Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 Jan 2022, 12:00

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 5, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይላቦራቶሪ መርመራታት፡ 33 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 27 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 3 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 24 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 4 ካብ ጎዳይፍ፡ 3 ካብ ኣርባዕተስመራ፡ 2 ካብ ማይ-ጭሆት፡ 2 ካብ ማይተመናይ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ዓዲ-ሰጒዶ፡ ጸሎት፡ ገዛ-ኸኒሻ፡ ሕምብርቲ፡ ገጀረት፡ ቲራቮሎ፡ ቤት-ገርግሽ፡ ፎሮብያ፡ ቀሓውታ፡ ሽከቲ፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ጊንዳዕን መንሱራን፣ ከምኡ’ውን 6 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ፡ ማለት 4 ካብ ድባርዋ፡ 2 ከኣ ካብ መንደፈራ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 15 ኣብ ዞባ ማእከል፡ 7 ድማ ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ብጠቕላላ 22 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 75 ዓመት ኣቦ ካብ ዞባ ደቡብ ድማ ብሞት ተፈልዩ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8161 በጺሑ’ሎ። 7841 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 78 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 242 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
05 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 06 Jan 2022, 12:43

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 6, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 50 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 45 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 19 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 26 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 መዓስከር ደንደን፡ 2 ቀሓውታ፡ 2 እምባጋልያኖ፡ 2 ሰምበል፡ 2 ሰታንትኦቶ፡ ሓሓደ ድማ ሽከቲ፡ ቊሸት፡ ባርጅማ፡ ዳዕሮ-ቓውሎስ፡ ጎዳይፍ፡ ገዛ-ባንዳ፡ ከረን፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ቲራቮሎ፡ ጣባ፡ ተራእምኒ፡ ቤት-መኻእ፡ ጸጸራት፡ መዓስከር ዒታሮ፡ ኣኽሪያን መዓስከር ኣልጌንን፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ 4 ድማ ካብ መወሸቢ ማእከል ባጽዕ – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 17 ኣብ ዞባ ማእከል፡ 5 ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ 2 ድማ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብጠቕላላ 24 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 61 ዓመት ኣቦ ካብ ዞባ ማእከል ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8211 በጺሑ’ሎ። 7865 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 79 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 267 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
06 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 07 Jan 2022, 17:57

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 7, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 51 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 1 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 50 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 5 ካብ ገዛ-ባንዳ፡ 4 ካብ ጎዳይፍ፡ 4 ካብ ገጀረት፡ 3 ካብ ማእከል ከተማ፡ 2 ካብ ዳዕሮ-ቓውሎስ፡ 2 ካብ ሰምበል፡ 2 ካብ ቊሸት፡ 2 ካብ ክትመውሊዕ፡ 2 ካብ ቪላጆ፡ 2 ካብ ማይ-ጭሆት፡ ከምኡ’ውን ሓሓደ ካብ ዓዲ-ዃላ፡ ኣኽሪያ፡ ዓረዛ፡ ኣባሻውል፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ እምኒ-ሓይሊ፡ ቀሓውታ፡ ሰንዓፈ፡ ገሽናሽም፡ ከረን፡ ደቀምሓረ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ደምበ-ሰምበል፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ዓዲ-ሰጒዶ፡ ባጽዕ፡ መንደፈራ፡ ዓዲ-ኣቤቶ፡ ማይ-ተመናይ፡ መዓስከር ደንደን፡ ኣልፎሮማዮን ሰታንትኦቶን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 38 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 76 ዓመት ኣቦ ካብ ዞባ ማእከል ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8262 በጺሑ’ሎ። 7903 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 80 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 279 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
07 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 09 Jan 2022, 13:50

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 9, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 32 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 4 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 28 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኮይኖም፡ ኣድራሻኦም – ከክልተ ካብ ቲራቮሎ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሰምበል፡ ገዛባንዳን ኣኽሪያን፣ ከምኡ’ውን ሓሓደ ካብ ጸጸራት፡ ኦምሓጀር፡ ዓዲ-ጓዕዳድ፡ ማእከል-ከተማ፡ ማይ-ጭሆት፡ ተኾምቢያ፡ ኣውጋሮ፡ ኣባሻዉል፡ ኣቑርደት፡ ፓራዲዞ፡ ምህራም-ጪራ፡ ሓዝሓዝ፡ ከረን፡ ደምበ-ሰምበል፡ ገጀረትን ጸሮናን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 23 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8335 በጺሑ’ሎ። 7961 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 82 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 292 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
09 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 10 Jan 2022, 13:56

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 10, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 84 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 77 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 7 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 70 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣኽሪያ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ኣባሻውል፡ ቲራቮሎ፡ በሪኽ፡ ዕዳጋ-ሓሙስን ጎዳይፍን፣ 4 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ፣ 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 32 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8419 በጺሑ’ሎ። 7993 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 82 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 344 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
10 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 11 Jan 2022, 12:30

