Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by pushkin » 15 Dec 2021, 12:57

Abere
Senior Member
Posts: 11128
Joined: 18 Jul 2019, 20:52

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Abere » 15 Dec 2021, 13:15

One of the biggest challenge Ethiopia will have to endure, in the future, certainly is the disability population in Tigray that skyrockets the dependent population of the country. War robbed not only the lives of people but also the physical ability to be economically productive. The Abay Tigray republic illusion sadly manufactured the largest disability population in the World. This is the by-product of Woyanent - animalism .

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Meleket » 16 Dec 2021, 03:21

pushkin wrote:
15 Dec 2021, 12:57
ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!
ሓዉና pushkin ከመይ ዓይነት ጸያፍ ዘረባ ኢኻ ትዛረብ ዛሎኻ፧ ን“መንነት” ናይ ሕዝቢ ዝኣኽል ‘ክቡር’ ነገር ‘ሕሱር’ ትብል ኣለኻ፧ :lol:

መንነት ኤርትራዊ ኪኽበር እንተደሊኻ፡ መንነት ሕዝብታት ብሓፈሻ ብዘይ ኣፈላላዪ ኣኽብር። መንነት ናይ ሓደ ሕዝቢ ብኣልማማ አይትጽረፍ። ጌጋ ኢዩ፡ ነዉሪ ድማ ኢዩ።

“ትግራዎት እንክንሶም ‘ሕሱራት’ ሰባት ኣለዉ” እንተኢልካና፡ ሓቕኻ ሕሱር አተሓሳስባ ዛለዎም ተጋሩ ኣለዉ ኢዮም ንብለካ። ብሓፈሻ ንትግራዋይነት ሕሱር መንነት ትብል እንተሎኻ ግን “ሕሱር መጠን ነፍሱ የሕስረኻ፡ ክቡር መጠን ርእሱ የኽብረኻ” ዚብል ምስላ ክቡራት ኤርትራውያን ወለድና ነዘኻኽረኻ።

ካብኡ ሓሊፍኻ ን ‘ትግራዋይነት” ብሓፈሻ ትጸርፍ እተሎኻ ግን፡ ብዉልቅኻ ንኣኻ፡ “ኣበይ ዘለኻ፡ ሕሱር ኣተሓሳስባ ዛሎካ ‘ኤርትራዊ’ ኢኻ፧” ከይንብለካ እምበር። እቲ ምንታይ እንተተባህለ ክቡር ኤርትራዊነት ማለት ምስ ሓቂ ምስማር ማለት ስለዝኾነ። ክንደይ ክቡር ትግራዋይ ተጋዳላይ ኣብ ኣኽራናት ናቕፋ ምስቶም ምዑታት ደቂ ኤርትራ ሰሚሩ ከምዝተጋደለ ስለንፈልጥ ኢና ንምዕደኻ ዛሎና። እዙይ ኪበሃል ከሎ ግና ሕሱር አተሓሳስባ ዛለዎም ሕሱራት ተጋሩ የለውን ማለትና ኣይኮነን። እቶም ኣብ ልዕሊ ልዑላዊ መሬት ኤርትራና ኬሳፍሑ፡ ንዓለማዊ ብይን ጸማም እዝኒ ሂቦም፡ ወያ ንምድሪ ኢትዮጵያ ንዘንተዕለት ዚገዝኡ ዚመስሎም ሕሱራት መራሕቲ ማለሊትን ሰዓብቶም ወይ ኾራኹሮም ውሑዳት ዛይበሃሉ ሕሱራት ተጋሩ ከምዘለዉ አይንስሕቶን ኢና። እዙይ ግን ብኣልማማ ን”ትግራዋይነት” ሕሱር መንነት ንክንብል ኣየድፍረናን ኢዩ።

ንምዃኑ’ከ ንምንታይ ኣጀንዳ ኢኻ ንትግራዋይነት ብሓፈሻ “ሕሱር መንነት” ኢልካ ትጸርፍ ዛሎኻ፧ እንታይ ዕላማ ንምውቓዕ’ከ፧ ከምኡ ብምባልኻ ንኤርትራና ፈታዊ’ዶ ጸላኢ ተጥረየላ፧ ከምዙይ ብምባልካ ወልደአብ ወልደማርያም አይምተሓጎሱልካን። ብረዚደንትና ከምኡዉን ካልኦት ናይ ሃገርና ሰበስልጣናት’ዉን ዚሕጎሱልኻ መሲሉኻ እንተኾይንካ፡ ተጋጊኻ ኣይሕጎሱልካን ኢዮም። ብሓፈሻ እቱይ ክቡር ኤርትራዊ ዘበለ ምስዙይ ሕሱር ኣበሃህላኻ ከምዘይሰምር ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ኣነጺርና ንፈልጥ፡ ኣዳዕዲእና ድማ ንነገረካ ኣሎና።
:mrgreen:

sesame
Member+
Posts: 5941
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by sesame » 16 Dec 2021, 06:21

መለኸት

ብኣልማማ፥ ዝኾነ ህዝቢ ክቡር ኢዩ ንዝብል ኣምር ኣይሰማምዓሉን ኣነ። ዝኾነ ህዝቢ መንነቱ ዝኸብርን ዝሓስርን ብግብሩ ኢዩ። ክቡር መንነት ውሁብ ኣይኮነን። ከተማዕብሎ፥ ከትከናኸኖ ዘለካ ኢዩ። ክቡር ማዕረ ክብረቱ የኽብረካ ሕሱር ማዕረ ሕስረቱ ክሕስረካ ይፍትን። ንተጋሩ ከተኽብር ምፍታንካ የኽብረካ። ግን ንተዅላ በጊዕ ከተምስሎ ኣይትኽእልን ኢኻ። ተጋሩ ኣባ ጅጎ ዝረገሞም ህዝቢ ኢዮም።

ነዛ ቪድዮ ረኣያሞ፤ ኣስተማቕራ፡ ድሓር ብዛዕባ መንነት ተጋሩ ተዛረብ።

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Meleket » 16 Dec 2021, 11:02

ሰላም ንዓኻ ክቡር ሓዉና sesame

“ኣምላኽ ኸኣ ዝገበሮ ዘበለ ዅሉ ረኣየ፤ እነሆ ኣዝዩ ጽቡቕ ነበረ።” ይብሉ ነበሩ መሪጌታ! ብኣምላኽ ዝተወሃበና ኵሉ መንነትና፡ ብፍጥረቱ ክቡር መንነት ኢዩ፡ ካብ ሰብኣዊነትና ጀሚርካ ጽልምና ርጕድና ቕጥንና ንውሕና ሕጽርና ኩሉ ክቡር መንነት ኢዩ። ሕማቕ ክንገብር ከሎና ብግብርና ንመንነትና ባዕልና ነሕስሮ፡ በዙይ አበሃህላካ እሰማማዕ ኢየ። ነቱይ ክቡር መንነትና ክንከናኸኖ ኮነ ክነማዕብሎ ክንኩስኩሶ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ከነመሓላልፎ ከነዋርሶ እዙይ ቅዱስን ክቡር ተግባር ኢዩ። እዙይ ንምግባር ግን ሕሱር አተሓሳስባታት ኣብ ዝቕልቐለሉ እዋን ከይሳዕረረ ብእምእራምን ብምምዓድን ኢዩ ኪኸውን ዛሎዎ።

ተዅላ ከም መጠን እንስሳ ክቡር ኢዩ። በጊዕ’ዉን ከምዑ። ሓሳማ’ዉን ከምኡ። አንበሳ’ዉን ከምኡ። ኵላቶም ክቡራት ፍጥረታት ኣምላኽ ኢዮም።

ተጋሩ ኮኑ ኣምሓሩ ኦሮሞ ኮኑ ኢትዮጵያዉያን ወይ ኤርትራዉያን ወይ ኣሜሪካዉያን ወይ ሶማሊያዉያን “ኣቦ ጅጎ ዝረገሞም ህዝቢ ኢዮም” ንዝብለና፡ “መኣስ፧” “ኣበይ፧” ብኸመይ፧” ቢልና ነዋጥሮ እምበር፡ ‘ህዝቢ ብሓፈሻን ብኣልማማን ሕሱር ኢዩ’ ንዝብለና “ሓቕኻ” ቢልና ንቕበልን ንጎስምን በሃማት ኣይኾናን ደቂ ኤሪትርያ!

