉራዊ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል (IRC) ንፈልጦ ምሩኽ የለን ብምባል ኣብቲ ጉዳይ ክዋሳእ ኣይመረጸን።
ንዘተ ሰላም ብዝምልከት:-

ብመሰረቱ ጠለባት ጃንዳ ትግራይን ፌዴራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈጺሙ ክሰማማዕ ዝኽእል ኣይኮነን- They are irreconcilable!

ጉዳይ ወልቃይትን ሑሞራን ፈጺሙ ዝፍታሕ ኣይኮነን። ከምቲ ንሰምዖ ዘለና፣ ተጋሩ፣ "ምዕራባዊ ዞባ ትግራይ" ዝብልዎ መሬት ወልቃይት፣ ጠገዴ፣ ጠለምት፣ ካብቲያ ሑሞራን ኣብ ድርድር ዝቐርቡ ኣይኮኑን ዝብል መርገጺ እዩ ዘለዎም። ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነዚ ቅድመ ኩነት ፈጺሙ ኣይክቕበሎን እዩ። ወልቃይትን ሑሞራን ናብ ክልል ትግራይ ምምላስ ማለት ምስ ህዝቢ ወልቃይት ብፍላይ፣ ምስ ህዝቢ ኣምሓራ ብሓፈሻ ምብታኽ ማለት እዩ። ከምኡ ስለዝኾነ ድማ እዩ ርእሰ-ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ጎንደር ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ፣ ጉዳይ ወልቃይትን ሑሞራን ንዋጋ ዕዳጋ ኣይክቐርብን እዩ። ቀይሕ መስመር እዩ ክብል ዝገለጾ። ብዓቢኡ ድማ ጉዳይ ወልቃይትን ሑሞራን ብርዱእ ምኽንያት፣ ንድሕነታዊን ጸጥታዉን ረብሓታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝትንክፍ ስለዝኾነ፣ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ከም ቅድመ ኩነት ንዘተ ሰላም ዝቐርብ ኣይኮነን፣ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ እዉን ፈጺሙ ተቐባልነት የብሉን።

እቶም ኣብ "ጀኖሳይድ ትግራይ" ተሳቲፎም እዮም ኢሎም ብሓሶት ንዝጥቅንዎም መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ቅድሚ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ፣ ከምኡ'ዉን ትግራይ በቲ ዝወረዳ ክሳራታት ካሕሳ ንኽወሃባን ብጃንዳ ትግራይ ዝቐረበ ቅድመ ኩነት ንመዛተዪ እዉን ሕልሚ ቀትሪ ተባሂሉ ስሒቕካዮ ዝሕለፍን እዩ። እዚ እዉን ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍጹም ተቐባልነት ዝህልዎ ኣይኮነን።

ፌዴራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዕጡቕ ሓይሊ ትግራይ ዕጥቅኹም ፍትሑ ዝብል ጠለብ ከቕርብ ምዃኑ ርእሰ ግሉጽ እዩ። እዚ ድማ ነቶም ብዘይ ዉግእን ወረ ዉግእን ክነብሩ ዘይክእሉ መራሕቲ ጃንዳ ዓድዋ ዝወሓጠሎም ኣይኮነን። ብተወሳኺ እዉን ነቶም ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዝ መጥቃዕቲ ንኽፍጸም ዝወሰኑ ገበነኛታት ኣረክቡና ዝብል ቅድመ ኩነት ብወገን ፌዴራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ክቐርብ ልዑል ትጽቢት ኣሎ። ንመራሕቲ ጃንዳ ትግራይ፣ ነዚ ምትግባር ማለት ርእሰ-ቅትለት (suicide) እዩ ክኸዉን።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዘተ ሰላም ድልዉ እየ ክብል ከሎ ካብቲ ዘተ ሰላም ፍረ ክረከቦ እዩ ኢሉ ስለዝኣምን ኣይኮነን። ብዝያዳ ደላይ ሰላም ኮይኑ ኣብ ቅድሚ ዓለም ንኽርአ፣ ነቲ ጉዳይ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ጥራይ ዘይኮነስ ብሰላማዊ መንገዲ ንኽፈትሖ ቅሩብ ምዃኑ ንምርኣይ ኢሉ ዝገብሮ ዘሎ እዩ። እዚ ዘሎ ኩነታት ብዝያዳ ዝሃስዮ ንህዝቢ ትግራይን ንመራሕቲ ጃንዳ ዓድዋን እዩ። ጊዜ ኣብ ጎድኒ መንግስቲ ኢትዮጵያ እዩ። እዚ ዘሎ ኩነታት ከምዘለዎ ምስ ዝቕጽል፣ ህዝቢ ትግራይ ንመራሕቲ ጃንዳ ትግራይ ሓዲኡ ግበሩ ኢሉ ከምዝመዓቶም ዝጠራጥር ኣይኮነን። ድሮ ኳ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ፎቖዶ ኣኼባታት ንመራሕቲ ጃንዳ ዓድዋ ክመዓቶም ጀሚሩ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ፣ ወዲ ክስቶ ከቲቱ ወዲ ክስቶ ሃብታም ስለዝኾነ ኣይከተተን፣ ወዲ በዓል ስልጣን ስለዝኾነ ኣይከተተን እንዳበለ መረርኡ ብግልጺ ይዛረብ ኣሎ። ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩሉ መዳያዊ ማሕበራዊ፣ ቁጠባዊን ድሕነታዊን ጸገማት፣ እልቢ ዘይብሉ መንእሰይ ትግራይ፣ ዝኽፈል እንዳኸፈለ፣ ናብተን ካልኦት ክልላት ኢትዮጵያ እግረይ ኣዉጽእኒ እንዳበለ ይሃድም ኣሎ።

