Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይትዝመት

Post by Abe Abraham » 12 Feb 2022, 12:21

"ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይትዝመት!! ህዝቢ ናጽነት መጺይኡ ክርህወና እዩ እንዳ በለ ህግደፍ ኣብ መሬት ሓማሴን ምዝማትን ምስ ወለዶ ዝተኣሳሰሩ ኣስማት ቦታታት ኣብ ምቕያር ኣትዮ ። እቲ ዕላማ ብሩህ እዩ ፥ ንሓማሴናይ ኣብ ገዛእ መሬቱ ዓብሊልካ ምጥፋእ ። ህግደፍ ብውሽጢ ከም በዓል ኣማኑኤል ጋውናን ሰውራዊት ባይቶን ደቃን ከኣ ብግዳም ። ሎሚ ሰረወታይ ኣስመራ ብተወንጫፊ ወያነ ተወቒዓ ኢሉ ዝሕጎሰሉን ንኣስመራ መውቅዒ ዝኸውን ኣሽሓት ዶላራት ንወያነ ዘበርክተሉ ዘሎ ግዜ ኢና በጺሕና ዘሎና ። ድሕሪ ውግእ ባድመ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ " ሓመድ ሲሒኖም " ኢሎም ከም ዝተሓጎሱ ዝረሳዕናዮ መሲልዎም ። መልእኽትና ሕጂ ንህግደፍ ጽልእኹምን ግፍዕኹምን ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን ኤርትራን ምድርን ርስትን ሓማሴንን ብህጹጽ ኣልዕሉ ይኸውን። "

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይ

Post by Abe Abraham » 12 Feb 2022, 15:45

ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዓዶም ሕምብርቲ/ሎጎ-ጭዋ/ሓማሴን እንከሎ ኣብ ዘመነ ህግደፍ ተደምሲሱ ናብ ጋላ-ነፍሕን ዞባ ማእከልን ተቐይሩ ። ማእከል ማለት ዋና ዘይብሉን ኩሉ ዝዘምቶን ዝጻወተሉን ዝላገጸሉን ማለት እዩ ። ክፍኣት ናይ ኣብ ውሽጢ ህግደፍ ዘለዎ ጸላእቲ ሓማሴንን ደቂ ሓማሴንን -- ኣስማቶም በብሓደ ንፈልጦ -- ደረት ስለ ዘይብሉ ሕጊ ናይ ለያቡ ከውጽኡ እንከለዎ ዝኾነ ርሑቕ ዝኾነ ዓዱ ኣብ ሓማሴን መጺኡ ኣብ'ዚኣ ሃቡኒ ክብል መሰል ከም ዘለዎ ጌሮም ኣስፊረሞ ። ንምስራቕ ንኽጥዕሞም ማለት እዩ ። ንበዓል ስብሓት ኤፍረም -- መስተንክራውን ዕዉትን ኣምበሳ ሓማሴን ኣምበሳ ኤርትራ ፡ ዘዝሃብካዮ ዕማም ብዓወት ዝዛዝም --- ብንዕቀት ዳርጋ ከምዘየለዉ ጌርካ እንዳ ወሰድካ ማለት እዩ ።

ኤርትራ በጺሐ ንሓንቲ ሓፍተይ ዘመድ ንሕበነሉን ኣዚና ንፈትዎን ጀነራል ስብሓት ወዲ ኤፍረም " ዓድኹም ናብ ማይ ነፍሒ ገጽና ክንከይድ ከለና ርኢናዮ ። ጽቡቕ መሬት ኣለኩም ። ብሸነኽና ጎቦታት ኣለዎ ። " ምስ በልክዋ " እንታይ እሞ ይግበር ጽቡቕሲ ጽቡቕ ኔሩ ኮይኑ ግን ኩሉ መሬት ህግደፍ ወሲዶሞ እንድዮም ። " ስሙን መሬቱን ታሪኹን ሃይማኖቱን ዝተዘምተ ሓማሴናይ ከምቲ ብወያነ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኲናት ዝተኣወጅ ኣብ ልዕሊኡ ብህግደፍ ከም ዝተኣወጀ ንምእማኑ ስለ ዘጸገሞ ስጋዕ ሕጂ ብትዕግስቲ ይዕዘብ ኣሎ ።

