Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 04 Dec 2021, 13:44

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 4, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 16 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 15 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 9 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 ካብ ጎዳይፍ፡ ሓሓደ ከኣ ካብ ኣርባዕተስመራ፡ ገዛባንዳ፡ ኣኽሪያ፡ መዓስከር ደንደን፡ ወኪ-ድባ፡ ፓራዲዞን ገለብን፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ከረን – ዞባ ዓንሰባ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 50 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7458 በጺሑ’ሎ። 7240 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 61 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 157 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
04 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 Dec 2021, 11:51

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 5, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 20 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ካብዚኦም፡ 12 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 ካብ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ዕዳጋ-ዓርቢ፡ ኣኽሪያ፡ ኣርባዕተ’ስመራ፡ ሰኒታ፡ ማእከል-ከተማ፡ እንዳ-ጀርመን፡ ሓዝሓዝ፡ ማይ-ተመናይ፡ ሰምበልን ዓዲ-ቐይሕን፣ ከምኡ’ውን 7 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 2 ካብ ማይ-ዓይኒ፡ 3 ካብ መንደፈራ፡ 2 ካብ ማይ-ምነ፡ ሓደ ድማ ካብ ሞልቊ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 16 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7478 በጺሑ’ሎ። 7256 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 61 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 161 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
05 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 06 Dec 2021, 12:48

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 6, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ዓንሰባን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 6 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ካብዚኦም፡ 3 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣኽሪያ፡ ዓዲ-ጓዕዳድን ገዛባንዳን፣ 2 ካብ መወሸቢ ማእከል ከረን – ዞባ ዓንሰባ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 15 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7484 በጺሑ’ሎ። 7271 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 61 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 152 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
06 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 07 Dec 2021, 11:28

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 7, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ዓንሰባን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 29 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 20 ካብ ዞባ ማእከል ማለት 8 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 12 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 ካብ ማእከል ከተማ፡ ዝተረፉ ሓሓደ ካብ ገዛ-ከኒሻ፡ ኣርባዕተ’ስመራ፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ቀሓውታ፡ ማይ-ጭሆት፡ ዓዲ-ንፋስ፡ ቲራቮሎ፡ ጣባ፡ ጎዳይፍን ሰንዓፈን፣ 6 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 3 ካብ ዓዲ-ዃላ፡ 2 ካብ ሰንዓፈ፡ ሓደ ካብ ዓዲ-ቐይሕ፣ 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ – ማለት ሓደ ካብ ሓመልማሎ፡ ሓደ ድማ ካብ ሓጋዝ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 24 ካብ ዞባ ደቡብ፡ 15 ካብ ዞባ ማእከል፡ ሓደ ከኣ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብጠቕላላ 40 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ጓል 60 ዓመት ካብ ዞባ ደቡብ ድማ ብሞት ተፈልያ’ላ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7513 በጺሑ’ሎ። 7311 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 62 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 140 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
07 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 08 Dec 2021, 12:52

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 8, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 20 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 13 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 ካብ ማይ-ጭሆት፡ 2 ካብ ጎዳይፍ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ዓዲ-ጓዕዳድ፡ ቤት-ገርግስ፡ ኣኽሪያ፡ መዓስከር ደንደን፡ ጸጸራት፡ ዓዲ-ንፋስ፡ ቲራቮሎ፡ ገዛ-ባንዳን ደቀምሓረን፣ ከምኡ’ውን 7 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 3 ካብ መንደፈራ፡ 2 ካብ ድባርዋ፡ 2 ድማ ካብ ዓዲ-ቐይሕ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 11 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7533 በጺሑ’ሎ። 7322 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 62 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 149 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
08 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 09 Dec 2021, 11:23

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 9, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 50 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 30 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 13 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 17 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 ካብ ደምበ ሰምበል፡ 2 ካብ ኣኽሪያ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ገጀረት፡ ባርጅማ፡ ማይ-ጭሆት፡ ጎዳይፍ፡ እንዳ-ጀርመን፡ ዳዕሮ-ቓውሎስ፡ መዓስከር ደንደን፡ ዓዲ-ሰጒዶ፡ ጸሎት፡ ጋላ-ነፍሒ፡ ዝባን-ስንቀይ፡ ዓዲ-ራእሲን ዓዲ-ቐይሕን፣ 13 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 7 ካብ መንደፈራ፡ 4 ካብ ሰንዓፈ፡ ሓሓደ ከኣ ካብ ደቀምሓረን ማይ-ድማን፣ ከምኡ’ውን 7 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ – ማለት 5 ካብ ሓመልማሎ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ዓዲ-ተከሌዛንን ሓጋዝን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 24 ካብ ዞባ ማእከል፡ 2 ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ደቡብ – ብጠቕላላ 27 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7583 በጺሑ’ሎ። 7349 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 62 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 172 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
09 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 10 Dec 2021, 11:48