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 11, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 140 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 129 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 123 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣርባዕተስመራ፡ ገጀረት፡ ፓራዲዞ፡ ማይ-ተመናይ፡ ማእከል-ከተማ፡ ማይ-ጭሆት፡ በሪኽ፡ ኣባሻውል፡ ዓዲ-ኣቤቶ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ድባርዋ፡ መንደፈራ፡ ከረን፡ ባረንቱ፡ ጊንዳዕን ዓሰብን፣ 4 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዓዲ-ቐይሕ – ዞባ ደቡብ፣ 4 ካብ መመርመሪ ማእከላት ባጽዕ – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ከምኡ’ውን 3 ካብ መመርመሪ ማእከላት ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 50 ካብ ዞባ ማእከል፡ 17 ካብ ዞባ ዓንሰባ፡ 2 ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ብጠቕላላ 69 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 55 ዓመትን ጓል 80 ዓመትን ካብ ዞባ ማእከል ብሞት ተፈልዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8559 በጺሑ’ሎ። 8062 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 84 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 413 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
11 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 12 Jan 2022, 12:57

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 12, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባ፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 94 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 72 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 12 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 60 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣኽሪያ፡ ቲራቮሎ፡ ገጀረት፡ ፓራዲዞ፡ ማእከል-ከተማ፡ ኣባሻውል፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሓዝሓዝ፡ እምኒ-ሓይሊ፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ድባርዋ፡ ሰገነይቲ፡ ባጽዕን ሕርጊጎን፣ 12 ካብ ዞባ ዓንሰባ ማለት 3 ካብ መወሸቢ ማእከል ከረን፡ 9 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ዒላበርዕድ፡ ከረንን ዓዲ-ተከሌዛንን፣ 7 ካብ መመርመሪ ማእከላት ድባርዋ፡ መንደፈራ፡ ዓረዛን ማይ-ድማን – ዞባ ደቡብ፣ ከምኡ’ውን 3 ካብ መወሸቢ ማእከል ባጽዕ – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 42 ካብ ዞባ ማእከል፡ 12 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ፡ ብጠቕላላ 54 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8653 በጺሑ’ሎ። 8116 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 84 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 453 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
12 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 14 Jan 2022, 11:35

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 13, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 102 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 94 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 11 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 83 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ቲራቮሎ፡ ኣባሻውል፡ ጎዳይፍ፡ ማእከል ከተማ፡ ቀሓውታ፡ በሪኽ፡ ዓዲ-ሃከፋ፡ መዓስከር ደንደን፡ ዓዲ-ሓወሻ፡ ዝግብ፡ ባጽዕ፡ ጊንዳዕ፡ ኳዓቲት፡ መንደፈራ፡ ደቀምሓረን ከረንን፣ 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ድባርዋን መንደፈራን – ዞባ ደቡብ፣ ከምኡ’ውን 3 ካብ መወሸቢ ማእከል ባጽዕ – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 45 ካብ ዞባ ማእከል፡ 3 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ፡ ብጠቕላላ 48 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 84 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8755 በጺሑ’ሎ። 8164 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 85 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 506 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
13 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 14 Jan 2022, 11:49

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 14, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 90 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 67 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 1 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 66 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣኽሪያ፡ ገጀረት፡ ቀሓውታ፡ ጎዳይፍ፡ ማይተመናይ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ሰምበል፡ ቤት-መኻእ፡ ኣባሻውል፡ ቊሸት፡ ጸሮና፡ ሰገነይቲ፡ ደቀምሓረ፡ መንደፈራ፡ ሰንዓፈ፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ዓዲ-ዃላ፡ ጊንዳዕ፡ ነፋሲትን ኣውጋሮን፣ 16 ካብ ዞባ ደቡብ – ማለት 3 ካብ መወሸቢ ማእከል መንደፈራ፡ 5 ካብ መመርመሪ ማእከል ድባርዋ፡ 4 ካብ መመርመሪ ማእከል መንደፈራ፡ 3 ካብ መመርመሪ ማእከል ማይ-ምነ፡ ሓደ ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ዓዲ-ቐይሕ፣ 6 ካብ መወሸቢ ማእከል ባጽዕ – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ኣቑርደት – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 26 ካብ ዞባ ማእከል፡ 6 ድማ ካብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብጠቕላላ 32 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8845 በጺሑ’ሎ። 8196 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 85 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 564 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
14 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 15 Jan 2022, 13:48