ንገለ ተግባራት ተጋሩ ስለዝጸላእኻ “ተጋሩ ኣባ ጅጎ ዲዩ ኣቦይ እዝጊ ዝረገሞም ህዝቢ ኢዮም” ምባል ንቕሓት ናይቲ በሃሊኡ ጥራይ ኢዩ ዝነግረና። ተጋሩ ኾይኖም ሕሱር ተግባራት ዚገብሩ ኣለዉ (ኣብ መሬት ኤርትራ ኪኹደጩ ዚደልዩ)፡ ተጋሩ ኮይኖም ክቡር ተግባራት ዝገበሩ ኣለዉ (ኣብ መሬት ኤርትራ ብጅግንነት አብ ጎድኒ ኤርትራዉያን ተጋደልቲ ዝተሰውኡ ተጋሩ ኣለዉ)፡ ነዙይ ታሪኻዊ ሓቂ ክንሸፋፍን ኣይከአልን ኢዩ። ኣምሓሩ ኮይኖም ሕሱር ተግባራት ዝገብሩ ኣለዉ፡ ጥዑይን ክቡርን ተግባራት ዝገብሩ ድማ ኣለዉ። ኤርትራዉያን ክንሶም ሕሱር ተግባራት ዝገብሩ ኣለዉ፡ ክቡር ተግባራት ድማ ዝገብሩ ኣለዉ ኢና ንብል ዛሎና።

በቱይ ናይ ገለገለ ሰባት አተሓሳስባን ሥነሞጎትን፡ ኣብቱይ ኣምሓሩ ዝዓብለሉሉ ግዜ ኃይለስላሴን ደርጊን ዝነበሩ ስርዓታት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራና ግፍዕታት ይፍጽሙ ስለዝነበሩ፡ “ኣምሓራይ ዘቡኡ ሕሱር መንነት ኢዩ!” ከምኡዉን “ኢትዮጵያዉነት ሕሱር መንነት!” ዲዩ ኪበሃል ተደልዩ፧ ‘ብሰንኪ ንቝጽ ይነድድ ርሑስ!’ አይንግበሮ እቱይ ጉዳይ።

ገለ ካብ ኤርትራዉያን ሕሱር ተግባራት ስለዝገበሩ “ኤርትራዉነት ሕሱር መንነት” ክንብል ዲና፧ እዙይ ዓይነት ስነመጎት ናብ ዘብለና የብሉን። ህዝቢ ክቡር ኢዩ። ሕሱር ተግባር ዚገበረ ሕዝቢ ሶዶምን ጎመራንዉን ብአልማማን ብሓፈሻን ሕሱር ሕዝቢ ኣይነበረን፡ እንታይ ደኣ ገለ ጻድቃናት’ውን ነቢሮሞ ኢዮም፡ ሓዊ ሰዶምን ጎመራን ዘይተንከፎም።

ንትግራዋይነት ብኣልማማ ሕሱር መንነት ምባል ንኤርትራና እንታይ ረብሓ ኣለዎ፧ ንሓደ ጎረቤትካ ሕዝቢ ብኣልማማ ንመንነቱ ምጽራፍን ምድዋንን “ክቡር ተግባር” ዶ ይመስለካ፧ “ብሰንኪ ንቝጽ ይነድድ ርሑስ” ኢዮም ዝበሉ፡ ክቡራትን ጭዉነት ዝሕላገቶም ኤርትራዉያን ወለድና፤ ንሕና ኤርትራዉያን ደያዩ ማእከልን መስመርን ድማ ቪዲዮ ወዲ ቪዲዮ ከይረኣና፡ ሓቕኹም ቢልና ነቲ ኽቡር ብሂል ወለድና ነስተማቕሮ። እኒ ወልደኣብ ወልደማርያም ከምኡ ኢዮም ዝመሃሩናን ዘውረሱናን! :mrgreen:

Blueshift
Member
Posts: 1226
Joined: 30 Mar 2021, 19:34

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Blueshift » 16 Dec 2021, 11:47

Brother,

Meleket, you are the most intelligent and respectable poster on this forum. I am very proud of you. Your kinds are very rare in Eritrea. In the future, Eritrea nurtures the next generation a lot better. We need population remade after you.

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Abe Abraham » 16 Dec 2021, 12:38

Meleket wrote:
16 Dec 2021, 11:02

  • You have a very strange understanding of generalization. Generalization doesn't necessarily include each and every person of a group or society.

    እዛ ኩላ ንወያነ ትልሕስ ተጋሩ ኣብ ኤርትራ ክንደይ ግፍዒ ከም ዝፈጸሙ ዝረሰዐት ኢያ ትመስል ።ገሊኦም ንወያነ ክሕለቑ ክትሰምዕ እንከለኻ ስጋዕ ዶ እምበር ኣብ ኤርትራ ስድራ-ቤት ኣለዎም ምባል ትበጽሕ ።

sebdoyeley
Member+
Posts: 5507
Joined: 14 Feb 2020, 04:27

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by sebdoyeley » 16 Dec 2021, 12:41

Blue qumal.
We can’t return our altitude towards your agame clan at least not to the near future.you will be looked down by the Eritreans mass forever,
as you well know to change a collective mind to that of your twisted heart Agame,isn’t that easy.
I advise you to take time and adjust to the reality and accept your agame fate.
Blueshift wrote:
16 Dec 2021, 11:47
Brother,

Meleket, you are the most intelligent and respectable poster on this forum. I am very proud of you. Your kinds are very rare in Eritrea. In the future, Eritrea nurtures the next generation a lot better. We need population remade after you.

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by pushkin » 16 Dec 2021, 14:12

"ከመይ ዓይነት ጸያፍ ዘረባ ኢኻ ትዛረብ ዛሎኻ" Meleket! What a stupid & idiot person are you advocating for your relatives' evil society. If you don't have adequate information, please try to learn from history & the existing reality before opening your nasty mouth against me. Here is the truth. The morally bankrupt person has no ground to criticize my argument & I repeat again ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

The deep hostility, resentment, and envy we see from present-day Tigray and its representative, TPLF, toward Eritrea go back centuries to the time when Eritrea was formerly known as “Medri Bahri.” Our forefathers felt that neighboring Tigray could never be trusted and that Tigrayans were generally treacherous, shifty, and untrustworthy. Hence, the term “Libi Tigray” or “Twisted like the heart of a Tigrayan.”

1. Some of the many crimes of the invader Alula in Eritrea 1879 - 1888

If we go back further back in time to the days when Eritrea was a separate entity known as Medri Bahri, the first thing that the Tigrayan leader Yohannes did after he was rewarded with modern weaponry by the British for his collaboration with the British Colonial forces was wage an expansionist war on Eritrea, which was then an independent entity known as Medri Bahri with its own ruler Bahri Negassi. He ended up pillaging Eritrean villages and stole thousands of sheep, goats, and cattle.

On 22 November 1886, he pillaged the Nara and Kunama, took all their livestock, and killed about 2/3 of them.

On 15 February 1882, Alula pillaged for 2 days Ad-Tamaryam and Bejuk and returned to Adi Teklay with about 7000- 800 sheep and goats, a similar number of cattle, and 15, 000 (Maria Theresa dollars).

On 12 May 1885, at the head of 5,000 troops, the Alula encircled 1,000 followers of Shaykh ·Abd al-Qadir of the Habab who was collaborating with Mahdist leader, Osman Digna near Amba and annihilated a third of them.

Ras Woldemikael, Bahta Hagos, Kifleyesus, and the Tigrigna renegade Dabbab with his Assawota fighters resisted the presence of Alukla the invader army (Erlich 1997, 11-16, 25, 32-34). The Beni Amer and Ras Woldemichael fought on the side of the Egyptians at Gura against Alula. The Italians were able to control most parts of Eritrea peacefully as the people were fed up with Alula’s incursions.

2. During the fight for independence
During the fight for Eritrea’s independence, tens of thousands of Tigrayans were settled in Eritrea by the Ethiopian Army and became informers and guides for the Dergue, penetrating Eritrean societies and liberation movement networks because of their familiarity with the Tigrigna language and local customs. Some Tigrayans even saw it as their chance to overcome their inferiority complex and were particularly brutal toward Eritrean civilians as spies and security officers for the Dergue.

3. After the independence

Although Neighboring Tigray has had a subversive history against Eritrea throughout much of its history, its worst behavior has been under Weyane’s rule, who has vowed to turn Eritrea into Somalia and has spent tens of millions of dollars to that end trying to sow discord and divisiveness among the Eritrean society much as it has done to Ethiopia through its divide-and-conquer ethnic federalism or Bantustanization.