ጊዜ እንዳተመጠጠ ብዝኸደ፣ ትግራይ ብዘይ ዉግእ፣ ካብቲ ዘላቶ ብዝያዳ እንዳማህመነት፣ እንዳዓበረት እያ ክትከይድ። ብኣንጻሩ ድማ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ፕሮፓጋንዳ ብልጫ ረኺቡ ቀሲኑ ካልእ መደባቱ ንኽገብር ዕድል እዩ ዝረክብ።

ኣብ'ዚ፣ እሞ ደኣ ተጋሩ ከም'ዚ ዘለዉዎ ከበባ ክቕጽሉ የዋጽኦም ድዩ? "ክባን ዒፅዋን ንምፍንፃሕ" ኢሎም፣ ናይ ዓቕሊ ጽበት፣ ናብ ኤርትራ ወይ ናብ ማእከል ኢትዮጵያ ኲናት ክኸፍቱ ኣይክእሉን ድዮም? ዝብል ሕቶ ክለዓል ይኽእል እዩ።

ብናተይ ርድኢት 99% ኣይክእሉን እዮም ዝብል እዩ። ከም'ቲ ኣብ መእተዊ ጽሑፈይ ዝገለጽክዎ፣ ኣብ'ቲ ናይ 8 ኣዋርሕ ኣብ ዉሽጢ መሬት ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ዉግእን ብድሕሪኡ ኣብ ዝሰዓበ ንወልቃይትን ሑሞራን ንምሓዝ ብዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ዝገበርዎ ተደጋጋሚ ፍሹል ፈተነን በቲ ክሳብ ሰሜን ሸዋ ዝበጽሐ ናይ ደናቁር ዕንደራ 500,000 መንእሰይ ትግራይ ኮንቱ ሃሊቑ እዩ። እግሩን ኢዱን ዝተቖርጸ፣ ዓይኑ ዝጠፍአ ኣዲኡ ትቑጸሮ። ኣብ ኢዶም ዝነበረ 90% ካብ ሰሜን እዝ ዝሰረቕዎ ማእከላይን ከበድቲ ኣጽዋርን ዓንዩ እዩ። እዚ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ፣ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መንእሰይ ትግራይ ካብ ስኽራን ፕሮፓጋንዳ ወጺኡ ኩናት ማለት እንታይ ከምዝበልዕ ንኽርዳእ ክኢሉ ኣሎ። ህዝቢ ክልል ትግራይ ኣብ ዕዛመ (depression) እዩ ኣትዩ ዘሎ።

ህዝቢ ትግራይ ምስ ነብሱ ኦዲት ገይሩን ይገብርን ኣሎ። እተን ቀይሕመይሕ ማሌሊት ተኸዲነን ዝዕንድራ ዝነበራ ኣሽሓት ኣዴታት ትግራይ፣ ብስእነት ሃለዋት ደቀን ኣብራኸን ተሓምሺሹ ዘፍ ኢለን ኣለዋ። እታ በሎም! ትግራይ ትስዕር! ትግራይ ትዕወት! ኣይሰምዕንየ! ትብል ዝነበረት ልሳን ተጋሩ ሓንሳብን ንሓዋሩን ተቖሊፋ ኣላ።

ምናልባት 1% ዕድል ንኲናት እንተሂብናዮ፣ ብግጉይ ቅማረ ናብ ኤርትራ ወይ ናብ ፌዴራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኲናት እንተኸፊቶም ግን ርእሰ-ቅትለት እዩ ክኸዉን። ኣብ'ቲ ዝርዝር ኣይኣቱን እየ!

እዚ ዝበሃል ዘሎ ዘተ ሰላም ፍረ ኣይርከቦን እዩ። ዘተ ሰላም እዉን ኣይተጀመረን። ዘተ ሰላም ብዙሕ ቅድመ ኩነት ዘለዎ፣ ርእሱ ዝኸኣለ ነዊሕን ዝተሓላለኸን መስርሕ ስለዘለዎ ቀሊል ጉዳይ ኣይኮነን። ህዝባዊ ግንባር፣ ኣብ 1989፣ 1990፣ 1991 ምስ'ቲ ሓደ እግሩ ኣብ ጉድጓድ ዝኣተወ ስርዓት ደርግ ተደጋጋሚን ነዊሕ ጊዜ ዝወሰደን ናይ ቅድመ ዘተ ሰላም ርክባት ኣካይዱ ነይሩ እዩ። ህዝባዊ ግንባር፣ ካብ መንግስቲ ደርግ ሰላማዊ ፍታሕ ክመጽእ ይኽእል እዩ ብዝብል እምነት ኣይኮነን ነቲ ናይ ዘተ ሰላም ቅድመ ኩነት ዝርርብ ኣትይዎ። እኳ ደኣስ ደላዩ ሰላም ምዃኑ ንማሕበረሰብ ዓለም ንኸርኢ ኢሉ ዝኣተዎ እዩ ነይሩ። ሕጂ እዉን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ'ቲ ቀንዲ ዘተ ሰላም ከይተበጽሐ ከሎ ገና፣ ኣብ ዘተ ቅድመ ኩነት እቲ ጉዳይ ከምዝብርዕን ይፈልጥ እዩ። ብኣንጻሩ ድመ ደላዩ ሰላም ኮይኑ ኣብ ቅድሚ ማሕበረሰብ ዓለም ክርአ ይደሊ እዩ። 60% ዓመታዊ ባጀት ኢትዮጵያ ብናይ ደገ ሓገዝ ዝሽፈን ምዃኑ ድማ ክንዝንግዕ የብልናን። ካልእ ማእለያ ዘይብሉ ሰብኣዊ ሓገዛት ካብ ደገ እዩ ዝረክብ።

ኣብ መወዳእታ:-

ህዝቢ ትግራይ ካብ ስኽራን ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ማሌሊት ሓራ ወጽዩ፣ ነቲ ዝዋጽኦ ህድእ ኢሉ ንኽሓስብ፣ ኣዝዩ ነዊሕ ጊዜ ክወስደሉ እዩ። ኣብ'ዚ ዝተናወሐ ጊዜ ህዝቢ ትግራይ ድከቱ ክሰቲ እዩ። ክልል ትግራይ፣ ገሃነመ እሳት፣ መሬት ስርቂን ሽፍትነትን፣ መሬት ዓጸቦ፣ መሬት ሕማምን ስደትን ኮይና ንዘይተወሰነ እዋን ክትቅጽል እያ። ትግራይን መራሕቲ ጃንዳ ዓድዋን ከምቲ ፈረንጂ ዝብልዎ- they are between the rock and the sea. ተቐርቂሮም ይሰሓጉ እዮም ዘለዉ።

እንተ ንሕና ኤርትራዉያን'ሞ ኣማዕዲና እንዳረኣና ዕዮ ገዛና ከነስልጥ ኢና። ጊዜ ንረብሓና እዩ!