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 10, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 33 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 24 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 10 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 14 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 ካብ ቲራቮሎ፡ ሓሓደ ከኣ ካብ መርሓኖ፡ ዓዲ-ንፋስ፡ ፎሮብያ፡ ኣባሻውል፡ ጎዳይፍ፡ ማይ-ተመናይ፡ ገጀረት፡ ዓዲ-ሰጒዶ፡ ሰምበል፡ ኣኽሪያ፡ ነፋሲትን ሓልሓልን፣ 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 5 ካብ እምኒ-ሓይሊ፡ 3 ድማ ካብ ሰንዓፈ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 19 ካብ ዞባ ማእከል፡ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብጠቕላላ 20 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 72 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7616 በጺሑ’ሎ። 7369 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 63 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 184 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
10 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 11 Dec 2021, 13:22

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 11, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 13 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 8 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 4 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 4 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ኣኽሪያ፡ ኣባሻውል፡ መዓስከር ደንደንን ቲራቮሎን፣ ከምኡ’ውን 5 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ዓንሰባ – ማለት 2 ካብ ሓጋዝ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ዒላበርዕድ፡ ዓዲ-ተከሌዛንን ሓመልማሎን ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 28 ካብ ዞባ ደቡብ፡ 7 ድማ ካብ ዞባ ማእከል፡ ብጠቕላላ 35 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7629 በጺሑ’ሎ። 7404 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 63 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 162 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
11 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 13 Dec 2021, 11:57

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 13, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 10 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 8 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 ካብ መዓስከር ደንደን፡ ሓሓደ ድማ ካብ ገጀረት፡ ሰምበል፡ ማይ-ተመናይ፡ ሓዝሓዝ፡ ኣርባዕተስመራን ጊንዳዕን፣ ከምኡ’ውን 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት መንደፈራ – ዞባ ደቡብ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 12 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7656 በጺሑ’ሎ። 7440 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 63 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 153 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
13 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 14 Dec 2021, 11:29

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 14, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 19 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 17 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 11 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 ካብ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ዕዳጋ-ዓርቢ፡ ቊሸት፡ ሰምበል፡ ሰታንታኦቶ፡ ጻዕዳ-ክርስትያን ገዛባንዳን፡ 2 ካብ ከረን ሓደ ከኣ ካብ ዓዲዃላ፡ ከምኡ’ውን 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 8 ካብ ዞባ ማእከል፡ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብጠቕላላ 9 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 68 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7675 በጺሑ’ሎ። 7449 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 64 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 162 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
14 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 15 Dec 2021, 12:07

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 15, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 11 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 6 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት ሓደ ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 5 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 ካብ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ሓሓደ ድማ ካብ እምባደርሆ፡ ከረንን ዓረዛን፣ 3 ካብ መመርመሪ ማእከላት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ማለት ሓሓደ ካብ ጊንዳዕ፡ ገልዓሎን ባጽዕን፣ ከምኡ’ውን 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት ሰንዓፈ – ዞባ ደቡብ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 24 ካብ ዞባ ማእከል፡ 17 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ፡ ብጠቕላላ 41 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ወዲ 85 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7686 በጺሑ’ሎ። 7490 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 65 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 131 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
15 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 16 Dec 2021, 12:45

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 16, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 27 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 19 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 5 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 14 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 3 ካብ ማእከል ከተማ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ሰምበል፡ ዓዲ-ቀ፡ ኳዜን፡ ሰታንታኦቶ፡ ገዛ-ባንዳ፡ መዓስከር ደንደን፡ ፓራዲዞ፡ ሰንዓፈ፡ ዓዲ-ተከሌዛን፡ እምኒሓይልን መንደፈራን፣ 2 ካብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ባጽዕ – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ከምኡ’ውን 6 ካብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዓዲተከሌዛን – ዞባ ዓንሰባ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 18 ካብ ዞባ ማእከል፡ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብጠቕላላ 19 ዜጋታት ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7713 በጺሑ’ሎ። 7509 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 65 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 139 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
16 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 17 Dec 2021, 06:59

እዋናዊ ጉዳይ- ታሪኻውያን ጌጋታት ኣሜሪካ-ዝተፈላለዩ ምዕራፋት ሓንቲ መጽሓፍ-DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ


Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 17 Dec 2021, 10:24

ሓተታ - ዘመተ ምዕብላዂ ሓቂ | Editorial December 16, 2021 - ERi-TV


Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 17 Dec 2021, 12:37

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 17, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕርን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 18 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 12 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 3 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 9 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – 2 ካብ ገጀረት፡ ሓሓደ ድማ ካብ ኣኽርያ፡ ቲራቮሎ፡ ቁሸት፡ ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ዕዳጋ-ዓርቢ፡ ማእከል ከተማን መዓስከር ደንደንን፣ 4 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ ማለት 2 ካብ ማይ ድማ፡ 2 ካብ እምኒ-ሓይሊ፣ ከምኡ’ውን ሓሓደ ካብ ባጽዕ – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ዓሰብ – ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 11 ካብ ዞባ ማእከል፡ ሓደ ድማ ካብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብጠቕላላ 12 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ እንከለዉ፡ ደቂ 79ን 75ን ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7731 በጺሑ’ሎ። 7521 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 67 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 143 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
17 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 18 Dec 2021, 14:08

