-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Debritz in Sahel, Eritrea.
Learning to become a radio operator.
ከዳዕ ያ ከዳዕ!
Tnx to Debesai: @Debesai10
ከዳዕ ያ ከዳዕ!
Tnx to Debesai: @Debesai10
-
- Member
- Posts: 4018
- Joined: 15 Apr 2011, 17:52
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
Wedi medhin berad of Adwa
Please wait, video is loading...
-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
ብወገን ትግራይ ኰነ ብወገን ኤርትራ “ጽልኢ ዘሳውሩ” ሰብ ፍሉይ ረብሓ ኢዮም ንብል ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን።
ደብረጽዮን ኣንጊሑ ብንእስነቱ ምእንቲ ህዝቡ ናብ በረኻ ዝወፈረ ተባዕ ተጋዳላይ ወዲ ትግራይ ኢዩ። ኣብዚ ጽንኩርን መዋጥር እዋን ትግራይን፡ ንትግራይ ራሕሪሑ ንገድሊ ጠንጢኑ ‘ንህዝቢ ትግራይ ከዲዑ’ ናብ ምዕራብ ዲዩ ናብ ምብራቕ አይሳገመን፡ እንታይ ደኣ ኣብታ ዝኣመነላ መትከል፡ “መሰል ዓርሰ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ ዚዀነ ኃይሊ ኪምንዝዕ ኣየፍቕድን ኢየ!” ቢሉ ከምቲ ናይ ዓንተቦኡ ብጽንዓት ይጋደል ኣሎ።
ኪጋደል ከሎ ድማ በይኑ ዛይዀነ ንህዝቡ ኣእሚኑ ይጋደል ኣሎ። ህዝቡ መሪጽዎ ኢዩ ኣብ መንበር መዝነት ዛሎ። ዘይኣመኖ ኣካል ህዝቢ ትግራይ እንተልዩ ወይ ናብ ሸዋ ወይ ናብ ሃገረ ኤርትራ ብብዝሒ ዕቝባ ኪሓትት ምረኣና።
ደብረጽዮን ኣብ ሜዳ ኤርትራ ተሞክሮ ምቕሳሙ፡ ንረብሓ ትግራይን ረብሓኡን ጥራሕ ዛይዀነ ንረብሓ ሰውራ ኤርትራዉን ኣገዳሲ ስለዝነበረ ኢዩ መሪሕነት ህ.ግ. ዚፈቐደሉ። ኣብ ቦለቲካዊ ኣተሓሳስባ ድማ ናይ ግድን ኣይዀነን ወያነ ምስ ህ.ግ. ክትሳነ፡ ንሶም ናቶም ኣለዎም ህ.ግ. ድማ ናታ ዕላማ ኣለዋ። እቱይ ጸገም ናቶም ዕላማ ተጻይ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ’ዩ። ነዙይ ድማ ብስልጡን ኣገባብ ምሁራት ኤርትራዉያን ምስ ምሁራት ተጋሩ ኪላዘቡን ከእምኑን ብጭብጢ ኪሙግቱን ካልኣይ ገድሊ የድሊ። ገሌኹም ምሁር ዚበሃል ትግራዋይ የሎን ከይትብሉ እምበር።
ሕጂ ዛድሊ ንደብረጽዮንን ብጾቱ ‘ተጋደልቲ ጁንታ’ ብናይ ቀደም ምስሎም ምጽራፍ ዛይዀነስ፡ ብከመይ ንረብሓ ሕዝብታት ጐደቦና ብቅኑዕ ማእዘን ንጐዓዝ ቢልካ ምሕሳብ ኢዩ። ብርግጽ ብኣል ደብረጽዮንን ብጾቱኑ “ዛይናቶም መሬት ኤርትራ"፡ ብህጊን ብምጕትን ንኤርትራ ዝተወሰነ መሬት ዛይናቶም ምዃኑ ብልዝብ ከተረድኦም ምፍታን እዉን ናይ ለባማት እምበር ናይ በሃማት ምርጫ ኣይዀነን። እዙይ ድማ ብስልጡን ኣገባብ ኪሰላሰል ይኽእል ኢዩ፡ ብክልቲኡ ሸነኽ "ዚሓለፈ ገልጠምጠም ይኣኽል" ዚብል ለባምን መስተውዓሊን ዓቓልን ሓዳግን እንተተረኽበ።

Last edited by Meleket on 26 Jan 2022, 11:14, edited 1 time in total.