Who could forget TPLF’s naked invasion of Eritrea under the pretext of a “border war” and the brutality with which it treated Eritreans living in Ethiopia? They were separated from their spouses and children in order to inflict maximum psychological pain and ensure that the families they left behind become destitute and end up on the streets after the loss of their breadwinners. They were then made to cross the border into Eritrea by walking through landmines. Some 19,000 young Eritreans from the Warsaw generation later died in defense of Eritrea’s sovereignty. To date, Tigray, in whose name the expansionist war was fought, is illegally occupying sovereign Eritrean territory in defiance of the Hague ruling. No self-respecting Eritrean can ever accept that.

Kuasmeda
Member+
Posts: 6387
Joined: 26 Mar 2015, 08:47

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Kuasmeda » 16 Dec 2021, 15:08

Brother Pushkin! Thank you so much for your splendid article showing the true pictures of "ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት". Meleket is a dirty Agame who is hiding under the fake Eritrean identity. However, it is not as complex to recognize him as an Agame due to the following simple logic.

"እዙይ, ከምዙይ, እቱይ, ብረዚደንት,መሲሉኻ ኬሳፍሑ are Not available in the Eritrean Dictionary except for in the Agame land.

"ትግራዋይ ተጋዳላይ ኣብ ኣኽራናት ናቕፋ ምስቶም ምዑታት ደቂ ኤርትራ ሰሚሩ ከምዝተጋደለ ስለንፈልጥ ኢና .." The usual song of Agames but they never raise the sacrification of Eritreans who carried them to Aratkilo Palace.

"ከምኡዉን ካልኦት ናይ ሃገርና ሰበስልጣናት’ዉን ዚሕጎሱልኻ መሲሉኻ እንተኾይንካ፡ ተጋጊኻ ኣይሕጎሱልካን ኢዮም" This is a typical characteristics of the feudal shift land Tigray. Unlike the cheap Agames, we Eritreans don't do anything to please our leaders but it is our responsibility to express our feelings & perceptions-

pushkin wrote:
16 Dec 2021, 14:12
"ከመይ ዓይነት ጸያፍ ዘረባ ኢኻ ትዛረብ ዛሎኻ" Meleket! What a stupid & idiot person are you advocating for your relatives' evil society. If you don't have adequate information, please try to learn from history & the existing reality before opening your nasty mouth against me. Here is the truth. The morally bankrupt person has no ground to criticize my argument & I repeat again ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

The deep hostility, resentment, and envy we see from present-day Tigray and its representative, TPLF, toward Eritrea go back centuries to the time when Eritrea was formerly known as “Medri Bahri.” Our forefathers felt that neighboring Tigray could never be trusted and that Tigrayans were generally treacherous, shifty, and untrustworthy. Hence, the term “Libi Tigray” or “Twisted like the heart of a Tigrayan.”

1. Some of the many crimes of the invader Alula in Eritrea 1879 - 1888

If we go back further back in time to the days when Eritrea was a separate entity known as Medri Bahri, the first thing that the Tigrayan leader Yohannes did after he was rewarded with modern weaponry by the British for his collaboration with the British Colonial forces was wage an expansionist war on Eritrea, which was then an independent entity known as Medri Bahri with its own ruler Bahri Negassi. He ended up pillaging Eritrean villages and stole thousands of sheep, goats, and cattle.

On 22 November 1886, he pillaged the Nara and Kunama, took all their livestock, and killed about 2/3 of them.

On 15 February 1882, Alula pillaged for 2 days Ad-Tamaryam and Bejuk and returned to Adi Teklay with about 7000- 800 sheep and goats, a similar number of cattle, and 15, 000 (Maria Theresa dollars).

On 12 May 1885, at the head of 5,000 troops, the Alula encircled 1,000 followers of Shaykh ·Abd al-Qadir of the Habab who was collaborating with Mahdist leader, Osman Digna near Amba and annihilated a third of them.

Ras Woldemikael, Bahta Hagos, Kifleyesus, and the Tigrigna renegade Dabbab with his Assawota fighters resisted the presence of Alukla the invader army (Erlich 1997, 11-16, 25, 32-34). The Beni Amer and Ras Woldemichael fought on the side of the Egyptians at Gura against Alula. The Italians were able to control most parts of Eritrea peacefully as the people were fed up with Alula’s incursions.

2. During the fight for independence
During the fight for Eritrea’s independence, tens of thousands of Tigrayans were settled in Eritrea by the Ethiopian Army and became informers and guides for the Dergue, penetrating Eritrean societies and liberation movement networks because of their familiarity with the Tigrigna language and local customs. Some Tigrayans even saw it as their chance to overcome their inferiority complex and were particularly brutal toward Eritrean civilians as spies and security officers for the Dergue.

3. After the independence

Although Neighboring Tigray has had a subversive history against Eritrea throughout much of its history, its worst behavior has been under Weyane’s rule, who has vowed to turn Eritrea into Somalia and has spent tens of millions of dollars to that end trying to sow discord and divisiveness among the Eritrean society much as it has done to Ethiopia through its divide-and-conquer ethnic federalism or Bantustanization.

Who could forget TPLF’s naked invasion of Eritrea under the pretext of a “border war” and the brutality with which it treated Eritreans living in Ethiopia? They were separated from their spouses and children in order to inflict maximum psychological pain and ensure that the families they left behind become destitute and end up on the streets after the loss of their breadwinners. They were then made to cross the border into Eritrea by walking through landmines. Some 19,000 young Eritreans from the Warsaw generation later died in defense of Eritrea’s sovereignty. To date, Tigray, in whose name the expansionist war was fought, is illegally occupying sovereign Eritrean territory in defiance of the Hague ruling. No self-respecting Eritrean can ever accept that.

Blueshift
Member
Posts: 1226
Joined: 30 Mar 2021, 19:34

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Blueshift » 16 Dec 2021, 15:32

Used condom denqoro ኣእምሮ የለይ፣

You are not useful at all. Condom can not be used twice. :lol: :lol: :lol: You are illiterate who spends 24/7 on this website. Your identity is questionable. You could be wedi torserawit then again, you are subhuman. Practically trash, a liability to the ne_gro race. :lol: :lol:

Look at you. Old, useless and grumpy. :lol:

Kuasmeda
Member+
Posts: 6387
Joined: 26 Mar 2015, 08:47

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Kuasmeda » 16 Dec 2021, 16:46

The old & useless donkey looks like your brother filthy Agame Megbey! :lol: :lol: :lol: :lol:
Blueshift wrote:
16 Dec 2021, 15:32
Used condom denqoro ኣእምሮ የለይ፣

You are not useful at all. Condom can not be used twice. :lol: :lol: :lol: You are illiterate who spends 24/7 on this website. Your identity is questionable. You could be wedi torserawit then again, you are subhuman. Practically trash, a liability to the ne_gro race. :lol: :lol:

Look at you. Old, useless and grumpy. :lol:

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Abe Abraham » 16 Dec 2021, 17:30

ከም በዓል መግበይ ወዲ ሃይለ ዝኣመስሉ ኣብ ጎኒ ህዝባዊ ሰራዊት ኮይኖም ኣብ ኤርትራ ክራጋረጉ እንከለዉ ኣብ ጀብሃ ዝንበሩ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ኣብ ሳሕል ምስ ህዝባዊ ሰራዊት ዓሪዶም ጸኒሖም ሰላሕ ኢሎም ሃዲሞም ቦትኦም ንጸላኢ የስተልሙ ኔሮም ። ብሰንኮም ብዙሓት መንእሰያት ኤርትራ ጠፊኦም። ኣብ ከበሳ ከኣ ተጋደልቲ ጀብሃ ንክፍሊ ህዝቢ ናይ ህዝባዊ ግንባር ተሓቢኦም ጸኒሖም ይሃድንዎምን ይቐትልዎምን ኔሮም ። ሓደ ካብ እቶም ተጻናትዮም ጸኒሖም ጀብሃ ዝቐተልዎም ኣኮይ ኔሩ ። ካብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ክፍሊ ኢንጂነሪን ናብ ሜዳ ምስ ኣተወ ህዝቡን ሃገሩን እንዳ ኣገልገለ ሂወቱ ኣሕሊፈሞ ። ዝኣበሶ ነገር ዘይብሉ ። ኣብ ርእሲኡ ንንሱዳን ክሓልፋ ዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ ከበሳ ብተጋደልቲ ጀብሃ ብሓይሊ ናይ ምድፋር ገበናት ከኣ ኔሩ ። ዓማ በዚ ጽዩቕ ተግባራት ዕልልቲ ኢያ ኔራ ።

ብዘይካ መግበይ ወዲ ሃይለ ስጋዕ ሕጂ ንኤርትራ ተጋዲሎም ኣብ ኩናት ሓንቲ ኢዶም ዝተቖርጹን ኣብ'ታ ዝፈትውዋ መርየት ዝቕመጡ ከም በዓል ተጋዳላይ ወዲ ጉዶም* ( ካብ ዓዲ ጉዶም ትግራይ ) ኣለዉ ።