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 18, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ጋሽ-ባርካ፡ ደቡብን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 22 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 8 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 2 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 6 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኮይኖም፡ ኣድራሻኦም 2 ካብ ማይ-ጭሆት፡ ሓሓደ ድማ ካብ መዓስከር ደንደን፡ ገጀረት፡ ማእከል ከተማን ማይ-ተመናይን፣ 11 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ – ማለት 4 ካብ መንደፈራ፡ 2 ካብ ደቀምሓረ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ማይ-ድማ፡ ዓዲ ቀይሕ፡ ዓረዛ፡ ሰንዓፈን እምኒ ሓይልን፣ 2 ካብ መመርመሪ ማእከል ባረንቱ – ዞባ ጋሽ-ባርካ፣ ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መመርመሪ ማእከል ቡሬ – ዞባ ደቡባዊ ቐይሕ ባሕሪ ኢዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ፡ 13 ካብ ዞባ ማእከል፡ 8 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ ብጠቕላላ 21 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ እንከለዉ፡ ወዲ 64 ዓመት ካብ ዞባ ማእከል ድማ ብሞት ተፈልዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7753 በጺሑ’ሎ። 7542 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 68 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 143 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
18 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 19 Dec 2021, 14:12

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 19, 2021


ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከል ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 10 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣድራሻኦም – 3 ካብ ማይ-ተመናይ፡ 2 ካብ ዕዳጋ ሓሙስ፡ ሓሓደ ድማ ካብ ኣባሻውል፡ ዓዲ-ሰግዶ፡ ገዛ-ባንዳን ቀሓውታን፡ ከምኡ’ውን ዓዲ-ቀይሕ እዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 12 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ እንከለዉ፡ ወዲ 52 ዓመት ካብ ዞባ ማእከልን ወዲ 74 ዓመት ካብ ዞባ ዓንሰባን ድማ ብሞት ተፈልዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7763 በጺሑ’ሎ። 7554 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 70 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 139 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።


ሚኒስትሪ ጥዕና
19 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 20 Dec 2021, 11:40

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 20, 2021



ሎሚ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 16 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፣ 10 ካብ ዞባ ማእከል ኮይኖም፣ ኣድራሻኦም 2 ካብ ዓዲ ንፋስ፣ ሓሓደ ድማ ካብ ቲራቨሎ፣ በለዛ፣ ገጀረት፣ ኣልፋሮማዮ፣ ጋላ-ነፍሒ፣ ዕዳጋ-ሓሙስ፣ ዓዲ-ኣበይቶን ፓራዲዞን፣ 6 ድማ ካብ ዞባ ደቡብ – ማለት 3 ካብ መንደፈራ፣ 2 ካብ እምኒ-ሓይሊ፣ 1 ድማ ካብ ድባሩዋ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 12 ዜጋታት፣ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 7779 በጺሑ’ሎ። 7566 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 70 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 143 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
20 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 21 Dec 2021, 11:36

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 21, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከልን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላባራቶሪ መርመራታት፣ 28 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፣ 25 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 6 ካብ መወሸቢ ማእከል፣ 19 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኮይኖም፣ ኣድራሽኦም 3 ካብ ቲራቮሎ፣ 2 ካብ እምባጋልያኖ፣ ሓሓደ ድማ ካብ ሽማንጉስ፣ ዓዲ-ጓዕዳድ፣ ገዛ-ባንዳ፣ ሰምበል፣ ማይ-ተመናይ፣ ዳዕሮ-ቓውሎስ፣ ጎዳይፍ፣ ሰኒታ፣ ከረን፣ ማይ-ምነ፣ መንደፈራ፣ ሰንዓፈ፣ ተሰነይን ቢሻን፣ ከምኡ’ውን 3 ካብ መመርመሪ ማእከላት ድባርዋ – ዞባ ደቡብ’ዮም።

እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፣ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቑቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 14 ዜጋታት፣ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፣ ጠቕላላ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፣ ክሳብ ሎሚ 7807 በጺሑ’ሎ። 7580 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፣ 70 ብሞት ዝተፈልዩ፣ 157 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቑቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
21 ታሕሳስ 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 22 Dec 2021, 13:53

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Dec 22, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸብን መመርመሪን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕርን ዓንሰባን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 10 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም ድማ፡ 7 ካብ ዞባ ማእከል – ማለት 4 ካብ መወሸቢ ማእከል፡ 3 ድማ ካብ መመርመሪ ማእከላት ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም ዕዳጋ-ሓሙስ፡ ኣኽሪያን ደቀምሓረን፣ ከምኡ’ውን 2 ካብ መመርመሪ ማእከላት ኣፍዓበት – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሓደ ድማ ካብ መመርመሪ ማእከል ሓጋዝ – ዞባ ዓንሰባ‘ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 13 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ሎሚ 7817 በጺሑ’ሎ። 7593 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 70 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 154 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
22 ታሕሳስ 2021

Post Reply