ወድሓንኩም!
ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20637
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ህልዉ ኲነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን:-

Post by Fed_Up » 17 Jun 2022, 12:13

Wonderful read!!

እንዳ ኣጋመ ... Game over#

Fiyameta
Senior Member
Posts: 12679
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: ህልዉ ኲነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን:-

Post by Fiyameta » 17 Jun 2022, 12:34

We're going to have a good laugh looking at the demands put forward by the agame during the negotiations.

My guess is that the agame will present...
the Amhara Kilil as "Western Tigray";
Afar Kilil as "Eastern Tigray;
Oromia Kilil as "Southern Tigray.
and the nation of Eritrea as "Northern Tigray" :lol: :lol: :lol: :mrgreen:

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ህልዉ ኲነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን:-

Post by Zmeselo » 17 Jun 2022, 14:31

It has been two years and six months, since the situation in Tigray began.

More than 500,000 Tigrayan youth have died, as a result of the war launched by the leaders of the Adwa group, with the wrong motive. Nearly one million Tigrayans have been displaced from Gondar (Welkait and Humora) and are gathered in various camps within Tigray. The entire resident population of Tigray, including its leadership, are waiting for relief grain. All government utilities such as electricity, telephone, banks and so on have stopped providing services. No transportation, to and fro. Almost all schools are closed. There are no social activities, such as weddings and baptisms. Armed groups, uncontrolled by the Tigray tyrant leaders, have sprung up everywhere. Violence against women, theft, murder, robbery, etc. have become daily occurrences in Tigray Region. Due to the sum of all these miseries and sufferings, the Tigrayans inside and outside the state are in inexplicable severe psychological distress.

And here we are hearing about something called "peace talks", these days. More than the Ethiopian government, Tigrayans have been publicizing the so-called peace talks. They're making an arrogant's escape, and are trying to get out of this mess they've created themselves. In this situation, more than the rest of the people of Ethiopia, the people of Tigray will be the most vulnerable to this 'siege'

The Tigray Region, is the poorest and most destitute of all the regions of Ethiopia. Tigray is the burden, on the people of Ethiopia. Tigrayans are craving the peace talks, out of desperation.

The Ethiopian government, has the upper hand in the army. It has corrected its gaps and is greatly strengthened, in terms of manpower and weapons. As is known, by the outbreak of the war, 58 of Ethiopia's 60 generals were Tigrayans. Under the pretext of being at war with Eritrea, 80% of Ethiopia's heavy weapons and a large number of troops have been stationed in Tigray Region for nearly 20 years. They are the federal army that has been stationed in Tigray Region for nearly 20 years, to protect Ethiopia from 'Sheabia invasion'. In recent months, while they have been propagating that they are releasing hostages, the International Committee of the Red Cross (IRC) has refused to intervene; saying it knows of no hostages.

Regarding the peace talks:

Basically, the demands of the Tigray tyrants and the federal government of Ethiopia are irreconciliable.

The issue of Welkait and Humora, will never be resolved. As we hear, the Tigrayans, have the position that the so-called "Western Tigray Region" lands of Wolkait, Tegede, Telemt, Kalthiya Humora are not negotiable. The Federal Government of Ethiopia, will never accept this condition. Returning Welkait and Humora to Tigray Region, means breaking with the people of Welkait in particular and the people of Amhara in general. That is why Amhara Regional State Chief Minister, Dr. Yilkal Kefale, said at a public meeting in Gondar last week that the issue of Welkait and Humora would not be put at stake. He described it, as a red line. More importantly, the issue of Wolkait and Humora is not a condition for peace talks under any circumstances and is not acceptable to the Ethiopian government; as it affects the security interests of Ethiopia and Eritrea.

The conditions put forward by the Tigray tyrants for negotiations to have the leaders of Eritrea and Ethiopia, who are falsely accused of participating in the "Tigray genocide", be brought before an international court, and that Tigray be compensated for its losses. This is also totally unacceptable, on the part of the Ethiopian government.

It is obvious, that the Ethiopian federal government will demand the disarmament of the Tigray armed forces. This is not acceptable for the Adwa tyrant leaders, who cannot live without war and rumors of war. The federal government also expects the perpetrators of the attack, to be handed over. For the Tigray tyrant leaders, implementing this would be suicide.

When the Ethiopian government says it is ready for peace talks, it is not because it believes that the peace talks will yield results. It's doing it to show the world that it's ready to resolve the issue peacefully, not just by military force. This situation is most damaging, to the people of Tigray and the leaders of the Adwa tyranny. Time, is on the side of the Ethiopian government. If this situation continues as it is, there is no doubt that the people of Tigray will tell the leaders of the Tigray tyranny to do one thing. The people of Tigray are already angry with the Adwa tyrant leaders, as seen in meetings. The people of Tigray are openly expressing their grievances saying amongst other things,

the son of so & so, did not fight because he is rich and the son of so & so did not fight because he is an official.

Due to the all-round social, economic and security problems in Tigray, innumerable number of youth of Tigray, paying what needs to be paid, is fleeing to the other states of Ethiopia feet first.