-
- Member+
- Posts: 5279
- Joined: 04 Jun 2013, 22:23
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
green-eyed, evil, and perpetual ሓሳድ፡ ሙሽሙሽ ዓጋመ!
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
ተጋዳላይዶ፡ ቀታል ቆልዑ?
-
- Member
- Posts: 3178
- Joined: 05 May 2013, 17:54
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
ኣንታ ዘይስተር።Meleket wrote: ↑26 Jan 2022, 11:05ብወገን ኤርትራ ጽልኢ ዘሳውሩ ሰብ ፍሉይ ረብሓ ኢዮም
ደብረጽዮን ኣንጊሑ ብንእስነቱ ምእንቲ ህዝቡ ናብ በረኻ ዝወፈረ ተባዕ ተጋዳላይ ወዲ ትግራይ ኢዩ ህዝቡ ኣእሚኑ ይጋደል ኣሎ። ደብረጽዮን ንረብሓ ትግራይን ጥራሕ ዛይዀነ ንረብሓ ኤርትራዉን ኣገዳሲ ስለዝነበረ ኢዩ
ሕጂ ዛድሊ ንደብረጽዮንን ብጾቱ ብናይ ቀደም ምስሎም ምጽራፍ ዛይዀነስ፡ ብከመይ ንረብሓ ሕዝብታት ጐደቦና ብቅኑዕ ማእዘን ንጐዓዝ ቢልካ ምሕሳብ ኢዩ። እዙይ ድማ ብስልጡን ኣገባብ ኪሰላሰል ይኽእል ኢዩ፡ ብክልቲኡ ሸነኽ ዚሓለፈ ገልጠምጠም ይኣኽል
እንታይ ኢኻ ዘይለባም ከለኻ ለባም ክትመስል ትደሊ።
እስኪ እዚ ሰብ ምምካር ግደፎ።
ስቕ ኢልካ ናይ ሓዎቦኻ ተስፋሚካኤልን ናይ በተ ክርስትያንካን ታሪኽ ንገረና ዝሰምዕ ተረኺብካ።
ኤርትራ ንትግራይ እንታይ ጌይራ ኢያ ጎዲኣታ ትፈልጥ።
እንታይ ኣሎ አርትራ ዝፈጠረቶ ገልጠምጠም ya ገልጣም ዋሒድ
እቲ ትግርኞ ኸኣ ተጠንቀቐሉ።
-
- Senior Member+
- Posts: 20642
- Joined: 15 Apr 2009, 10:50
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
Meleket wrote: ↑26 Jan 2022, 11:05ብወገን ትግራይ ኰነ ብወገን ኤርትራ “ጽልኢ ዘሳውሩ” ሰብ ፍሉይ ረብሓ ኢዮም ንብል ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን።[/color]
ደብረጽዮን ኣንጊሑ ብንእስነቱ ምእንቲ ህዝቡ ናብ በረኻ ዝወፈረ ተባዕ ተጋዳላይ ወዲ ትግራይ ኢዩ። ኣብዚ ጽንኩርን መዋጥር እዋን ትግራይን፡ ንትግራይ ራሕሪሑ ንገድሊ ጠንጢኑ ‘ንህዝቢ ትግራይ ከዲዑ’ ናብ ምዕራብ ዲዩ ናብ ምብራቕ አይሳገመን፡ እንታይ ደኣ ኣብታ ዝኣመነላ መትከል፡ “መሰል ዓርሰ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ ዚዀነ ኃይሊ ኪምንዝዕ ኣየፍቕድን ኢየ!” ቢሉ ከምቲ ናይ ዓንተቦኡ ብጽንዓት ይጋደል ኣሎ።