ካብ ኤርትራውያን ዝሕሹ ብዙሓት ተጋሩ ኣለዉ ግን ንሱ ነቲ ዓቢ ገበን ናይ ተጋሩ ይሽፍኖ እዩ ማለት ኣይኮነን ። ተጋሩ ነዛ ኹላ ጁጅ-ማጅጅ ካብ ኢትዮጵያ ኣኪቦም ንህዝቢ ኤርትራ ከጽንቱ ምህቃኖም ታሪኽን ህዝቢ ኤርትራን ዘይርስዖ ገበን እዩ ።

*ወዲ ጉዶም ድሕሪ ኢዱ ምቑራጹ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ካድር ተማሂሩ ኣብ ህዝባዊ ምንቕቓሕ ተዋፊሩ ስለ ዝነበረ ነኣሽቱ እንከለና ምስ ሓፋሽ ውድባት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ገዛና ኣብ መጨረሽታ ሰሙን ኣኼባ ይገብር ኔሩ ። ዋላ ሓደ ሰብ ከይሓተቶ ባዕሉ ወዲ ዓዲ ጉዶም ትግራይ ምዃኑ ይነግር ኔሩ ። ንፍትሓዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምድጋፍ ናብ ገድሊ ከም ዝተጸንበረ ንምብራህ ። ዓዲ ጉዶም ኣብ 'ዚ ቀረባ ግዜ ኣብ ካርታ ሕልፍ ክትብል ምስ ረኣኽዋ ንወዲ ጉዶም ምስ ለምጫጭ ጸጉሩ ዘኪረዮ ።

Sabur
Member
Posts: 1364
Joined: 11 Aug 2018, 07:41

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Sabur » 16 Dec 2021, 21:20

Along the same line of your argument how do you reconcile about the cozy friendship Isayas and Meles had when the People of Eritrea were apprehensive of the TPLF leadership and its agenda? Most of the EPLF members of the Eritrean National Assembly were not happy about the very cozy and personal relations Isayas and Meles had.

What about the arrest of an Eritrean Maj. General Bitweded Abraha by the dictator Isayas when he stood against Meles' offer to run the port of Assab? The Eritrean Bitweded was arrested by Isayas for asserting The Eritrean Sovereignty.

The Propaganda machine of Isayas known as 03 (bado seleste) was in full swing manufacturing Lies that Bitweded was arrested because of corruption, which was later dropped by the Government and he was released from prison in 1997 after the fvcking midget Meles gave Isayas the middle finger.

Bitweded got arrested in 1998 again for calling for the Rule of Law in Eritrea.

Abe Abraham wrote:
16 Dec 2021, 17:30

Last edited by Sabur on 16 Dec 2021, 23:43, edited 1 time in total.

Blueshift
Member
Posts: 1226
Joined: 30 Mar 2021, 19:34

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Blueshift » 16 Dec 2021, 21:46

Ape wedi torserawit,

There is no chance you could be Eritrean. Bad mouthing the movement that started Eritrean independence is really the work of Eritrean enemies. ELF always strived for full integration of ELF and EPLF. Isayas wanted to eliminate ELF. He wanted what he called smur ginbar. But, every time they attacked the enemy together, EPLF found a way to disappear in the middle of the war. ELF fought for Badme. Isayas and co. were cozy cozy with TPLF. TPLF, Derg and EPLF attacked in tandem to get rid off ELF altogether. The disagreement on ELF leaders how to resove the situation resulted the end of ELF. You see, truth will always come out at the end. EPLF compatants will reveal it over and over. However, you are wedi torserawit. Guys like you always worked against independence. No surprise there. It continues. :twisted:

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13803
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Deqi-Arawit » 16 Dec 2021, 22:18

It is hard to make some sense with some low IQ People but his emenince with ዘይሕለል መንፈስ will always try to teach and educate the less fortunate and low IQ People, so help me God.

"ትግራውነት ዝሕፍር መንነት"
What is መንነት to begin with. It is an Identity of a nation or nations which distinguish People from other People. it is Language, tradition, culture and to some degree religion. hence, Could the idiots who utter the words ትግራውነት ዝሕፍር መንነት pinpoint the category on which Tigrians have a shamefull Identity? i have seen these words uttered by some jebertis acompanied by a prostitue while wedi medhin berad anxxus lickers apploading and cheering. what these rascals are forgetting though is, by default they are claiming that our own sisters are whores and to [deleted] our sisters is part of our Identity.

General ምጥረይ is not an Identity

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Meleket » 17 Dec 2021, 05:22

ክቡር ሓወይ pushkin ሰላምን ሕድኣትን ንኣኻ! :lol:

ጽሑፍኻ ነቢብናዮ፡ ክትብሎ ዝደለኻ “ብመሳፍንቲ ትግራይ ኣብ ምድሪ ባሕሪ ኮነ ኣብ ኤርትራ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታት ተፈጺሙ ኢዩ።” እንተኾይኑ፡ ሓቕኻ ኣሎኻ ንስኻ ዝገለጽካዮን ዘይገለጽካዮን ብዙሕ ግፍዕታት ብመሳፍንቲ ትግራይ ተፈጺሙ ኢዩ። እዙይ ማለት ግን ብኣልማማን ብሓፈሻን “ትግራዋይነት ሕሱር መንነት ኢዩ” ዘብል ኣይኮነን ኢና ንብል ዛሎና። ግቡእ ትርጉም “መንነት” ሓዉና Deqi-Arawit ኣእንፊቱልካ’ሎ፣ ቋንቋ ባህሊ ልምዲ እምነት ወዘተ የጠቓልል ቢሉ ሓቢሩካ’ሎ፡ ካልኦት ሰብ ኣንትሮፖሎጂን ሶሾሎጂን ወይ ቦተሊከኛታት ክሳብ ዝያዳ ዘብርሁልና። :lol:

አብቱይ ዝገለጽኻዮ ታሪኽ ዝንቡዕ ታሪኽ ነጊርኻና ኣሎኻ። ንኣብነት ንምድሪባሕሪ ፈለማ ኬግብር ዝፈተነ ሃጸይ ዮሓንስ (በዝብዝ ካሳ)[1837-1889] ኣይኮነን ። ቅድሚኡ ብዙሕ ብዙሕ ናይ ዘመናት ታሪኽ ኣሎ፡ ካብኡ ናብኡ’ኳ ስባጋድስ እንተትብል ምሓሸ ነቢሩ፡ ነቱይ ግፍዔይና ውቤ ድማ ብጭራሽ ረሲዕካዮቅድሚ ዮሃንስ ዝነበረ ኢዩ። ብዝኾነ ካብ ኣምጻእካዮ እስከ እዘን ገለ ካብ ዝነበብናየን ታሪካዉያን ሓቅታት ብቕኑዕ ልቢ ንበበን።

pushkin wrote:
16 Dec 2021, 14:12
" Here is the truth. .. ...

If we go back further back in time to the days when Eritrea was a separate entity known as Medri Bahri, the first thing that the Tigrayan leader Yohannes did after he was rewarded with modern weaponry by the British for his collaboration with the British Colonial forces was wage an expansionist war on Eritrea, which was then an independent entity known as Medri Bahri with its own ruler Bahri Negassi. He ended up pillaging Eritrean villages and stole thousands of sheep, goats, and cattle.

