Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ሓው 4 ስዉኣትን ጅግና ስርሒት ፈንቅል ተስፋ-ጽዮን ንዶክተር ገብረ ገብረ-ማርያም ካብ ሰራየ 'ዩ ይብለና ንሕና ድማ ካብ ሰራየ ዶ ካብ ገለ ፋኛቱራ ኣሜሪካ ኢልና ሕቶና ንውርውረሉ!!

Post by Abe Abraham » 05 Feb 2022, 20:52

ሓው 4 ስዉኣትን ጅግና ስርሒት ፈንቅል ተስፋ-ጽዮን ንዶክተር ገብረ ገብረ-ማርያም ካብ ሰራየ 'ዩ ይብለና ንሕና ድማ ካብ ሰራየ ዶ ካብ ገለ ፋኛቱራ ኣሜሪካ ኢልና ሕቶና ንውርውረሉ!!

  • ኣነ ንዶክተር ገብረ ገብረ-ማርያም ከም ሓደ ጻዕረኛ ምሁር ኤርትራዊ የድንቖ ግን ብሃገርና ዝምልከት ዘለዎ ኣረኣእያ ዕሽነትን ቁልዕነትን ዝበዝሖ እዩ ። ኣብ ጀብሃ እንተ ብናይ ኣውራጃዊ ጽልኢ ይኹን ካልእ ንናይ ሕጂ ፕረዚደንት ዘሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብራሃም ጽልኡ እንዳ በልካ ብውድብ ደረጃ ጎስጓስ ይግበር ኔሩ ። ዶክተር ገብረ ናቱ ግዳይ እዩ ። እቲ ዝገርም ነዚ ዝገብሮ ዘሎ ኣዕናዊ ተግባር ምስ ኣስላም ተጋሩ ተሓባቢሩን ከልቦም ኮይኑን ምስልሳሉን እዩ ። ይኣይ ካብ ሓማሴናይ ኣስላማይ ትግራዋይ ቀሪብዎ ማለት እኳ እዩ ።

----

  • ዶክተር ኤማ ከኣ ካብ እቶም መርዛማት ንጦርዓ ምኽኣል ዝሰኣኑ (?) ኣብ ኣስመራ ግን ዝሕይሉ " ኣናብስ'' ጸንዓ-ድግለ እዩ ኢሎሞ !!!! ቀስ እንዳ በለት እዛ ኩላ ከብዳ ሓሚማ ተዕለብጥ ዘላ ጉዳ ክትወጽእ ኢያ !!! ቀደም ምስ ጀብሃ ዝነበሩ ደቂ ጦርዓ ንዕረፍቲ ኢሎም ብረቶም ሒዞም ንስድራ-ቤት ዶክተር ኤማ ይሃድንዎም ኔሮም ። ጀብሃ ዓባይ በዓልቲ እርምቲ ጠባይ!! ሰይ ኮታ !!!!!!

------

  • ዶክተር ኣሰፋው ብሸነኹ ኣስላም ተጋሩ ኣብ ገለ ወሲዶም ምስ ተጻወትሉ ኣብ ዝኸዶ ቦታ መስትያት ምስ ዝረክብ ንገጹ እንዳ ጸፍዐ " ኣነ ንሓማሴንን ንሓማሴናይን ይጸልእ፡ ዋላ እዚ ኣብ ቅድመይ ዘሎ ፈላስፋ ዝመስል ኣንበሳ ሳሕል ሰራሕ ቂያ ሓበን ሓማሴንን ኤርትራን ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ ። " ይብል ።

    ሓማሴናይ ተሓባቢሩ ሰልዲ ኣኪቡ ንዶክተር ኣሰፋውን ጀነራል መስፍን ሓጎስን ገዛ ሰሪሑ ንኣስመረኦም ከም ዝምለሱ እንተ ዘይጌሩ ብዛዕበኦም ኣብ ምዕራብ ብዙሕ ሕማቅ ክሰምዕ እዩ ። እዞም ዓበይቲ ሰብ ዝና መላገጽቲ ናይ ዘይረብሑ ሰባት ኮይኖም እዮም ዘለዉ ። መወዳእታኦም ከም ናይ ወዲ ፊሊፖ ከይከውን ይኽደነና እዩ ዘብል።ረበና የስቱር !!

.

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሓው 4 ስዉኣትን ጅግና ስርሒት ፈንቅል ተስፋ-ጽዮን ንዶክተር ገብረ ገብረ-ማርያም ካብ ሰራየ 'ዩ ይብለና ንሕና ድማ ካብ ሰራየ ዶ ካብ ገለ ፋኛቱራ ኣሜሪካ ኢልና ሕቶና ንውርውረሉ!!

Post by Meleket » 07 Feb 2022, 11:27

ብዛዕባ ሃሳባት ናይ ሰባት ዛይዀነስ ብዛዕባ ሰባት ምዝራብ ናይ ድዅማትን ሕልናኦም ዝዓረቦም ጠፋሻት ሕርያ ኢዩ። :mrgreen:

ካብዚ'ዶ ካብቲ'ዶ እናበልካ ንሰባት 'ብዓዶምን ሃይማኖቶምን' እናጐዛዘኻ Abe Abrahamዊ ፈናጫሊ ዓቕሊጽበታዊ ፈንጠርጠር ምግባር፡ ኣብ ኤርትራና ቦታ የብሉኒ ንብል ጥሙራት ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን!
:mrgreen:

Sabur
Member
Posts: 1364
Joined: 11 Aug 2018, 07:41

Re: ሓው 4 ስዉኣትን ጅግና ስርሒት ፈንቅል ተስፋ-ጽዮን ንዶክተር ገብረ ገብረ-ማርያም ካብ ሰራየ 'ዩ ይብለና ንሕና ድማ ካብ ሰራየ ዶ ካብ ገለ ፋኛቱራ ኣሜሪካ ኢልና ሕቶና ንውርውረሉ!!

Post by Sabur » 07 Feb 2022, 15:04

Meleket - ዓቢ ሰብ:

Spot on !!!

Meleket wrote:
07 Feb 2022, 11:27
ብዛዕባ ሃሳባት ናይ ሰባት ዛይዀነስ ብዛዕባ ሰባት ምዝራብ ናይ ድዅማትን ሕልናኦም ዝዓረቦም ጠፋሻት ሕርያ ኢዩ። :mrgreen:

ካብዚ'ዶ ካብቲ'ዶ እናበልካ ንሰባት 'ብዓዶምን ሃይማኖቶምን' እናጐዛዘኻ Abe Abrahamዊ ፈናጫሊ ዓቕሊጽበታዊ ፈንጠርጠር ምግባር፡ ኣብ ኤርትራና ቦታ የብሉኒ ንብል ጥሙራት ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን!
:mrgreen:

Asmara
Member
Posts: 1379
Joined: 24 May 2007, 05:09

Re: ሓው 4 ስዉኣትን ጅግና ስርሒት ፈንቅል ተስፋ-ጽዮን ንዶክተር ገብረ ገብረ-ማርያም ካብ ሰራየ 'ዩ ይብለና ንሕና ድማ ካብ ሰራየ ዶ ካብ ገለ ፋኛቱራ ኣሜሪካ ኢልና ሕቶና ንውርውረሉ!!

Post by Asmara » 07 Feb 2022, 16:03

We all know that Abe is a low IQ person who cannot think beyond region and religion. Eritrea belongs to all 5 million of its inhabitants equally regardless of where they come from or what religion they belong to etc. Our martyrs paid with their lives so we can all live in harmony. Period!

Post Reply