ኪጋደል ከሎ ድማ በይኑ ዛይዀነ ንህዝቡ ኣእሚኑ ይጋደል ኣሎ። ህዝቡ መሪጽዎ ኢዩ ኣብ መንበር መዝነት ዛሎ። ዘይኣመኖ ኣካል ህዝቢ ትግራይ እንተልዩ ወይ ናብ ሸዋ ወይ ናብ ሃገረ ኤርትራ ብብዝሒ ዕቝባ ኪሓትት ምረኣና።
ደብረጽዮን ኣብ ሜዳ ኤርትራ ተሞክሮ ምቕሳሙ፡ ንረብሓ ትግራይን ረብሓኡን ጥራሕ ዛይዀነ ንረብሓ ሰውራ ኤርትራዉን ኣገዳሲ ስለዝነበረ ኢዩ መሪሕነት ህ.ግ. ዚፈቐደሉ። ኣብ ቦለቲካዊ ኣተሓሳስባ ድማ ናይ ግድን ኣይዀነን ወያነ ምስ ህ.ግ. ክትሳነ፡ ንሶም ናቶም ኣለዎም ህ.ግ. ድማ ናታ ዕላማ ኣለዋ። እቱይ ጸገም ናቶም ዕላማ ተጻይ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ’ዩ። ነዙይ ድማ ብስልጡን ኣገባብ ምሁራት ኤርትራዉያን ምስ ምሁራት ተጋሩ ኪላዘቡን ከእምኑን ብጭብጢ ኪሙግቱን ካልኣይ ገድሊ የድሊ። ገሌኹም ምሁር ዚበሃል ትግራዋይ የሎን ከይትብሉ እምበር።
ሕጂ ዛድሊ ንደብረጽዮንን ብጾቱ ‘ተጋደልቲ ጁንታ’ ብናይ ቀደም ምስሎም ምጽራፍ ዛይዀነስ፡ ብከመይ ንረብሓ ሕዝብታት ጐደቦና ብቅኑዕ ማእዘን ንጐዓዝ ቢልካ ምሕሳብ ኢዩ። ብርግጽ ብኣል ደብረጽዮንን ብጾቱኑ “ዛይናቶም መሬት ኤርትራ"፡ ብህጊን ብምጕትን ንኤርትራ ዝተወሰነ መሬት ዛይናቶም ምዃኑ ብልዝብ ከተረድኦም ምፍታን እዉን ናይ ለባማት እምበር ናይ በሃማት ምርጫ ኣይዀነን። እዙይ ድማ ብስልጡን ኣገባብ ኪሰላሰል ይኽእል ኢዩ፡ ብክልቲኡ ሸነኽ "ዚሓለፈ ገልጠምጠም ይኣኽል" ዚብል ለባምን መስተውዓሊን ዓቓልን ሓዳግን እንተተረኽበ
^^^ ይህ ቅብጥርጥር እንዲገባን በትግረኛ ወይም በኣማረኛ ተተርጉሞ ይቅረብልን:: ግራ ገብቶት እንዳልግባው ሳያውቅ ግራ ከሚያጋባን ጠብደል ጥራዝ ነጠቅ መሓይም ይሰውረን ይሰውራችሁ::" አሜን" በሉ ከአሜን ይቀራል ይላሉ አበው ሲተርቱ::
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
ዓርከይ justo ሻረኛ ዀይንካ ማለት ዲዩ፧ ነቶም ጽልኢ ዘሳዉሩ ተሰተሩ ዛይበልካ፡ ንስኻ'ዉን ጽልኢ ክተሳዉር ዘይተሰተርካስ ከምዡይ ቢልካ ክትምዕደና ቍሩብ ኣይትሓፍርን'ዶ፧ ኣይትሓንኽን'ዶ፧ ምዃን ሰብ ጸቢብ ረብሓ መዓስ ሕንኸትን ሕፍረትን ይፈልጡ ዀይኖም!