ስባጋድስ ወልዱ(1780-1831) ኣብ መሬት ኣከለጉዛይ ዕቝባ ንዝሓተቱ “ሰብ ሱሩኽሶ” ኣሳቢቡ ኣብ ምድሪ ባሕሪ ንአከለጉዛይ ኪዘምት ፈቲኑ ነቢሩ። እንተኾነ ግዳ ኣብ “ድንድዕ” ዝተባህለ መሬት ኣከለጉዛይ ሰብ ሪም መኪቶሞ። ንሳባጋድስ ስዒሮሞ’ስ ናብ ዓጋምኡ ኣሕዲሞሞ። ብድኅሪኡ ንዓጋመ ንኢሮብን ሱሩኽሶን ምስ መለኸ፡ በብግዚኡ ቶኽቷኺ ኵናት ኣብ መሬት ኣከለጉዛይ ይገብር ነቢሩ። ንግብሪ ወይ ፈሰስ ግና ይሓልሞ እምበር ይረኽቦ ኣይነበረን።

ለካቲት 14 1831 ኣብ ከባቢ ደብረ-ኣባይ ትግራይ፡ መስፍን ጎንደር ዝነበረ ደጃች ማርየ ምስ መስፍን ትግራይ ደጃች ሱባጋድስ ኵናት ገጠሙ። ክልቲኦም ከምኡውን ወዱ ንስባጋድስ ደጃች ሓጐስዉን መይቶም። ዶሪ ጉግሳ፡ ንሓዉ ማርየ ተኽአ። ንውቤውን አብ ልዕሊ ትግራይ ሾሞ። ሰራዊት ውቤ ንስባጋድስ ማሪኹ፡ ናብ ዶሪ ጉግሳ ከምዘረኸበ ይንገር። ሱባጋድስ’ውን ሕነ ማርየ ተቐንጸለ። ሽዑዑ መስፍን ሰሜን ደጃች ድሓር ራእሲ ውቤ ሃይለማርያም (1799-1867) ንትግራይን ጎንደርን ኣብ ቁጽጽሩ ኣእትወ። ውቤ ሽም ፈረሱ ኣባ ጃዊ ነበረ።

ብዙሕ ዓመታት ቅድሚ ሃጸይ ዮሓንስ፡ ውቤ ኣብ ምድሪ ባሕሪ፡ ምስቶም ምዑታት ሰብ መኸተ ሰብ ቡር ኣብ በለሳ ተሓናዅቱ ኢዩ። ጀጋኑ ደቂ ቡር (ኣከለ ጕዛይ) 10 ሽሕ ዘይመልእ ሰራዊት አኽቲቶም ንሱ ሓመደግዳም ዝኾነ ሰራዊት ኣኽቲቱ፡ አብ በለሳ ተዋጊኦም። ጀጋኑ ምድሪ ቡር ኣብ መኸተ ተሰዊኦም። ውቤ ንምድሪ ባሕሪ ብሓይሊ ኼገብር(ኣመታዊ ፈሰስ ክእክብ) ፈቲኑ።

ብ1832 ሰራዊት ውቤ ብመሪሕነት ደጃች እሸቱን ብላታ ኮከቤን ንመሬት ምድሪ ባሕሪ ብወገን በለሳ ወራር ከካይድ ከሎ፡ ምዑታት ሰብ መኸተ ሰብ ቡር (ሰብ አድግና-ተገለባ ማለት ሰብ አከለ-ጉዛይ) ቀደም ኃያላትን ብቁጽሪ ብዙሓትን ነበሩሞ፡ ዝኾነሎም መሲልዎም፡ ሰራዊት ውቤ አብ በለሳ ከምዝተአከበ ምስፈለጡ፡ 10 ሽሕ ዝኸውን ሰራዊት ኣኽቲቶም ገጠምዎ። ንሱ እንከ ሓመደግዳም ዝኾነ ሰራዊት ኣኽቲቱ ነበረ። መዓልቲ ምሉእ ከቢድ ውግእ ተካይዱ። ብሹም ተዓረ ዝምርሑ ዝነበሩ ሰብ ቡር፡ ሓደ ሰብ ብዝወደቖም ስፍራ ሃህ ከይብል ኣስምር እናተበሃሃሉ ትንጽፍ ኣበሉ። ቅያ ጅግንነት ገዲፎም፡ ኣለዉ ዝበሃሉ ጀጋኑ ጠፍኡ ክሳብ መጨረሻ ተዋጊኦም ደኣ እምበር ተሳዒሮም ኢዶም ኣይሃቡን። ዳርጋ ኩሉም መራሕቲ፡ ሹም ተዓረ ወሲኻ ተሰውኡ። ሰብ ሪም ተረጋሪጎም ኣማስይኡ ሓመደ ግዳም ሰራዊት ውቤ ጥሒሱ።

ወዲ ደጊያት ሱባጋድስ ደግያት ካሕሳይ፡ ንደግያት ሃይሉ ተወልደመድኅን ጸዓዘጋ ለሚኑ፡ ተፃይ ውቤ ንኪዋግኡ ኪዳን ኣእተዎም። እንዳብኦም ጸዓዘጋ ‘ግደፍ ሰብና ኣኽቲትና ዓድና ምሕላዉ ንዝመጸና ምውጋእ ይሓይሽ ኣይጥዕምን እዩ’ ቢሎም ለመንዎ። ደግያት ሃይሉ ግን ቃል ኣትየ እየ ቢሎም ኣብ ፈረስ ማይ ዝተባህለ ቦታ ብቕነ ጾመ ኣርብዓ ምስ ደግያት ካሕሳይ ኮይኖም ኣንጻር ሰራዊት ደግያት ውቤ ተዋግኡ፤ ተሳዒሮም ክልቲኦም ሃዲሞም ኣብ ከከባቢኦም ተሓብኡ።

ድሒሩ ድሕሪ ኵናት በለሳ ኣብ ኣመታ፡ ውቤ ንሰራየን ሓማሴንን ምድሪ ሳሆን ባሕሪን መታሕትን ኪወርር ኪሓስብ ከሎ፡ ንኬምስል ንደጊያት ሃይሉ ጸዓዘጋ ንዓ እቶ፡ ንደጊያት ካሕሳይ ስባጋድስ ወላ ሓደ ኣይገበርኵዎን፡ ንዓካዉን ኣብ ትሕተይ እቶ እምበር ግዝኣትኻ ክገድፈልካ ኢየ ቢሉ መልእኽቲ ሰደደሎም። ደግያት ሃይሉ፡ ንሕዝቢ ኣከለጉዛይ ዘጋጠሞም ወርኡ ስለዝነበሮም፡ ስድራኦም አህዲሞም ኣብ መገዲ ተቐበልዎ። ምስ ፊተውራሪ እንግዳ ዝተባህለ መራሕ ሰራዊት ውቤ ኣብ ሓማሴን (ዓዲ ተኽላይ) ተራኸቡ። ንወዶም ተስፋጽዮን ካብቲ ዝሓብእዎ ንኬምጽኡ ኣዚዙ፡ ሓልሓል ፈተውቲ ደጊያ ሃይሉ ስለዝነበሩ ክንደይ ከይገብሮ ብማለት “ንሓልሓል ሰራዊተይ መሪሕካ ዝመት” በሎም። ደግያት ሃይሉ ምስ ኣበዩ፡ ንኦኦም ኣሲሩ ንወዶም መራሒ ጌሩ ንመታሕት ዘምተ።

ውቤ ንሓማሴን ምስ ኣተወ እዚ ዝበሃል ግፍዒ ኣይፈጸመን፤ ንመታሕት ኣዕንዩ ክምለስ ከሎ ከኣ ንሓማሴን ስማዊ ግብሪ ጥራሕ ወሲዱ ንደግያት ሃይሉ ምስ ወዶም ኣሲሩ ንሰራየ ከምዘይነበረት ጌርዋ ከደ። ከምቲ ዝሓሰቦ ኣይሰመረሉን እምበር፡ ነቶም ከም አሕዋት ተኣማሚኖም ዝነብሩ ዝነበሩ ህዝቢ ሓማሴንን ህዝቢ ባቕላን ማለት መንሳዕ በጐስ ሓልሓል ኬናቝት ጽልኢ ኪዘርእ ፈቲኑ። ድሕር’ዚ ንደግያት ሃይሉ ምስ ወዶም ወሲዱ ኣብ ሰሜን እምባ ሓይ ዝተባህለ ቦታ ኣሰሮም፡ ስልጣኖም ንራእሲ ወልደሚካኤል ሃቦ። . . .

ውቤ ኣብ መድሪ ባሕሪ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታት ፈጺሙ፡ ቆሎ ዓተር ኣብ ኣእዛን ሰባት እናእተወ፡ ወዘተ ወዘተ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታት ፈጺሙ፡ ሽዑዑ “ዘመን ውቤ ዝጸመመ፡ ዝባን ውቤ ኪብል ይነብር” ቢሎም መሲሎም ክቡራት ቀዳሞት ወለድና። ኣብዙይ ዘመን’ዚ ብወራርን ዓመጽን ዘመተን ሠራዊት ውቤ ጥምየት ኮነ’ሞ ኣዋልድ ደቂ ተሽም ከምዡይ ቢለን እናስቆርቆራ ብሓዘን ኣዜማ ይበሃል።
ሰምበሊ ሰምበሊ፣
ቅርሺ ኰንኪ ተዓሸሪ
ሓሰር ዀንኪ ተጠመሪ፣
ንሕናስ ከድናልኪ ምስ ኣምሓራይ ተማሰሊ። (ውቤ ምስ ሰራዊቱ ግዲ ኣምሓሩ ነቢሮም) :mrgreen:

ውቤ ጨካን ከምዝነበረ ካብ ሓደ ናይቲ እዋን ግጥሚ ቆንጪልና ከነርእየካ
ጃዊ ሃማማይ ጃዊ ሃማማይ
ይሃምም ኣሎ ይሃምም ኣሎ ብሰማይ . . .