As time goes on, Tigray will become weaker and weaker without war. On the other hand, the Ethiopian government gets the propaganda advantage and gets the opportunity to carry out its other plans.

Here, is it worth it for the Tigrayans to let the siege continue as it is? Can't they, impatiently, launch a war against Eritrea or central Ethiopia to “break the siege”? The question, may be raised.

My understanding is that 99% of them, can't. As I mentioned in my introduction, 500,000 Tigrayan youth were killed in vain during the 8 months of fighting inside the Tigray Region and the subsequent repeated failed attempts to capture Welkait and Humora. Uncountable number of people with legs and arms amputated, eyes lost. 90% of the medium and heavy weapons they stole from North Ez, were destroyed. Over the past six months, the people of Tigray, especially the youth of Tigray, have come out of the drunkenness of propaganda and understood what war means. The people of Tigray Region, are in depression.

The people of Tigray, have done and are doing an audit with themselves. The thousands of mothers of Tigray who used to roam about in red, have their shoulders crushed by the loss of their children. That,

Beat them! Tigray wins! Tigray wins! I won't hear anything else!

bragging tongue of the Tegaru has been cut off once and for all.

If we give perhaps a 1% chance of war, it will be suicide if they launch a war against Eritrea or the Ethiopian federal government with the wrong plan. I won't go into the details!

These so-called peace talks, are not bearing fruit. Peace talks, have not even begun. Peace talks are not an easy matter, as they have many prerequisites & a long and complex process in themselves. The EPLF, in 1989, 1990, 1991, held frequent and prolonged pre-peace talks with the Derg regime, which had one foot in the hole. The EPLF, did not enter into the negotiations on the preconditions for peace talks in the belief that a peaceful solution could come from the Derg regime. Rather, it entered it to show the international community that it was for peace. Once again, the Ethiopian government knows that the main peace talks have not yet been reached, and that the issue will get stuck in the preconditions talks. But on the other hand, it wants to be seen by the international community as a peace seeker. Let us not forget, that 60% of Ethiopia’s annual budget is covered by foreign aid. Countless other humanitarian aid, comes from outside.

To conclude:

It will take a very long time for the people of Tigray to get rid of the intoxication of false propaganda of Male'lit and think calmly, about what they are going through. In this extended period, the people of Tigray will suffer tremendously. Tigray Region will continue to be a hell on earth, a land of theft and piracy, a land of drought, a land of disease and persecution indefinitely. Tigray and the Adwa tyrant leaders as the whites say- are between the rock and the sea. They are being dragged along.

As for us Eritreans, we will do our homework while looking ahead. Time, is in our best interest!

I'm done!

By: ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ
Last edited by Zmeselo on 18 Jun 2022, 22:47, edited 4 times in total.

Fiyameta
Senior Member
Posts: 12679
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: ህልዉ ኲነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን:-

Post by Fiyameta » 17 Jun 2022, 22:05

The sub-human agame in this video said, 50% of their war is being fought by their Diaspora keyboard warriors using lies as a weapon of choice. HAHAHAHAHAHA :lol: :lol: :lol: :mrgreen:

Digital Weyane
Member+
Posts: 8540
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ህልዉ ኲነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን:-

Post by Digital Weyane » 17 Jun 2022, 23:46

ንሕና ተጋሩ ልዝመፅእ ግዝየ ኢልና ክንሓሽብ አው ለይንኽእለሉ ኩነታት እይና ዝኒኤና። ፉቾሪቲ ናይና አው ምልክት ጥያቔ አትዩ አሎ። ሎሚ ሳላ ፈረንጂ ጎይተትና ዝዓሰወ ስንዳይ በሊዕና ንሓድር አለና። ናይ ፅባሕ ግን የንፈልጢ። :roll: :roll: :roll:

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ህልዉ ኲነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን:-

Post by Meleket » 18 Jun 2022, 04:42

ሓፍትና Fiyameta ነዡይ ጽሑፍ ብጌጋ ወይ ድማ ንኣና ንኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ብመደብ ናብ ልዝብ ንምዕዳም፡ ኣብቱይ'፥ "ፍኖተ ጥበብ" ብዚብል ኣርእስቲ ንፍንዎ ዛሎና መንፈሳዊ ጽሑፍ ኣእትያቶ'ላ። ንሕና ድማ ነዙይ ጽሑፍ ኣቐዲሙ ሓዉና Hameddibewoyane ብምክፋቱ፡ ናብቱይ ግቡእ ስፍራኡ ብምምጻእ "ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ" ንዝተጻሕፈ ጽሑፍ፡ ኤርትራዊ ናጻ ርእይቶና ንህብ ኣሎና። ርእይቶና ፍልዪ መታን ኪብል ብሰማያዊ ሕብሪ ጌርና ኣስሚርናሉ ድማ ኣሎና። ሰናዪ ንባብ። :mrgreen:
Fiyameta wrote:
17 Jun 2022, 12:02