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 15, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 31 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 30 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣኽሪያ፡ ገጀረት፡ ጎዳይፍ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ሰምበል፡ ኣባሻውል፡ ሰኒታ፡ ገዛባንዳ፡ ዓዲ-ጎምቦሎ፡ እምባደርሆ፡ ከረን፡ ገልዓሎ፡ ነፋሲት፡ መንደፈራ፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ሊባንን ተሰነይን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 59 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 78 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8876 በጺሑ’ሎ። 8255 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 86 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 535 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
15 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 16 Jan 2022, 13:34

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 16, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 34 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 33 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ዓዲ-ጓዕዳድ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ማእከል-ከተማ፡ ቲራቮሎ፡ ኣባሻውል፡ ማይተመናይ፡ ዓዲ-ዃላ፡ ደቀምሓረ፡ ጻዕዳ-ክርስትያን፡ ገጀረት፡ ኣኽሪያ፡ ገዛባንዳን ቀሓውታን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 71 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 76 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 8,910 በጺሑ’ሎ። 8,326 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 87 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 497 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
16 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 17 Jan 2022, 14:48

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 17, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 92 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 79 ካብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ቤት-መኻእ፡ ዓዲ-ንፋስ፡ ዓዲ-ኣቤቶ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ኣኽሪያ፡ ማይተመናይ፡ ገጀረት፡ ኣባሻውል፡ ሰምበል፡ ዓዲ-ሰልዳይት፡ ነፋሲት፡ ከረን፡ ሓጋዝ፡ ድባርዋ፡ ዓዲ-ዃላን ማይ-ምነን፣ 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 6 ካብ መንደፈራ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ማይ-ምነን ጸሮናን፣ ከምኡ’ውን 5 ካብ መወሸቢ ማእከል ባጽዕ – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 18 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 73 ዓመት ካብ ዞባ ዓንሰባ ድማ ብሞት ተፈልዩ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,002 በጺሑ’ሎ። 8,344 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 88 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 570 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
17 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 18 Jan 2022, 12:34

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 18, 2022



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 83 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 53 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 52 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ቤት-መኻእ፡ ማይ-ተመናይ፡ ኣርባዕተስመራ፡ ገጀረት፡ ኣኽሪያ፡ ጻዕዳ-ክርስትያን፡ ፓራዲዞ፡ ከረን፡ መንደፈራ፡ ጸሮና፡ ሰንዓፈ፡ ባጽዕ፡ ማእከል-ከተማ፡ ቀሓውታ፡ ወኪድባን መዓስከር ደንደንን፣ 29 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 10 ካብ መንደፈራ፡ 8 ካብ ዓዲ-ቐይሕ፡ 7 ካብ ሰንዓፈ፡ 2 ካብ ሰገነይቲ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ድባርዋን እምኒ-ሓይሊን፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 64 ካብ ዞባ ማእከል፡ 21 ካብ ዞባ ደቡብ፡ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብጠቕላላ 86 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ጓል 63 ዓመት ኣደ ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልያ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,085 በጺሑ’ሎ። 8,430 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 89 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 566 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
18 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 19 Jan 2022, 12:11

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 19, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 30 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዞም መልከፍቶም ዝተረጋገጸ ዜጋታት፡ ኣድራሻኦም – ኣርባዕተስመራ፡ ገጀረት፡ ማይ-ተመናይ፡ ማእከል-ከተማ፡ ኣባሻውል፡ ዓመጺ፡ በለዛ፡ ዛግር፡ ከረንን ማይ-ድማን’ዩ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 10 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,115 በጺሑ’ሎ። 8,440 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 89 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 586 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
19 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 20 Jan 2022, 12:47

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 20, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 45 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 34 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ማይ-ተመናይ፡ ጎዳይፍ፡ ገዛባንዳ፡ ሰምበል፡ ደምበ-ሰምበል፡ ኣኽሪያ፡ ዓዲ-ጎምቦሎ፡ እምባደርሆ፡ ጸዓዘጋ፡ መንደፈራ፡ ዓዲ-ዃላን መንሱራን፣ 6 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 4 ካብ መንደፈራ፡ 2 ካብ እምኒ-ሓይሊ፣ 3 ካብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ማለት 2 ካብ ኣፍዓበት፡ ሓደ ካብ ባጽዕ፣ ከምኡ’ውን 2 ካብ መመርመሪ ማእከል ዓሊ-ግድር – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 106 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,160 በጺሑ’ሎ። 8,546 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 89 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 525 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
20 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 21 Jan 2022, 10:58