ብዘበን ውቤ እንታይ ምዃን፣
ብዘበን ውቤ ብዕራይ ምዃን
እሞ ዘይ ክሓርዱኻን ክሸጡኻን።

ብዘበን ውቤ እንታይ ምዃን
ብዘበን ውቤ ኣጋስስ ምዃን
እሞ ዘይ ክጽዕኑኻን ከገጽቡኻን።

ብዘበን ውቤ እንታይ ምዃን
ብዘበን ውቤ ሰበይቲ ምዃን
እሞ ዘይ ከስርሑኻን ከዋርዱኻን።

ብዘበን ውቤ እሞ ኣንታ እንታይ ደኣ ምዃን፣
ኣዴኻ እንተትኸውን መኻን
ክተርፈካ ምፍጣር ወዲ ኣዳም ምዃን።

ኣቦይዝጊ ጓል እንተዝወልዱ
እሞ ንወዲ ውቤ ክትሕጸ እንተዝፈቕዱ
ግን ሰይጣን አስሒትዎም ገዝሚ እንተዘውሕዱ
ተኣሲሮም ንስሜን ምኸዱ።

ሓማሴናይ ተታሒዙ ብመዋጥር፣
ኣቦይዝጊ እውን ንርእስኻ ጠርጥር፣
ቁሊሕ እንተበልካ ዓንይኻ ትነጥር፣
ኣነስ መዓር ሂበ ኣቀባጥር፤ ተባህለ።

ውቤ ፈለማ ኣብ ውግእ በለሳ ናብ ምድሪ ባሕሪ ኪመጽእ ከሎ፡ ምድሪ ባሕሪ ብምልእታ ከምሎሚ ከቲታ አይመከተቶን። ምድሪ ኣኸለ-ጉዛይ ጥራሕ ኢያ ክትምክቶ ፈቲና። ደሓር ሓደ ብሓደ ንምድሪ ሰራዬ፡ ንምድሪ ሓማሴን፡ ንምድሪ ብሌን፡ ንምድሪ መታሕት፡ በብሓደ እናፈላለየ ንብዙሓት ጥሒሱ ኪዘምት ፈቲኑ። ከም ሎም ሕዝቢ ምድሪ መረብ ምላሽ ብሓባር ከቲቱ እንተዝነበር ውቤ ምስ ማእለያ ዘይነበሮ ወራሪ ሰራዊቱ በለሳ ኪሰግር ኣይምከኣለን ነቢሩ።

ከምዚ ኣብገሌኹም ንርእዮ ዛሎና ስነመጎት መሳፍንቲ ትግራይ ንምድሪ ባሕሪን ኤርትራን ግፍዒ ስለዝፈጸሙላ ብእልማማን ብሓፈሻን “ትግራዋይነትን ሕሱር መንነት ኢዩ!” ትብሉና ኣሎኹም። ብኣል ውቤን መንግስቱን ኃይለስላሴን ድማ ኣምሓሩ ነቢሮም እንተኾይኖም “ኣምሓራይነት ሕሱር መንነት” “ኢትዮጵያዊነት ሕሱር መንነት!” ክትብሉ ዲኹም ማለት ዲዩ፧ ፧ ፧ እዙይ ብላስ ስነመጎተ ኢዩ። ሕዝቢ ክቡር እዩ። እንተ ገለ ሥርዓታት ግን ሕሱር ግብሪ ዛለዎም ነቢሮም ኢዮም ኣለዉውን፡ ንመጻኢዉን ኪሕልዉ ኢዮም። ንሕና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ንሥርዓታትን ሕዝቢን ውልቀሰብን ፈላሊና ኢና እንርእዮም። ብአልማማ ንሓደ ህዝቢ ኣይንኹንን ኢና።

pushkin wrote:
16 Dec 2021, 14:12
Ras Woldemikael, Bahta Hagos, Kifleyesus, and the Tigrigna renegade Dabbab with his Assawota fighters resisted the presence of Alukla the invader army (Erlich 1997, 11-16, 25, 32-34). ..

ደበብ ንማለት እንተኾይኑ፡ ደበብ ሕነ ሓዉ እምባየ ኪፈዲ፡ ንደጊያት ባሕታ ኪቀትል ካብ ትግራይ ናብ ምድሪ ባሕሪ ዚመጸ መስፍን ትግራይ ኢዩ፡ ብርግጽ ምስ ኣሉላ እዉን ጽልእ ኔሩ።

ክቡር ሓዉና Blueshift ስለ’ቲ ምትብባዕኻ ነመስግን።
:mrgreen:
Last edited by Meleket on 17 Dec 2021, 10:48, edited 2 times in total.

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20635
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Fed_Up » 17 Dec 2021, 07:30

"የዘሬ ቢቀር ያንዘርዝረኝ" እና "ያልተነካ ግልግል ያውቃል" ... እዚ ኹሉ ሓጠው ቀጠው አይመይድለየን ጽሩይ ኤርትራዊ እንተትኸውን ኔርካ ግና ስጋ ሕስምቲ ዲያ እምበርከስ 20,000 ቀየሕቲ መናእሰይ ኤርትራ ዘራያት አኪቦም ዝቀተሉ ልእሊ 100,000 ኤርትራውያን ንብረቶም እራሲዬም አመሪቶም "ሕብሪ አይንኹም አይፈተናዬም" እሎም ካብ ኢትዮጵያዝሰጎጉ:: 20 ኣመት ኣይ ኩናት ኣይ ሰላም ኤርትራ ስላማ ልምኣታን ክሳብ ሎሚ ዝዘርጉ ዘለው.. ኣሻሓት መናእሰይ ኤርትራ ፈቀዶ በረኻታትን ቀላያትን ሲሳይ አራውትን ጽምእ ማይን ዘወድኡ... ክንደይ እሞ ይጸብጸብ? ተገቲርካ ክትጣበቀሎም ክትፍትን እንከላኻ ...የደንጽው:: ደምበር ኤርትራዊ ኢኻ? ዋላስ ተወልጄ?

ኤርትራዊ እንተኽንካ .. እቲ ሓላይ ...ገንጃብ... ርእሲ ደርሖ ኢኻ::
ከማኻ ዝአምስለ ጥራዝ ነጠቅ ..ክፍተው በሓላይ ኣጃው.. ዘጣቃኣሉ አጋመ ኣስእንን ኢዩ:: በኣኻን ዝከማኻን ዝኣምሰለ እንቶ ፈንቶ" ዝዘናጋእ ኤርትራዊ ብላንባዲና ደሊኻ አይትረክብን ኢኻ ... ምኸረይ ካኣ አይትድከም ኢያ::እታ ትፈልጣ "ቅዱስ ያሬድ" ገለመለ እንዳበልካ አጋመ እንተኳሽማ ነገር ጥራኸ ቀጽላ:: ብዛእባ ኤርትራው ግን ክትዛረብ መስል የብልካን

"ዝም ባለ አፍ ዝምብ አይገባበትም" ይብሉ ጎይቶትካ ክምስሉ እሞ "ዝም" እንተትብል መዋጻእትካ መኸበርናካን ከማን :: እታ ንፈልጣ ተፈጥራዊ ሓቂ "ሕሱር እምበር .. ክብረቱ ዝሓለወ ትግራዋይ" ርኢናን ስሚእናን ኣይንፈልጥን:: ነዚ እንክብል ከለኹ ካብ አቦኻጎታትና ጀሚሩ ዝገብርዎ ሕስድና ብምምብጋስ ከማን ንኣና አርክቦም መናእስትና ሎሚ ንኤርትራ ካብዚኣቶም ርሙሳት ንክሕልው እፍል ሽንጥሮን በረኻን ብቁሪን ጽሓይን ከርተት ይብሉ አለው::

ናትካ "አፈ ጮማነት" ከማሓ ካምዝአምሰሉ ኣጋመ ጣቅኢት ካብምርካብ ኣይኻልፍን ኢዩ:: እሞ እዝ ኣሽካእልላኻ ኔው በሎ::