እነሆ ኲነታት ትግራይ ካብ ዝጅምር ክልተ ዓመትን ሽዱሽተ ኣዋርሕን ኮይኑዎ ኣሎ።

ብሰንኪ መራሕቲ ጉጅለ ዓድዋ ብግጉይ ቅማረ ዝወልዕዎ ኲናት፣ ልዕሊ 500,000 መንእሰይ ትግራይ ሃሊቑ ኣሎ። ዳርጋ ሓደ ሚልዮን ዝኸዉን ህዝቢ ትግራይ ካብ ጎንደር (ወልቃይትን ሑሞራን) ተፈናቒሉ ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለየ መዓስከራት ተኣኪቡ ኣሎ። ጠቕላላ ነባሪ ህዝቢ ትግራይ እንተላይ መሪሕነቱን ተጸበይቲ ናይ ረድኤት እኽሊ ኮይኖም ኣለዉ። ከም መብራህቲ፣ ቴሌፎን፣ ባንክታት ኮታስ ኩለን ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ኣገልግሎት ደዉ ኣቢለን ኣለዋ። ካብን ናብን መጓዓዝያ የለን። ዳርጋ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ተዓጽየን እየን። ከም መርዓን ጥምቀትን ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ ንጥፈታት የለዉን። መራሕቲ ጃንዳ ትግራይ ዘይቆጻጸርዎም ዕጡቓት ጉጅለታት ኣበየ ከባቢኡ ተጫጪሖም ኣለዉ። ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ፣ ስርቂ፣ ቅትለት፣ ክትራን ወዘተ መዓልታዊ ተርእዮ ክልል ትግራይ ኮይኖም ኣለዉ። ብስንኪ ድምር ናይ'ዚ ኩሉ ሕሰምን መከራን ኣብ ዉሽጢ ክልል ትግራይ ዘሎን ወጻኢ ካብቲ ክልል ዘሎ ትግራዋይ ኣብ መግለጺ ዘይብሉ ከቢድ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጭንቀት ኣትዩ ኣሎ። [ካብ ምኣስ ድኣ ጃንዳ ማሌሊት ወይ ጃንዳ ወያነ ሽሞም ተቐይሩ ጃንዳ ትግራይ ኪበሃሉ ተጀሚሩ? ምዃን ጃንዳ ማሌሊትን ጃንዳ ወያኔን "ጌም ኦቨር" ኢልናዬን ኢና። እዚኣ ሓዳሽ ጁንታ ትግራይ ክትከውን ኣለዋ፡ ማለት ዲዩ?] :mrgreen:

እነሆ ድማ ሎሚ ቕነ "ናይ ሰላም ዘተ" ዝበሃል ነገር ክንሰምዕ ቀኒና ኣለና። ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ክበሃል ዝቐነየ ናይ ሰላም ዘተ ተጋሩ እዮም ከጋዉሕዎ ቀንዮም። ኣተሃድማ ዕቡያት ገይሮም፣ ካብ'ዚ ባዕላቶም ዝፈጠርዎ መዋጥር ክወጹ እዮም ዝደልዩ ዘለዉ። በዚ ዘሎ ኩነታት ልዕሊ እቲ ካልእ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ በዚ ዘሎ 'ዒፅዋን ከበባን' ህዝቢ ትግራይ እዩ ብዝተዓጻጸፈ ተሃሳይ ዝኸዉን።

ክልል ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዝብላዕ ዝስተ ክትቅርብ ዘይትኽእል ድኻ መደኽደኽ፣ እንትርፎ ገያጻት ጎቦታትን ኩዕንትን ካልእ ዝጥቀስ ሃብቲ ዘይብላ፣ ካብ ኩለን ክልላት ኢትዮጵያ እታ ዝዓበረትን ዝማህመነትን ክልል እያ። ትግራይ ሰከም ህዝቢ ኢትዮጵያ እያ። ተጋሩ ነቲ ዘተ ሰላም ካብ ተስፋ ምቑራጽ ወይ desperation እዮም ዝሃርፍዎ ዘለዉ። [ከምዡይ ኣይብሃልን፡ ኤርትራዊ ጭዉነት ጐዲልዎ እዡ ኣበሃህላ። ጐረቤትና ትግራይ ሃብቲ ቱሪዝም የብላን ዲያ? ዓዲ ገዳማት ኣይዀነትን ዲያ? ካብ ክልላት ኢትዮጵያ ዝገደመ ታሪኽ የብላን ዲያ? መሬት ሽረ ንትግራይ ኣኽል ታሪፍ ምህርቲ ኪህብ ኣይክእልን ዲዩ?] :lol:

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓይሊ ሰራዊት ላዕለዋይ ኢድ እዩ ዘለዎ። ንዝነበርዎ ሃጓፋት ኣሪሙ፣ ብሓይሊ ሰብን ኣጽዋርን ኣዝዩ ተጠናኺሩ እዩ ዘሎ። ከምዝፍለጥ፣ ክሳብ እቲ ኲናት ዝጅምር፣ ካብ'ቶም ኢትዮጵያ ዝነበርዋ 60 ጄኔራላት፣ እቶም 58 ተጋሩ እዮም ነይሮም። ምስ ኤርትራ ኣብ ኲናት ኢና ዘለና ብዝብል ምስምስ፣ 80% ከበድቲ ኣጽዋር ኢትዮጵያን ብዝሒ ዘለዎ ሰራዊትን ንኣስታት 20 ዓመታት ኣብ ክልል ትግራይ እዩ ዓስኪሩ ጸኒሑ። ኣብ ዝደቀሰሉ ከርዲኖሞ ከብቅዑ፣ ኣብ ኲናት ማሪኽናዮ ኢሎም ኣብ ቴሌቭዥን ከርእዩና ዝወርሑ፣ ነዚ ኣብ ክልል ትግራይ ዓስኪሩ፣ ንኢትዮጵያ ካብ ወራር ሸዓቢያ ክከላኸል ኢሎም ንኣስታት 20 ዓመት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝጸንሐ ሰራዊት ፌዴራል እዮም። ዝሓለፈ ኣዋርሕ፣ ምሩኻት ንሰድድ ኣለና ኢሎም ፕሮፓጋንዳ ክሰርሑ ከለዉ፣ ኣህጉራዊ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል (IRC) ንፈልጦ ምሩኽ የለን ብምባል ኣብቲ ጉዳይ ክዋሳእ ኣይመረጸን። [ሓደ ፍሉይ ቦታ ብዝተፈላለየ ናይ ታሪኽ ኣጋጣም፡ ከምዡይ ዓይነት ምብዛሕ መኮንናት ሰራዊት እንተጋጠመ እንታይ ዚገርም ኣለዎ። ኣብ ኤርትራ'ዉን ከምኡ ኪህሉ ይክእል ኢዩ። እዙይ ናይ ታሪኽ ኣጋጣም ኢዩ። . . . IRC ንፈልጦ ምሩኽ የለን እንተኢሉ፡ ምሩኽ የሎን ማለት ዲዩ? ወይለዪ ንIRC መን ኢዩ ወሰንቲ ዝገበሮም? "ክዋሳእ ኣይመረጸን" ማለት'ከ እንታይ ማለት ኢዩ። ስለዘይመረጸ እምበር ምሩኻትስ ኣለዉ ኢዮም ማለት ኣየሰምዕን'ዶ? . . . ] :mrgreen:

ንዘተ ሰላም ብዝምልከት:-

ብመሰረቱ ጠለባት ጃንዳ ትግራይን ፌዴራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈጺሙ ክሰማማዕ ዝኽእል ኣይኮነን- They are irreconcilable! [ጃንዳ ወያነ ንምባል'ዶ ይኸውን?]