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 21, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ጋሽ-ባርካን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 32 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 21 ካብ ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ገዛ-ባንዳ፡ ቲራቮሎ፡ መዓስከር ደንደን፡ ማእከል ከተማ፡ ኣኽሪያ፡ መንደፈራን ሰገነይትን፣ 7 ካብ ጋሽ-ባርካ – ማለት 3 ካብ ኦምሓጀር፡ 3 ካብ ባረንቱ፡ ሓደ ድማ ካብ ከርከበት፣ ከምኡ’ውን 4 ካብ ዞባ ደቡብ – ማለት 2 ካብ መንደፈራ፡ ሓሓደ ከኣ ካብ ሰገነይትን ድባርዋን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 28 ካብ ዞባ ማእከል፡ 26 ካብ ዞባ ዓንሰባ፡ 23 ካብ ዞባ ደቡብ፡ 5 ድማ ካብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብጠቕላላ 82 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 82 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,192 በጺሑ’ሎ። 8,628 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 90 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 474 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
21 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 22 Jan 2022, 12:29

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 22, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 58 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 52 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 51 ከኣ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣኽሪያ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ገጀረት፡ ጎዳይፍ፡ ሰምበል፡ ዓዲ-ኣበይቶ፡ መንደፈራ፡ ድባርዋ፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ከረን፡ ገለብ፡ ዓዲ-ተከሌዛንን ባረንቱን፣ 4 ካብ ዓሰብ – ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ – ማለት 3 ካብ መወሸቢ ማእከላት፡ ሓደ ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል፣ ከምኡ’ውን 2 ካብ መመርመሪ ማእከል ተሰነይ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 23 ካብ ዞባ ማእከል፡ 4 ካብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብጠቕላላ 27 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ጓል 99 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልያ’ላ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,250 በጺሑ’ሎ። 8,655 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 91 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 504 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
22 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 23 Jan 2022, 12:56

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 23, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ዓንሰባን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 47 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 30 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ደምበ-ሰምበል፡ ኣርባዕተስመራ፡ ኣባሻውል፡ ሰረጀቓ፡ ጻዕዳ-ክርስትያን፡ መዓስከር ደንደን፡ ሕምብርቲ፡ ምለዛናይ፡ ማይ-ኣጣልን መንደፈራን፣ 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 6 ካብ መንደፈራ፡ ሓደ ካብ ጸሮና፡ ሓንቲ ድማ ካብ እምኒ-ሓይሊ፣ 6 ካብ ዞባ ዓንሰባ – ማለት 3 ካብ መወሸቢ ማእከል ከረን፡ 2 ካብ መመርመሪ ማእከል ዒላበርዕድ፡ ሓደ ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ዓዲ-ተከሌዛን፣ ከምኡ’ውን 3 ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 57 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 99 ዓመት ካብ ዞባ ዓንሰባን ጓል 72 ዓመት ካብ ዞባ ማእከልን ብሞት ተፈልዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,297 በጺሑ’ሎ። 8,712 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 93 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 492 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
23 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 24 Jan 2022, 14:54

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 24, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 35 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 27 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – በለዛ፡ ቊሸት፡ ኣኽሪያ፡ ሓዝሓዝ፡ ቲራቮሎ፡ ከረን፡ መንደፈራ፡ ጸሮና፡ ጉራዕ፡ ሰገነይቲ፡ ዓረዛ፡ እምኒ-ሓይልን መቐርካን፣ 5 ካብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ማለት 4 ካብ ባጽዕ፡ ሓደ ካብ ማይህመት፣ ከምኡ’ውን 3 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ – ማለት 2 ካብ ዒላበርዕድ፡ ሓደ ድማ ካብ ከረን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 70 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 74 ዓመትን ጓል 74 ዓመትን – ክልቲኦም ካብ ዞባ ማእከል ብሞት ተፈልዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,332 በጺሑ’ሎ። 8,782 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 95 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 455 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
24 ጥሪ 2022

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 25 Jan 2022, 11:59

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Jan 25, 2022



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ዓንሰባን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 58 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 27 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ዓዲ-ተኽላይ፡ ማእከል-ከተማ፡ ኣኽሪያ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ቤት-መኻእ፡ ገዛ-ባንዳ፡ ከረን፡ ኣፍዓበት፡ ሓጋዝ፡ ሰታንትኦቶን ምለዛናይን፣ 18 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 8 ካብ ሰንዓፈ፡ 5 ካብ መንደፈራ፡ 4 ካብ ድባርዋ፡ ሓደ ድማ ካብ ዓዲ-ቐይሕ፣ 10 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ – ማለት 8 ካብ ሃበሮ፡ 2 ድማ ካብ ከረን፣ ከምኡ’ውን 3 ካብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ማለት 2 ካብ ባጽዕ፡ ሓደ ድማ ካብ ዳህላክ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 45 ካብ ዞባ ደቡብ፡ 42 ካብ ዞባ ማእከል፡ 2 ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብጠቕላላ 89 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 9,390 በጺሑ’ሎ። 8,871 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 95 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 424 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
25 ጥሪ 2022

Post Reply