ዓርከይ ከመይ ደኣ ጌርካ ፈለጥካ ኣያ ሳንኪኤል ሓዎቦይ ምዃኑ፡ ኣኮኻ ኢዩ ግዲ፧ በል እስከ ንስኻ ድማ ናይ ሓዎቦኻ ገረንችኤል ታሪኽ ንገረና። ናተይ ኮነ ናትካ ቤተክርስትያን ኮነ መስጅድ "ጽልኢ ኣይተሳዉሩ" ኢዩ ዚብለና ቍምነገሩ።
ንስኻ ትብል ኣሎኻ እምበር ንሕና ደያኑ ማእከልን መስመርን ከምዡይ ንስኻ ትብሎ ኣይበልናን።
ኣብ ጐደቦና ዛሎ ናይ 30 ዓመታት ገጠምጠም ዛይተሰምዓኻ እንተዀይንኻ "ሰብ ፍሉይ ረብሓ ኢኻ"። ንሕና ደያኑ ማኣከልን መስመርን ኤርትራ ገልጠምጠም ፈጢራ ዚብል ቃል ኣይተዛረብናን። ባልዕኻ ጓል መገዲ ትከይድ ኣሎኻ እምበር ሃብሮም justo ።
ትግርኞ ደኣ "ዋሒድ ወዲ ዋሒድ" ከየእቱ ክጥንቀቅ ክፍትን ኢየ ሃብሮማይ ኰርዒዳ "ሰብ ፍሉይ ረብሓ -አሳዋሪ ጽልኢ"!
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
‘እውቀት ጠገቡና’ ስድ አደጉ Fed_Up እላይ የጣፍነው ወደ ኣማርኛ ይተርጐምልን ብለው ከጠየቁን ዘንዳ ሓቁን ከለመዱት ካቲካላ ጋር ቀላቅለው ይጐነጩት ዘንድ ወደ እናት አገራቸው ቋንቋ እንዲህ ተርጉመንላቸዋል።
ኤርትራዉያን የመሃልና የመስመር ዳኞች እንዲህ ብለን ነው በሃሳብና በሰለጠነ መንገድ የሞገትነው፡
በትግራይ በኩል ሆነ በኤርትራ በኩል “ጥላቻን የሚያራግቡ አካላት” ልዩ ጥቅማጥቅም ያላቸው የጦርነት አጋፋሪዎች ናቸው ብለናል ኤርትራዉያን የመሃልና የመስመር ዳኞች።
ደብረጽዮን ገና በማለዳ በለጋ እድሜው ለህዝቡ ሲል ዱርቤቴ ያለ ቆራጥ የትግሬ ታጋይ ነው። በዚህ በትግራይ የቀውጢ ሰዓት፡ ትግራይን ጥሎ የተሰለፈበትን ዓላማ ትቶ “የትግራይን ህዝብ ከድቶ” ወደ ምዕራቡ ዓለም ወይም ወደ ምሥራቁ ዓለም ኣልፈረጠጠም። ይልቅስ ላመነበት ዓላማ፡ “የትግራይ ህዝብ የራስን ዕድል በራስ የመወሰን መብት፡ በማንም ኃይል ሲደፈጠጥ ዝም ብዬ ኣላይም ኣልፈቅድምም!” ብሎ፡ እንደ ቀድሞዉ ላመነበት ዓላማ በጽናት እየታገለ ይገኛል።
ትግሉን የሚያካሂደው የትግራይን ህዝብ አሳምኖ እንጂ እንዲሁ ብቻውን አይደለም። የትግራይ ህዝብም መርጦ መሪዬ ብሎ ኃላፊነት አልብሶታል። ደብረጽዮንና የሚታገልለትን ዓላማ ያላመነ የትግራይ ህዝብ ክፍል ቢኖር ኖሮ፡ አንዴም ወደ ሸዋ አሊያም ወደ ሃገረ ኤርትራ በገፍ ሲሰደድ ባየን ነበር።
ደብረጽዩን በኤርትራ የሳህል ምሽጐች ውስጥ የትግል ልምድ መቅሰሙ፡ ለትግራይ ህዝብና ለራሱ ጥቅም ብቻ ሳይሆን ለኤርትራ ህዝብ የነጻነት ትግልም የነበረው ገንቢ ሚናን ግንዛቤ ውስጥ በማስገባት ነው የሻዕቢያ ኣመራር ለደብረጽዮን ፈቃዱን የሰጠው። ወያኔና ሻዕቢያ በፖለቲካዊ አስተሳሰብ በሁሉ ረገድ የግድ መስማማት አይጠበቅባቸውም። ወያኔ የራሷ የፖለቲካ ዓላማ ኣላት ሻዕቢያም ኣንዲሁ የራሷ። ችግር የሚፈጠረው የወያኔ ዓላማ ከኤርትራ ህዝብ ዓላማ ጋር ሲጋጭ ነው። ይህን የመሰለው የዓላማ ግጭት ደግሞ፡ በሰለጠነ መልኩ ኤርትራዉያን ምሁሮች ከትግራይ ምሁሮች ጋር በመወያየት፡ በማስረጃ አስደግፎ በመሞገት ሰላማዊ እልባት ላይ ለመድረስ ሌላ ሁለተኛ ትግልና ጥረት ያሻል። አንዳንዶቻችሁ ትግሬ ብሎ ምሁር የለም እንዳትሉን እንጂ!