ጉዳይ ወልቃይትን ሑሞራን ፈጺሙ ዝፍታሕ ኣይኮነን።
ከምቲ ንሰምዖ ዘለና፣ ተጋሩ፣ "ምዕራባዊ ዞባ ትግራይ" ዝብልዎ መሬት ወልቃይት፣ ጠገዴ፣ ጠለምት፣ ካብቲያ ሑሞራን ኣብ ድርድር ዝቐርቡ ኣይኮኑን ዝብል መርገጺ እዩ ዘለዎም። ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነዚ ቅድመ ኩነት ፈጺሙ ኣይክቕበሎን እዩ። ወልቃይትን ሑሞራን ናብ ክልል ትግራይ ምምላስ ማለት ምስ ህዝቢ ወልቃይት ብፍላይ፣ ምስ ህዝቢ ኣምሓራ ብሓፈሻ ምብታኽ ማለት እዩ። ከምኡ ስለዝኾነ ድማ እዩ ርእሰ-ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ጎንደር ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ፣ ጉዳይ ወልቃይትን ሑሞራን ንዋጋ ዕዳጋ ኣይክቐርብን እዩ። ቀይሕ መስመር እዩ ክብል ዝገለጾ። ብዓቢኡ ድማ ጉዳይ ወልቃይትን ሑሞራን ብርዱእ ምኽንያት፣ ንድሕነታዊን ጸጥታዉን ረብሓታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝትንክፍ ስለዝኾነ፣ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ከም ቅድመ ኩነት ንዘተ ሰላም ዝቐርብ ኣይኮነን፣ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ እዉን ፈጺሙ ተቐባልነት የብሉን። [ጉዳይ ወልቃይትን ሑሞራን ይዘይፍታሕ፡ ብቕንዕና ልዝብ እንተተጀሚሩ መፍትሒ ዘይብሉ ነገር ኣሎ ዲዩ? . . . . ንድሕነታዊን ጸጥታዊን ረብሓታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝትንክፍ ስለዝኾነ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ፡ መንግሥቲ ኤርትራ ዘይቕበሎ ነገር ኣብ'ዚ ከባቢ ኪግበር አይግባእን፡ እንተዘይዀነ ናይ ኡክሬን ሩሲያን ዕጫ ኣብዙይ ዞባ ኪድገም ይኽእል ኢዩ ማለት ኣየስምዕን'ዶ?]

እቶም ኣብ "ጀኖሳይድ ትግራይ" ተሳቲፎም እዮም ኢሎም ብሓሶት ንዝጥቅንዎም መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ቅድሚ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ፣ ከምኡ'ዉን ትግራይ በቲ ዝወረዳ ክሳራታት ካሕሳ ንኽወሃባን ብጃንዳ ትግራይ ዝቐረበ ቅድመ ኩነት ንመዛተዪ እዉን ሕልሚ ቀትሪ ተባሂሉ ስሒቕካዮ ዝሕለፍን እዩ። እዚ እዉን ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍጹም ተቐባልነት ዝህልዎ ኣይኮነን።

ፌዴራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዕጡቕ ሓይሊ ትግራይ ዕጥቅኹም ፍትሑ ዝብል ጠለብ ከቕርብ ምዃኑ ርእሰ ግሉጽ እዩ። [እንተዘይበለ'ከ እንታይ ክተምጽኢ ኢኺ።] እዚ ድማ ነቶም ብዘይ ዉግእን ወረ ዉግእን ክነብሩ ዘይክእሉ መራሕቲ ጃንዳ ዓድዋ ዝወሓጠሎም ኣይኮነን።[ሕጂ ድማ እዞም ጃንዳ ዓድዋ'ዶ ተጠሚቖም፡ ጃንዳ ሽረን ጃንዳ ኣዅሱምን ጃንዳ ተምቤንን ጃንዳ ኣጋመን ጃንዳ እንደርታን'ከ ኣንተተዋሕጠሎም እንታይ ክትብሊ ኢኺ? ] ብተወሳኺ እዉን ነቶም ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዝ መጥቃዕቲ ንኽፍጸም ዝወሰኑ ገበነኛታት ኣረክቡና ዝብል ቅድመ ኩነት ብወገን ፌዴራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ክቐርብ ልዑል ትጽቢት ኣሎ። ንመራሕቲ ጃንዳ ትግራይ፣ ነዚ ምትግባር ማለት ርእሰ-ቅትለት (suicide) እዩ ክኸዉን።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዘተ ሰላም ድልዉ እየ ክብል ከሎ ካብቲ ዘተ ሰላም ፍረ ክረከቦ እዩ ኢሉ ስለዝኣምን ኣይኮነን።[ ኣፈኛ መንግሥቲ ኢትዮጵያ ዲኺ ከምኡ ትብሊ ዛሎኺ 'ልቢ ብልጽግና' ትፈልጥያ ዲኺ?] ብዝያዳ ደላይ ሰላም ኮይኑ ኣብ ቅድሚ ዓለም ንኽርአ፣ ነቲ ጉዳይ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ጥራይ ዘይኮነስ ብሰላማዊ መንገዲ ንኽፈትሖ ቅሩብ ምዃኑ ንምርኣይ ኢሉ ዝገብሮ ዘሎ እዩ። እዚ ዘሎ ኩነታት ብዝያዳ ዝሃስዮ ንህዝቢ ትግራይን ንመራሕቲ ጃንዳ ዓድዋን እዩ። ጊዜ ኣብ ጎድኒ መንግስቲ ኢትዮጵያ እዩ። እዚ ዘሎ ኩነታት ከምዘለዎ ምስ ዝቕጽል፣ ህዝቢ ትግራይ ንመራሕቲ ጃንዳ ትግራይ ሓዲኡ ግበሩ ኢሉ ከምዝመዓቶም ዝጠራጥር ኣይኮነን። ድሮ ኳ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ፎቖዶ ኣኼባታት ንመራሕቲ ጃንዳ ዓድዋ ክመዓቶም ጀሚሩ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ፣ ወዲ ክስቶ ከቲቱ ወዲ ክስቶ ሃብታም ስለዝኾነ ኣይከተተን፣ ወዲ በዓል ስልጣን ስለዝኾነ ኣይከተተን እንዳበለ መረርኡ ብግልጺ ይዛረብ ኣሎ። ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩሉ መዳያዊ ማሕበራዊ፣ ቁጠባዊን ድሕነታዊን ጸገማት፣ እልቢ ዘይብሉ መንእሰይ ትግራይ፣ ዝኽፈል እንዳኸፈለ፣ ናብተን ካልኦት ክልላት ኢትዮጵያ እግረይ ኣዉጽእኒ እንዳበለ ይሃድም ኣሎ።