ደፋር ህግደፍ ርስቲ ናይ ህዝቢ ሓማሴን ዘሚቱ ገዛውቲ ኣፍሪሱ ሕጂ ሰልድኹምን ደቅኹምን ሃቡኒ መሬትኩም ኣሽንኳይ ንኻልኦት ንኣስላም ተጋሩን ንዝኾነ ሓላፊ መንገድን ከይተረፈ ክዕድሎ እየ እዩ ዝብል ዘሎ ። ኣብ ወጻኢ ዘሎ ከኣ መሬት ኣግዲፍና ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ጸቕጢ ጌርና ዓዱ ከም ዘይምለስ ክንገብሮ ኢና ከኣ ኣለዎ ።

መስሓቕን ሌባን ህግደፍ ኣብ ሓማሴን ምርጫ ጌረ ኢላ ንስርቂ ንዘዳለወቶ ኮራሲ ብንሓማሴን ዘይውክሉ ሰባት ትመልኦ ። ከምዚ ግፍዒ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ተራእዩ ኣይፈልጥን ። ሓማሴናይ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ብኣውራጃዊ ኣፈላላይ ኣብ መሬቱ ብክሳዱ ይርገጽ ኔሩ -- ካብ ዘመነ እንግሊዝ ክሳብ ደርጊ -- እቲ ዘገርም ሕጂ 'ውን ምቕጻሉ እዩ ።

.

kerenite
Member
Posts: 4482
Joined: 16 Nov 2013, 13:15

Re: ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይ

Post by kerenite » 12 Feb 2022, 16:01

Abe Abraham wrote:
12 Feb 2022, 15:45

From your writing, one can deduce out that you started to bash higdef and gradually joining the anti-higdef camp is that right? Lol....LMAO.

Lol.... Lol..where are the higdefites? This certified bigot and regionalist is bashing your higdef and you still call him borther... Lol... Lol.

Roha
Member
Posts: 2122
Joined: 17 Feb 2011, 00:38

Re: ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይ

Post by Roha » 12 Feb 2022, 16:53

Abe, thank you for speaking up and defending the honor of Abune Antoninus. Sad also to see the gallant and brave Hamesenaits who had always welcomed many immigrants and settlers, becoming landless themselves. No one is crying for the plight of the Hamasienaits whose land had been invaded from every corner by thankless settlers. The regime in Asmara confiscates prime Hamasien land and sells it for hard currency and Saudi and Emirates Riyals to every settler and remnant shinti Jebeli while the Hamasienait is living in rental Gheto dilapidated houses or forced to live in Tigrayan and Sudanese refugee camps.
Abe Abraham wrote:
12 Feb 2022, 12:21

"ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይትዝመት!! ህዝቢ ናጽነት መጺይኡ ክርህወና እዩ እንዳ በለ ህግደፍ ኣብ መሬት ሓማሴን ምዝማትን ምስ ወለዶ ዝተኣሳሰሩ ኣስማት ቦታታት ኣብ ምቕያር ኣትዮ ። እቲ ዕላማ ብሩህ እዩ ፥ ንሓማሴናይ ኣብ ገዛእ መሬቱ ዓብሊልካ ምጥፋእ ። ህግደፍ ብውሽጢ ከም በዓል ኣማኑኤል ጋውናን ሰውራዊት ባይቶን ደቃን ከኣ ብግዳም ። ሎሚ ሰረወታይ ኣስመራ ብተወንጫፊ ወያነ ተወቒዓ ኢሉ ዝሕጎሰሉን ንኣስመራ መውቅዒ ዝኸውን ኣሽሓት ዶላራት ንወያነ ዘበርክተሉ ዘሎ ግዜ ኢና በጺሕና ዘሎና ። ድሕሪ ውግእ ባድመ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ " ሓመድ ሲሒኖም " ኢሎም ከም ዝተሓጎሱ ዝረሳዕናዮ መሲልዎም ። መልእኽትና ሕጂ ንህግደፍ ጽልእኹምን ግፍዕኹምን ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን ኤርትራን ምድርን ርስትን ሓማሴንን ብህጹጽ ኣልዕሉ ይኸውን። "