አሁን የሚያሻን ደብረጽዮንና “ታጋዪ ጁንታ”ጓዶቹን የቀድሞ ፎቷቸውን እየለጠፍክ መስደብና ማንቋሸሽ ሳይሆን፡ በምን ዓይነት ዘዴና ብልሃት ለቀጠናው ህዝብ ዘለቄታዊ ጥቅም መስራት ይቻላል ብሎ ማሰብ ነው። እርግጥ ነው ደብረጽዮንና ጓዶቹ፡ የነርሱ ያልሆነ የኤርትራን ልዑላዊ መሬት በህግና በሙግት የኤርትራ መሆኑ የተመሰከረለትን መሬት፡ የነርሱ እንዳልሆነ ለማስረዳት መሞከር የኣስተዋዮች እንጂ የወፈፌዎች ምርጫ አይደለም። በሁለቱም አቅጣጫ “ያለፈው ጥፋትና ወከባ ይበቃናል” የሚሉ ልቦና የተላበሱ አስተዋይ ትዕግስተኛና ይቅርባይ አካላት ከተገኙ፡ በሰለጠነ መንገድ ዘላቂ ሰላም ማስፈንና ማከናወን ይቻላል።
ነው ያልናቸው እኒያ ለጠባብ የግል ጥቅም ሲሉ ህዝብ ከህዝብ ጋር ለማፋጀት ሌተቀን ሳያሰልሱ የሚፈጉትን በሁሉ አቅጣጫ ያሉ ነፈዝ አካላት። እውቀት ጠገቡ Fed_Up ይህ አባባላችን ገብትዎት እንደሚሆን ተስፋ እናደርጋለን፡ ቅር ካልዎት ግን ያው ቅ ቅ ቅ ቅ ቅ ራሪ . . . ።

The looting terror junta had 27 full years to trigger Art. 39 and secede from the union, if that was the intention.
They couldn't do it though, without access to the sea; hence the 1998-00 war and the sacrifice of 19,000+ of our precious sons & daughters (not counting those maimed for life) & the stagnation of our country's dev't for decades.
As far as I'm concerned, these child killing terrorists can go to the very center of hell and be Satan's playthings for eternity!
Amen!
They couldn't do it though, without access to the sea; hence the 1998-00 war and the sacrifice of 19,000+ of our precious sons & daughters (not counting those maimed for life) & the stagnation of our country's dev't for decades.
As far as I'm concerned, these child killing terrorists can go to the very center of hell and be Satan's playthings for eternity!
Amen!
-
- Member+
- Posts: 5279
- Joined: 04 Jun 2013, 22:23
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
ኣሜን to that! One can take to the bank that we shall never forget what the evil Weyanes have done to us.Zmeselo wrote: ↑27 Jan 2022, 13:34The looting terror junta had 27 full years to trigger Art. 39 and secede from the union, if that was the intention.
They couldn't do it though, without access to the sea; hence the 1998-00 war and the sacrifice of 19,000+ of our precious sons & daughters (not counting those maimed for life) & the stagnation of our country's dev't for decades.
As far as I'm concerned, these child killing terrorists can go to the very center of hell and be Satan's playthings for eternity!
Amen!
-
- Member
- Posts: 4018
- Joined: 15 Apr 2011, 17:52
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
Give us a break, Bozzo. Everybody knows who started it. Moron.
