-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47
Happy Eritrean 31st Independence Day!
Last edited by Kuasmeda on 22 May 2022, 14:31, edited 2 times in total.
-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
-
- Member
- Posts: 3890
- Joined: 25 Sep 2019, 02:42
Re: Happy Eritrean 31st Independence Day.
ናትና፣ ናይ ኤርትራዉያን ፍሉይ እዩ!
ንሕና ዘይጸንበልና ደኣ መን ክጽንብል!?
ሃገራት ኣፍሪቃ ናጽነተን ዝረኸባ ብባርኾት ባዕዳዉያን ገዛእተን ዝነበራ ምዕራባዉያን ሃገራት እየን። ናጽነተን ተዋሂብወን ተመጢዉለን እምበር ተቓሊሰን ኣይመንዝዖኦን።
ኣብ'ቲ ፈለማ ምእዋጅ ጽንብል ናጽነተን እዉን ነገስታትን መራሕቲን ናይተን ዝገዝአአን ዝነበራ ሃገራት ናይ ክብሪ ዕዱማት ኮይኖም እዩ ተረኺቦም።
ንኣብነት ኣብ'ዚ ታሕተዋይ ስእሊ እንተርኢና፣ ዳግማዊት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ናይ ዓባይ ብሪጣንያ አብ ዕለተ ምእዋጅ ናጽነት ሃገረ ጋና፣ ናይ ክብሪ ዕድምቲ ኮይና፣ ኣብ ኣክራ ጋና ተረኺባ እንከላ እዩ። ንጋናዉያን ድማ ካብ ሎሚ ጀሚርኩም ናጻ ኢኹም ኢላ ባሪኻትሎም። ናይተን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ እዉን ካብ'ዚ ዝተፈልየ ኣይኮነን። ብባርኾት ዓዲ እንግሊዝ፣ ፈረንሳ፣ ፖርቱጋልን ስጳኛን እየን ናጽነተን ተዋሂበን።
ናይ ኤርትራ መስርሕ ምጉንጻፍ ናጽነት ግን ኣዝዩ መሪርን ነዊሕ ዓመታት ዝወሰደ፣ ብወርቂን ብኣልማዝን ዘይትመን፣ ዋጋኡ ኣዝዩ ክቡር እዩ። ናይ ኣእላፋት ቀያሕቲን ጸለምቲን መስዋእቲን ስንክልናን እዩ ሓቲቱ። እቲ ምረት ቃልሲ ንናጽነትን ቅያ ተጋድሎን ብኣሽሓት መጻሕፍቲ እዉን ዝግለጽ ኣይኮነን። ስለዝኾነ ድማ እዩ ከም ልሙድ ኣበሃህላ፣ ንናጽነትና ብወርቂ ሸሓኒ ዘቐበለና የለን ንብል።
እሞሲ!
ንሕና ኤርትራዉያን ንመዓልቲ ናጽነትና ዘይጸንበልና ደኣ መን ክጽንብል!? ንሕና ዘይሳዕሳዕና ደኣ መን ክስዕስዕ!?
ንሕና ዘይተሓጎስና ደኣ መን ክሕጎስ።
ርሑስ በዓል ናጽነት ይግበረልና ደቂ ኤረይ!

- Posts: 5279
- Joined: 04 Jun 2013, 22:23
Re: Happy Eritrean 31st Independence Day.
Bereket Mengisteab Tarik | ታሪኽ New Eritrean Guayla Music Remix 2022 Official
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
-
- Member
- Posts: 3976
- Joined: 05 Nov 2019, 10:39
Re: Happy Eritrean 31st Independence Day.
Congratulations to Eritreans!
-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
Re: Happy Eritrean 31st Independence Day!
Please wait, video is loading...
-
- Member
- Posts: 3890
- Joined: 25 Sep 2019, 02:42
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47
-
- Member
- Posts: 3890
- Joined: 25 Sep 2019, 02:42
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47