ጊዜ እንዳተመጠጠ ብዝኸደ፣ ትግራይ ብዘይ ዉግእ፣ ካብቲ ዘላቶ ብዝያዳ እንዳማህመነት፣ እንዳዓበረት እያ ክትከይድ። ብኣንጻሩ ድማ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ፕሮፓጋንዳ ብልጫ ረኺቡ ቀሲኑ ካልእ መደባቱ ንኽገብር ዕድል እዩ ዝረክብ።

ኣብ'ዚ፣ እሞ ደኣ ተጋሩ ከም'ዚ ዘለዉዎ ከበባ ክቕጽሉ የዋጽኦም ድዩ? "ክባን ዒፅዋን ንምፍንፃሕ" ኢሎም፣ ናይ ዓቕሊ ጽበት፣ ናብ ኤርትራ ወይ ናብ ማእከል ኢትዮጵያ ኲናት ክኸፍቱ ኣይክእሉን ድዮም? ዝብል ሕቶ ክለዓል ይኽእል እዩ።

ብናተይ ርድኢት 99% ኣይክእሉን እዮም ዝብል እዩ። ከም'ቲ ኣብ መእተዊ ጽሑፈይ ዝገለጽክዎ፣ ኣብ'ቲ ናይ 8 ኣዋርሕ ኣብ ዉሽጢ መሬት ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ዉግእን ብድሕሪኡ ኣብ ዝሰዓበ ንወልቃይትን ሑሞራን ንምሓዝ ብዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ዝገበርዎ ተደጋጋሚ ፍሹል ፈተነን በቲ ክሳብ ሰሜን ሸዋ ዝበጽሐ ናይ ደናቁር ዕንደራ 500,000 መንእሰይ ትግራይ ኮንቱ ሃሊቑ እዩ። እግሩን ኢዱን ዝተቖርጸ፣ ዓይኑ ዝጠፍአ ኣዲኡ ትቑጸሮ። ኣብ ኢዶም ዝነበረ 90% ካብ ሰሜን እዝ ዝሰረቕዎ ማእከላይን ከበድቲ ኣጽዋርን ዓንዩ እዩ። እዚ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ፣ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መንእሰይ ትግራይ ካብ ስኽራን ፕሮፓጋንዳ ወጺኡ ኩናት ማለት እንታይ ከምዝበልዕ ንኽርዳእ ክኢሉ ኣሎ። [ኣብዚኣ ግሩም ገሊጽኪ! ኣገናዕ] ህዝቢ ክልል ትግራይ ኣብ ዕዛመ (depression) እዩ ኣትዩ ዘሎ።

ህዝቢ ትግራይ ምስ ነብሱ ኦዲት ገይሩን ይገብርን ኣሎ። እተን ቀይሕመይሕ ማሌሊት ተኸዲነን ዝዕንድራ ዝነበራ ኣሽሓት ኣዴታት ትግራይ፣ ብስእነት ሃለዋት ደቀን ኣብራኸን ተሓምሺሹ ዘፍ ኢለን ኣለዋ። እታ በሎም! ትግራይ ትስዕር! ትግራይ ትዕወት! ኣይሰምዕንየ! ትብል ዝነበረት ልሳን ተጋሩ ሓንሳብን ንሓዋሩን ተቖሊፋ ኣላ።

ምናልባት 1% ዕድል ንኲናት እንተሂብናዮ፣ ብግጉይ ቅማረ ናብ ኤርትራ ወይ ናብ ፌዴራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኲናት እንተኸፊቶም ግን ርእሰ-ቅትለት እዩ ክኸዉን። ኣብ'ቲ ዝርዝር ኣይኣቱን እየ!