Please wait, video is loading...
Zmeselo wrote: ↑27 Jan 2022, 13:34The looting terror junta had 27 full years to trigger Art. 39 and secede from the union, if that was the intention.
They couldn't do it though, without access to the sea; hence the 1998-00 war and the sacrifice of 19,000+ of our precious sons & daughters (not counting those maimed for life) & the stagnation of our country's dev't for decades.
Amen!
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
For what, dog shít? To occupy, Enticho?
I printed out your long dead 'Chgray manifesto', just to wipe my ars with it!
Background to the border dispute between Eritrea and Ethiopia
By Hans van der Splinter
http://www.eritrea.be/old/eritrea-ethiopia.htm

Aba wrote: ↑27 Jan 2022, 14:51Give us a break, Bozzo. Everybody knows who started it. Moron.Please wait, video is loading...Zmeselo wrote: ↑27 Jan 2022, 13:34The looting terror junta had 27 full years to trigger Art. 39 and secede from the union, if that was the intention.
They couldn't do it though, without access to the sea; hence the 1998-00 war and the sacrifice of 19,000+ of our precious sons & daughters (not counting those maimed for life) & the stagnation of our country's dev't for decades.
Amen!
-
- Member
- Posts: 4018
- Joined: 15 Apr 2011, 17:52
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
Talk about a corrupt and fascist dictatorial junta.
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
Dictator or no dictator, corrupt or not corrupt- that's a headache for us to deal with.
You go do your rocky, meaningless & shítty Chgray- led by a mafia group from Adwa!
"Talk about", yeah cos that's the only thing you can do bxbx.
You go do your rocky, meaningless & shítty Chgray- led by a mafia group from Adwa!
"Talk about", yeah cos that's the only thing you can do bxbx.
Please wait, video is loading...
Last edited by Zmeselo on 28 Jan 2022, 08:35, edited 1 time in total.
-
- Member
- Posts: 1084
- Joined: 20 Jul 2019, 17:11
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
What's up Abaq's as's lately ? she has been posting her 4 year old pics often and talking nonstop about Eritrea. It seems she has given up on her Abay Chigray and dismayed at the turn of events taking place on her Chigray. She is very bitter about Eritrea and Eritreans. she has not said a word about the cursed land for a while. I am thinking this may be the last of Awetash in here. She maybe going bonkers and throwing rocks and talking to her self. Any sympathizers ????? No ? I did not think so poor as'swash awetash !!!!
-
- Member
- Posts: 4018
- Joined: 15 Apr 2011, 17:52
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
How about this, Lil koffo?
"Despotic". I agree
"Despotic". I agree
Last edited by Aba on 27 Jan 2022, 20:18, edited 2 times in total.
-
- Member+
- Posts: 5279
- Joined: 04 Jun 2013, 22:23
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
lil kogne wrote: ↑27 Jan 2022, 18:49What's up Abaq's as's lately ? she has been posting her 4 year old pics often and talking nonstop about Eritrea. It seems she has given up on her Abay Chigray and dismayed at the turn of events taking place on her Chigray. She is very bitter about Eritrea and Eritreans. she has not said a word about the cursed land for a while. I am thinking this may be the last of Awetash in here. She maybe going bonkers and throwing rocks and talking to her self. Any sympathizers ????? No ? I did not think so poor as'swash awetash !!!!
Dosen't the ሓሳድ ዑጉም aka Asswash AbaQ fits the above comment? I think so.Those who suffer from inferiority complexes have chronically low self-esteem, often overwhelming themselves with self-deprecating comments, which they convince themselves are reasonable. This phenomenon can be debilitating for those who experience it.
-
- Member
- Posts: 4018
- Joined: 15 Apr 2011, 17:52
Re: Debritz in Sahel, Eritrea.
Bozzo,
You don't believe your tyrant's own Eritv propaganda piece and the EEBC ruling? Instead, you bring in some some obscure, clueless Scandinavian stooge.
I nailed your asz to the wall, fool.

Zmeselo wrote: ↑27 Jan 2022, 15:15For what, dog shít? To occupy, Enticho?