sebdoyeley
Member+
Posts: 5507
Joined: 14 Feb 2020, 04:27

Re: ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይ

Post by sebdoyeley » 12 Feb 2022, 20:09

:lol: :lol: :lol: negere Agame
Roha wrote:
12 Feb 2022, 16:53
Abe, thank you for speaking up and defending the honor of Abune Antoninus. Sad also to see the gallant and brave Hamesenaits who had always welcomed many immigrants and settlers, becoming landless themselves. No one is crying for the plight of the Hamasienaits whose land had been invaded from every corner by thankless settlers. The regime in Asmara confiscates prime Hamasien land and sells it for hard currency and Saudi and Emirates Riyals to every settler and remnant shinti Jebeli while the Hamasienait is living in rental Gheto dilapidated houses or forced to live in Tigrayan and Sudanese refugee camps.
Abe Abraham wrote:
12 Feb 2022, 12:21

"ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይትዝመት!! ህዝቢ ናጽነት መጺይኡ ክርህወና እዩ እንዳ በለ ህግደፍ ኣብ መሬት ሓማሴን ምዝማትን ምስ ወለዶ ዝተኣሳሰሩ ኣስማት ቦታታት ኣብ ምቕያር ኣትዮ ። እቲ ዕላማ ብሩህ እዩ ፥ ንሓማሴናይ ኣብ ገዛእ መሬቱ ዓብሊልካ ምጥፋእ ። ህግደፍ ብውሽጢ ከም በዓል ኣማኑኤል ጋውናን ሰውራዊት ባይቶን ደቃን ከኣ ብግዳም ። ሎሚ ሰረወታይ ኣስመራ ብተወንጫፊ ወያነ ተወቒዓ ኢሉ ዝሕጎሰሉን ንኣስመራ መውቅዒ ዝኸውን ኣሽሓት ዶላራት ንወያነ ዘበርክተሉ ዘሎ ግዜ ኢና በጺሕና ዘሎና ። ድሕሪ ውግእ ባድመ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ " ሓመድ ሲሒኖም " ኢሎም ከም ዝተሓጎሱ ዝረሳዕናዮ መሲልዎም ። መልእኽትና ሕጂ ንህግደፍ ጽልእኹምን ግፍዕኹምን ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን ኤርትራን ምድርን ርስትን ሓማሴንን ብህጹጽ ኣልዕሉ ይኸውን። "

eritrea
Member
Posts: 2804
Joined: 25 May 2007, 13:45

Re: ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይ

Post by eritrea » 12 Feb 2022, 20:27

Abe Abraham I never expected you to make incoherent arguments. At one point, you continue to tell us that you have a cousin as president, and now, you are all of sudden, accusing his administration of serious misconduct against a specific group in Eritrean society. In your argument you give an impression of a tigrain than any Eritrean I know. Victimhood advocacy is a sign of weakness not strength.

But for clarification sake, yes the Eritrean government committed a gross crime against the Eritrean Orthodox Church when it arrested its Patriarch without due law in utter disrespect against church laws and traditions and above all its followers.

But the blame goes entirely to the members of the synod who allowed the Security Agency intelligence services to meddle in the business of the church against church laws and traditions and a gross betrayals against the church and its followers.

Why on earth would a Director of the National Security Agency intelligence services goes to a church and asks the Patriarch to be taken away from the meeting. No where except in Eritrea.

And the mean reason why the patriarch was chosen to be sidelined and even to be arrested is as follows.

The bay-laws of the church was ratified and unanimously endorsed back in 1996. The first patriarch that was unanimously chosen to be the first Eritrean Patriarch was Abune Philipos. The second Patriarch Abune Yacob was also chosen unanimously in 2002 and like wise the third Patriarch Abune Antonios was chosen unanimously in 2004.

The bylaws that was endorsed in 1996 explicitly stated that appointed administrators of the church would be members of the synod and would be handpicked by the Patriarch and get endorsed by the synod. It is this practice that the government wanted to be changed and Abune Antonios strongly opposed that change.