እዚ ዝበሃል ዘሎ ዘተ ሰላም ፍረ ኣይርከቦን እዩ። ዘተ ሰላም እዉን ኣይተጀመረን። ዘተ ሰላም ብዙሕ ቅድመ ኩነት ዘለዎ፣ ርእሱ ዝኸኣለ ነዊሕን ዝተሓላለኸን መስርሕ ስለዘለዎ ቀሊል ጉዳይ ኣይኮነን። ህዝባዊ ግንባር፣ ኣብ 1989፣ 1990፣ 1991 ምስ'ቲ ሓደ እግሩ ኣብ ጉድጓድ ዝኣተወ ስርዓት ደርግ ተደጋጋሚን ነዊሕ ጊዜ ዝወሰደን ናይ ቅድመ ዘተ ሰላም ርክባት ኣካይዱ ነይሩ እዩ። ህዝባዊ ግንባር፣ ካብ መንግስቲ ደርግ ሰላማዊ ፍታሕ ክመጽእ ይኽእል እዩ ብዝብል እምነት ኣይኮነን ነቲ ናይ ዘተ ሰላም ቅድመ ኩነት ዝርርብ ኣትይዎ። እኳ ደኣስ ደላዩ ሰላም ምዃኑ ንማሕበረሰብ ዓለም ንኸርኢ ኢሉ ዝኣተዎ እዩ ነይሩ። ሕጂ እዉን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ'ቲ ቀንዲ ዘተ ሰላም ከይተበጽሐ ከሎ ገና፣ ኣብ ዘተ ቅድመ ኩነት እቲ ጉዳይ ከምዝብርዕን ይፈልጥ እዩ። ብኣንጻሩ ድመ ደላዩ ሰላም ኮይኑ ኣብ ቅድሚ ማሕበረሰብ ዓለም ክርአ ይደሊ እዩ። 60% ዓመታዊ ባጀት ኢትዮጵያ ብናይ ደገ ሓገዝ ዝሽፈን ምዃኑ ድማ ክንዝንግዕ የብልናን። ካልእ ማእለያ ዘይብሉ ሰብኣዊ ሓገዛት ካብ ደገ እዩ ዝረክብ።[እሞ ከዡይ እንተዀይኑ ደኣ ትግራይ ጥራሕ ኣይዀነትን "ድኻ መደኽደኽ"፡ ኢትዮጵያ ብዓባያ እውን ደኻ መደኽደኽ ኢያ ማለት ኢዩ ከይትበሃሊ'ባ?] :mrgreen:

ኣብ መወዳእታ:-

ህዝቢ ትግራይ ካብ ስኽራን ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ማሌሊት ሓራ ወጽዩ፣ ነቲ ዝዋጽኦ ህድእ ኢሉ ንኽሓስብ፣ ኣዝዩ ነዊሕ ጊዜ ክወስደሉ እዩ። ኣብ'ዚ ዝተናወሐ ጊዜ ህዝቢ ትግራይ ድከቱ ክሰቲ እዩ። ክልል ትግራይ፣ ገሃነመ እሳት፣ መሬት ስርቂን ሽፍትነትን፣ መሬት ዓጸቦ፣ መሬት ሕማምን ስደትን ኮይና ንዘይተወሰነ እዋን ክትቅጽል እያ። ትግራይን መራሕቲ ጃንዳ ዓድዋን ከምቲ ፈረንጂ ዝብልዎ- they are between the rock and the sea. ተቐርቂሮም ይሰሓጉ እዮም ዘለዉ። [ኣቤት ትንቢት፡ ድኅሪ እቲ ትብልዮ ዛሎኺ "ዘይተወሰነ እዋን'ከ" እንታይ ኢዩ ኪቕጽል?]

እንተ ንሕና ኤርትራዉያን'ሞ ኣማዕዲና እንዳረኣና ዕዮ ገዛና ከነስልጥ ኢና። ጊዜ ንረብሓና እዩ! [ጊዜ ንረብሓና'ዩ ጊዜ ዘርዩና ወዘተ ምክንያት ሰንኮፋት ኢዩ። ጊዜ ይሕመቕ ይጸብቕ ከይተሓለልና ክንሰርሕ ኢና'ኡ ኪበሃል ዚግባእ]

ወድሓንኩም! [ወደሓንኪ]

ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ
[ቫይናክ ብሽሙ 'ትጽሕፊ' ከምዘሎኺ ይፈልጥ'ዶ ይኸውን? ከምዡይ ናትኪ ርድኢት ይሕልዎ'ዶ ይኸውን? ጅግና ቫይናኽ ምስ ብጾትኻ ብሰላም ዕረፍ!]

Weyane.is.dead
Member+
Posts: 6796
Joined: 19 Oct 2017, 11:19

Re: ህልዉ ኲነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን:-

Post by Weyane.is.dead » 18 Jun 2022, 16:26

Gohaf derbay. Zereba ketkoxer gizie aribuka. Lezayi wahid
Meleket wrote:
18 Jun 2022, 04:42

Post by Fiyameta » 18 Jun 2022, 21:43

"ጎሮቤታችን ግን መዓስ ኢኹም ሃገር ትኾኑ?" :lol: :lol: :lol: :lol:

Digital Weyane
Member+
Posts: 8540
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ህልዉ ኲነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን:-

Post by Digital Weyane » 19 Jun 2022, 05:14

ፈረንጆች ጌቶቻችን በኢትዮጵያና በኤርትራ ላይ በከፈቱት የውክልና ጦርነት ውስጥ የተማገዱትን 900,000ሺ የትግራይ ጨቅላ ወጣቶችና ህፃናት ወታደሮች ለዘላለም አንረሳቸውም። :cry: :cry: :cry:

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ህልዉ ኲነታት ትግራይን መጻኢ ኣመታቱን:-

Post by Meleket » 21 Jun 2022, 10:10

እኛ ኤርትራውያን የመሃልና የመስመር ዳኞች፡ ማንም ተራ ካድሬ ቢጤ የሚጥፈውን ጥሑፍ፡ ዝም ብለን አንቀበልም፡ ጥያቄ ጠይቀን እውነትነቱን አረጋግግጠን ፈትሸን ነው የምንቀበለው፤ ይህም ማለት አላምጠን ነው የምንውጥ እንጂ፡ የማንንም ጭሉሌ ኣጨብጭበን ኣንቀበልም ለማለት ነው። :mrgreen:
Weyane.is.dead wrote:
18 Jun 2022, 16:26
. . .
Fiyameta wrote:
18 Jun 2022, 21:02

Post Reply