Back in 2002 the government headed by Yoftahe Dimetros started to change the baylaw that regulate the administrator instead of two to be one. And the only requirement needed to hold that position would be experience in administration and knowledge in languages. The backlash started when they asked the endorsement of the changed bylaws in the synod. Abune Antonios opposed the changes but he didn't got majority of the vote in the synod. So he decided to forbad any change in the bylaws until scholars of the church finish studying the changes and see if the changes are applicable with the laws and traditions of the church or not. The rest is history. All the lies and character assassinations that followed to bury the truth was not successful.

God gave him a chance to tell his people the truth before he finished his service on earth. As he said is it eloquently “I never became a monk to be a patriarch but to get eternal life.” And Eternal life is what he will get exactly as all saints before him has already got. His history as all saints will be a living history for all generations to come and an ecellent and good example for many to follow.

Those who should be felt sorry for are those who compromised their values about the laws of God and church laws. Those who can not save themselves can not possibly save others either. But the story of Abune Antonious will not end here but when God and situations allows it. The truth will shine as a sun and our beloved father will be officially declared a saint by the church as well as those Eritreans in Libya who were throutslited by Antichrist forces for their belief.

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይ

Post by Meleket » 14 Feb 2022, 11:13

ኣብዚ እኔሄካ ጽዋ፡ ኣብ ዘመነ ጥልያንን ኣብ ዘመነ መሳፍንቲ ትግራይ እኒ ኣሉላ ኮነ ውቤ ህዝቢ ኤረትረያ ጽቡቕ ነቢሩ በለና። ፕሮ-ኢጣልያ'ዶ ይሕሸኒ በልካ ጐበዛይ ወዲ . . . . ! :mrgreen:
Abe Abraham wrote:
12 Feb 2022, 15:45

. . . ሓማሴናይ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ብኣውራጃዊ ኣፈላላይ ኣብ መሬቱ ብክሳዱ ይርገጽ ኔሩ -- ካብ ዘመነ እንግሊዝ ክሳብ ደርጊ -- እቲ ዘገርም ሕጂ 'ውን ምቕጻሉ እዩ ።

"ከምዡ ገቢሩሉ ኦ ጐሚዳ ኣባ ብልሓቱ" ምድራፍ ደኣ ሕዚ'ዩ ምበር! ኣገናዕ eritrea! :mrgreen:
eritrea wrote:
12 Feb 2022, 20:27
Abe Abraham I never expected you to make incoherent arguments. At one point, you continue to tell us that you have a cousin as president, and now, you are all of sudden, accusing his administration of serious misconduct against a specific group in Eritrean society. In your argument you give an impression of a tigrain than any Eritrean I know. Victimhood advocacy is a sign of weakness not strength.

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13803
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: ኣቡነ ኣንጦንዮስ ክውለዱን ክዓብዩን እንከለዉ ፍሉጥ ዓድን መበቆልን ኔርዎም ክሞቱ እንከለዉ ግን ጸረ-ሓማሴን ህግደፍ ኩሉ ኣግዲፍዎም።ኣቦይ ጠራራይ ናይ ህግደፍ ግደፍ መሬት ሓማሴን ኣይ

Post by Deqi-Arawit » 15 Feb 2022, 11:38

Roha wrote:
12 Feb 2022, 16:53
Abe, thank you for speaking up and defending the honor of Abune Antoninus. Sad also to see the gallant and brave Hamesenaits who had always welcomed many immigrants and settlers, becoming landless themselves. No one is crying for the plight of the Hamasienaits whose land had been invaded from every corner by thankless settlers. The regime in Asmara confiscates prime Hamasien land and sells it for hard currency and Saudi and Emirates Riyals to every settler and remnant shinti Jebeli while the Hamasienait is living in rental Gheto dilapidated houses or forced to live in Tigrayan and Sudanese refugee camps.
Abe Abraham wrote:
12 Feb 2022, 12:21

Roha aka Mesob aka the arab concubine. well, the fact that the dictator broke the leeches back once and for all and turn the useless kilil as a concentration camp should earn him a minor plus ➕. where is the agame teret teret now days. you bxxtches used to belittle the ordeal of the nobility of northern men but now days, you are no where to be found. this is what i call poetic Justice.

Post Reply