Meleket wrote:
16 Dec 2021, 11:02
ሰላም ንዓኻ ክቡር ሓዉና sesame

“ኣምላኽ ኸኣ ዝገበሮ ዘበለ ዅሉ ረኣየ፤ እነሆ ኣዝዩ ጽቡቕ ነበረ።” ይብሉ ነበሩ መሪጌታ! ብኣምላኽ ዝተወሃበና ኵሉ መንነትና፡ ብፍጥረቱ ክቡር መንነት ኢዩ፡ ካብ ሰብኣዊነትና ጀሚርካ ጽልምና ርጕድና ቕጥንና ንውሕና ሕጽርና ኩሉ ክቡር መንነት ኢዩ። ሕማቕ ክንገብር ከሎና ብግብርና ንመንነትና ባዕልና ነሕስሮ፡ በዙይ አበሃህላካ እሰማማዕ ኢየ። ነቱይ ክቡር መንነትና ክንከናኸኖ ኮነ ክነማዕብሎ ክንኩስኩሶ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ከነመሓላልፎ ከነዋርሶ እዙይ ቅዱስን ክቡር ተግባር ኢዩ። እዙይ ንምግባር ግን ሕሱር አተሓሳስባታት ኣብ ዝቕልቐለሉ እዋን ከይሳዕረረ ብእምእራምን ብምምዓድን ኢዩ ኪኸውን ዛሎዎ።

ተዅላ ከም መጠን እንስሳ ክቡር ኢዩ። በጊዕ’ዉን ከምዑ። ሓሳማ’ዉን ከምኡ። አንበሳ’ዉን ከምኡ። ኵላቶም ክቡራት ፍጥረታት ኣምላኽ ኢዮም።

ተጋሩ ኮኑ ኣምሓሩ ኦሮሞ ኮኑ ኢትዮጵያዉያን ወይ ኤርትራዉያን ወይ ኣሜሪካዉያን ወይ ሶማሊያዉያን “ኣቦ ጅጎ ዝረገሞም ህዝቢ ኢዮም” ንዝብለና፡ “መኣስ፧” “ኣበይ፧” ብኸመይ፧” ቢልና ነዋጥሮ እምበር፡ ‘ህዝቢ ብሓፈሻን ብኣልማማን ሕሱር ኢዩ’ ንዝብለና “ሓቕኻ” ቢልና ንቕበልን ንጎስምን በሃማት ኣይኾናን ደቂ ኤሪትርያ!

ንገለ ተግባራት ተጋሩ ስለዝጸላእኻ “ተጋሩ ኣባ ጅጎ ዲዩ ኣቦይ እዝጊ ዝረገሞም ህዝቢ ኢዮም” ምባል ንቕሓት ናይቲ በሃሊኡ ጥራይ ኢዩ ዝነግረና። ተጋሩ ኾይኖም ሕሱር ተግባራት ዚገብሩ ኣለዉ (ኣብ መሬት ኤርትራ ኪኹደጩ ዚደልዩ)፡ ተጋሩ ኮይኖም ክቡር ተግባራት ዝገበሩ ኣለዉ (ኣብ መሬት ኤርትራ ብጅግንነት አብ ጎድኒ ኤርትራዉያን ተጋደልቲ ዝተሰውኡ ተጋሩ ኣለዉ)፡ ነዙይ ታሪኻዊ ሓቂ ክንሸፋፍን ኣይከአልን ኢዩ። ኣምሓሩ ኮይኖም ሕሱር ተግባራት ዝገብሩ ኣለዉ፡ ጥዑይን ክቡርን ተግባራት ዝገብሩ ድማ ኣለዉ። ኤርትራዉያን ክንሶም ሕሱር ተግባራት ዝገብሩ ኣለዉ፡ ክቡር ተግባራት ድማ ዝገብሩ ኣለዉ ኢና ንብል ዛሎና።

በቱይ ናይ ገለገለ ሰባት አተሓሳስባን ሥነሞጎትን፡ ኣብቱይ ኣምሓሩ ዝዓብለሉሉ ግዜ ኃይለስላሴን ደርጊን ዝነበሩ ስርዓታት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራና ግፍዕታት ይፍጽሙ ስለዝነበሩ፡ “ኣምሓራይ ዘቡኡ ሕሱር መንነት ኢዩ!” ከምኡዉን “ኢትዮጵያዉነት ሕሱር መንነት!” ዲዩ ኪበሃል ተደልዩ፧ ‘ብሰንኪ ንቝጽ ይነድድ ርሑስ!’ አይንግበሮ እቱይ ጉዳይ።

ገለ ካብ ኤርትራዉያን ሕሱር ተግባራት ስለዝገበሩ “ኤርትራዉነት ሕሱር መንነት” ክንብል ዲና፧ እዙይ ዓይነት ስነመጎት ናብ ዘብለና የብሉን። ህዝቢ ክቡር ኢዩ። ሕሱር ተግባር ዚገበረ ሕዝቢ ሶዶምን ጎመራንዉን ብአልማማን ብሓፈሻን ሕሱር ሕዝቢ ኣይነበረን፡ እንታይ ደኣ ገለ ጻድቃናት’ውን ነቢሮሞ ኢዮም፡ ሓዊ ሰዶምን ጎመራን ዘይተንከፎም።

ንትግራዋይነት ብኣልማማ ሕሱር መንነት ምባል ንኤርትራና እንታይ ረብሓ ኣለዎ፧ ንሓደ ጎረቤትካ ሕዝቢ ብኣልማማ ንመንነቱ ምጽራፍን ምድዋንን “ክቡር ተግባር” ዶ ይመስለካ፧ “ብሰንኪ ንቝጽ ይነድድ ርሑስ” ኢዮም ዝበሉ፡ ክቡራትን ጭዉነት ዝሕላገቶም ኤርትራዉያን ወለድና፤ ንሕና ኤርትራዉያን ደያዩ ማእከልን መስመርን ድማ ቪዲዮ ወዲ ቪዲዮ ከይረኣና፡ ሓቕኹም ቢልና ነቲ ኽቡር ብሂል ወለድና ነስተማቕሮ። እኒ ወልደኣብ ወልደማርያም ከምኡ ኢዮም ዝመሃሩናን ዘውረሱናን! :mrgreen:

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Meleket » 17 Dec 2021, 09:29

ክቡር ዓርኸይ Fed_Up እንታይ ደኣ ኣንጸርጺርካን ነዲርካን፧ ህድእ በል ኣብ ዘይመዓልትኻ ከይትኣርገና፡ ክተዘናግዓና ተድልየና ኢኻ! :lol: ቢልና ክነዘናግዓኻ’ምበር። ናትካ ድማ ፍሉይ ኢዩ፡ ቢልካ ቢልካ ንጥሙር ኤርትራዊ መንነት፡ ጽሩይን ዘይጽሩይን ቢልካ ክትፈላሊዮ ጀሚርካ! ኣቤት ደረጃ ንቕሓትና ክንደየናዪ ታሕቲ ባይታ ዘቢጡ’ሎ፡ ዝዓርኸይ። ኤርትራውነትና፡ ነባሪዩ ኣብ ዓጽምና ወላ ድህሪ ሞትና! ኪበሃለሉ ኣይሰማዕኻን ማለት ኢዩ!

“ጽሩይ ኤርትራዊነት” ዓቐኑ “ንትግራዋይነት ሕሱር መንነት” ቢልካ ብምእዋጅ’ዶ ኰይኑ፧ :mrgreen: ህዝቢ ኤርትራ ወረጃን ጭዋን ህዝቢ ኢዩ፡ ንመንነት ህዝቢ ኣየቈናጽብን። ሕሱራት ሥርዓታት ብዝፈጸምዎ ገበን፡ ንክቡር ሕዝቢ ብአልማማ ኣይጥቅንን ኢዩ። ንትምህርቲ ኺዀነኻ ሓንቲ ልቦና መንግሥቲ ኤርትራ ወስ ክብለልካ “ኵላ ብግፍዒ ወያነ ካብ ኢትዮጵያ ዝተሰጕገት ኤርትራዊ፡ ምስኽር ናይ ዝተሰጐገትሉ ካብ ኮሚሽን ስደተኛታት ኤርትራ ብዕሊ ትቕበል ነቢራ፡ ምኽንያት ናብ ሃገር መእተዊ ኣብ ዚብል ስፍራ “ብግፍዒ ሥርዓት ወያነ ዝተሰጐገ” ዚብል ጽሑፍ ነቢርዎ እምበር “ብሕዝቢ ትግራይ ወይ ብመንግሥቲ ኢትዮጵያ ወይ ብሕዝቢ ኢትዮጵያ ዝተሰጐጉ” ዝብል ኣይተጻሕፈን። እዙይ እንታይ የርእየና መንግሥቲ ኤርትራ፡ ንሕሱር ሥርዓት ካብ ክቡር ህዝቢ ኣጸቢቑ ከምዝፈሊ፡ ከምዚመሚ። ብኣል ዓርኸይ ድማ ትፍተዉ መሲሉኩም ኣብዙይ ዘይተበሀልክሞ ትዋጥዩ! :mrgreen:

ብርግጽ ኢዩ፡ ኣባ ጥመር ባህታ ሓጐስ “ሽሕ እንተዀነ ህያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ!” ቢሎም ነቢሮም ኪበሃል ንሰምዕ፤ ስለምታይ እንተበልኻ፡ ኣብ ልዕሊ ራእሲ ወልደሚካኤል ዝተገብረ ጥልመት ስለዝፈልጡ ኢዮም፡ ነዙይ ኪብሉ ከለዉ ኣይትእመን ማለት ከይትግራህ ከይትደናገር ከይትዕሾ ነፍስኻ ሓሉ ተጠንቐቕ ንማለት ደኣ ኢዩ እምበር ብሓፈሻ “ትግራዋይነት ሕሱር መንነት ኢዩ” ብምባል ንኩሉ ትግራዋይ ንምሕሳር ከምዘይዀነ፡ ንሕና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን አጸቢቕና ንፈልጥ። :mrgreen:

ናብ ቕዉም ነገርና ምስ እንምለስ፡ ኣቶ ወልደኣብ ወልደማርያም ትፈልጦም’ዶ፧ ምስ ተድላ ባይሩ ብዛዕባ እዙይ ኣርእስቲ ንዝተላዘብዎ ደሊኻ ደላሊኻ ንበብ። ዝነበቡ ሰባት ብኣኻን ዝከማኻን ክርትም ኢሎም ይስሕቝ ኣለዉ፡ ገሊኦም ብተግባራት ናትኹም ኣብ ክንዳኹም ይሓንኹ። እቱ ምንታይ እንተበልካ ኣብ ማእከል ጽርጊያን ኣብ ጥራይ ጐልጐልን “ትጠርጡን ደገ ትወጹን ስለዘለኹም!” ቢልና ነቶም ለባማት ፍሽኽ ከነብሎም እምበር፡ እንታይ ይግበር ዀይኑ፡ በኣል ንስኻ’ስ ዝርደኣኹም ኣይትመስሉን።
:mrgreen:

Fed_Up wrote:
17 Dec 2021, 07:30
".. .. .. ጽሩይ ኤርትራዊ እንተትኸውን ኔርካ ግና ስጋ ሕስምቲ ዲያ እምበርከስ 20,000 ቀየሕቲ መናእሰይ ኤርትራ ዘራያት አኪቦም ዝቀተሉ ልእሊ 100,000 ኤርትራውያን ንብረቶም እራሲዬም አመሪቶም "ሕብሪ አይንኹም አይፈተናዬም" እሎም ካብ ኢትዮጵያዝሰጎጉ:: 20 ኣመት ኣይ ኩናት ኣይ ሰላም ኤርትራ ስላማ ልምኣታን ክሳብ ሎሚ ዝዘርጉ ዘለው.. ኣሻሓት መናእሰይ ኤርትራ ፈቀዶ በረኻታትን ቀላያትን ሲሳይ አራውትን ጽምእ ማይን ዘወድኡ... ክንደይ እሞ ይጸብጸብ? ተገቲርካ ክትጣበቀሎም ክትፍትን እንከላኻ ...የደንጽው:: ደምበር ኤርትራዊ ኢኻ? ዋላስ ተወልጄ?

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ትግራዋይነት፣ ሕሱር መንነት!

Post by Abe Abraham » 17 Dec 2021, 14:20

Sabur wrote:
16 Dec 2021, 21:20
Along the same line of your argument how do you reconcile about the cozy friendship Isayas and Meles had when the People of Eritrea were apprehensive of the TPLF leadership and its agenda? Most of the EPLF members of the Eritrean National Assembly were not happy about the very cozy and personal relations Isayas and Meles had.

What about the arrest of an Eritrean Maj. General Bitweded Abraha by the dictator Isayas when he stood against Meles' offer to run the port of Assab? The Eritrean Bitweded was arrested by Isayas for asserting The Eritrean Sovereignty.

The Propaganda machine of Isayas known as 03 (bado seleste) was in full swing manufacturing Lies that Bitweded was arrested because of corruption, which was later dropped by the Government and he was released from prison in 1997 after the fvcking midget Meles gave Isayas the middle finger.

Bitweded got arrested in 1998 again for calling for the Rule of Law in Eritrea.

Abe Abraham wrote:
16 Dec 2021, 17:30
ከም በዓል መግበይ ወዲ ሃይለ ዝኣመስሉ ኣብ ጎኒ ህዝባዊ ሰራዊት ኮይኖም ኣብ ኤርትራ ክራጋረጉ እንከለዉ ኣብ ጀብሃ ዝንበሩ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ኣብ ሳሕል ምስ ህዝባዊ ሰራዊት ዓሪዶም ጸኒሖም ሰላሕ ኢሎም ሃዲሞም ቦትኦም ንጸላኢ የስተልሙ ኔሮም ። ብሰንኮም ብዙሓት መንእሰያት ኤርትራ ጠፊኦም። ኣብ ከበሳ ከኣ ተጋደልቲ ጀብሃ ንክፍሊ ህዝቢ ናይ ህዝባዊ ግንባር ተሓቢኦም ጸኒሖም ይሃድንዎምን ይቐትልዎምን ኔሮም ። ሓደ ካብ እቶም ተጻናትዮም ጸኒሖም ጀብሃ ዝቐተልዎም ኣኮይ ኔሩ ። ካብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ክፍሊ ኢንጂነሪን ናብ ሜዳ ምስ ኣተወ ህዝቡን ሃገሩን እንዳ ኣገልገለ ሂወቱ ኣሕሊፈሞ ። ዝኣበሶ ነገር ዘይብሉ ። ኣብ ርእሲኡ ንንሱዳን ክሓልፋ ዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ ከበሳ ብተጋደልቲ ጀብሃ ብሓይሊ ናይ ምድፋር ገበናት ከኣ ኔሩ ። ዓማ በዚ ጽዩቕ ተግባራት ዕልልቲ ኢያ ኔራ ።

ብዘይካ መግበይ ወዲ ሃይለ ስጋዕ ሕጂ ንኤርትራ ተጋዲሎም ኣብ ኩናት ሓንቲ ኢዶም ዝተቖርጹን ኣብ'ታ ዝፈትውዋ መርየት ዝቕመጡ ከም በዓል ተጋዳላይ ወዲ ጉዶም* ( ካብ ዓዲ ጉዶም ትግራይ ) ኣለዉ ።

ካብ ኤርትራውያን ዝሕሹ ብዙሓት ተጋሩ ኣለዉ ግን ንሱ ነቲ ዓቢ ገበን ናይ ተጋሩ ይሽፍኖ እዩ ማለት ኣይኮነን ። ተጋሩ ነዛ ኹላ ጁጅ-ማጅጅ ካብ ኢትዮጵያ ኣኪቦም ንህዝቢ ኤርትራ ከጽንቱ ምህቃኖም ታሪኽን ህዝቢ ኤርትራን ዘይርስዖ ገበን እዩ ።

*ወዲ ጉዶም ድሕሪ ኢዱ ምቑራጹ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ካድር ተማሂሩ ኣብ ህዝባዊ ምንቕቓሕ ተዋፊሩ ስለ ዝነበረ ነኣሽቱ እንከለና ምስ ሓፋሽ ውድባት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ገዛና ኣብ መጨረሽታ ሰሙን ኣኼባ ይገብር ኔሩ ። ዋላ ሓደ ሰብ ከይሓተቶ ባዕሉ ወዲ ዓዲ ጉዶም ትግራይ ምዃኑ ይነግር ኔሩ ። ንፍትሓዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምድጋፍ ናብ ገድሊ ከም ዝተጸንበረ ንምብራህ ። ዓዲ ጉዶም ኣብ 'ዚ ቀረባ ግዜ ኣብ ካርታ ሕልፍ ክትብል ምስ ረኣኽዋ ንወዲ ጉዶም ምስ ለምጫጭ ጸጉሩ ዘኪረዮ ።
Sabur,

It is not clear what you are trying to say. You can defend whomever you like in whatever way you like as long as you do not cross the red line by referring to my dear uncle President Issaias Afeworki Abraham as a dictator.

The concept of dictatorship is alien to our culture. ነውሪ ኢዩ ። ንኤርትራ ንመላእ ሂወቱ ንዝተቓለሰ ሰብ ሱቕ ኢልካ ምዝንጣል መልክዕ የብሉን ጥራሕ ዘይኮነስ ድንቁርናን ዕሽነትን 'ውን እዩ ። እከለ ካብ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብራሃም ንላዕሊ ንኤርትራ ይሓልየላ እዩ ኢልካ ምጽሓፍ ተገደፍካዮ ይሓይሽ ። ምስ ንቕሓትካን ደረጃ ብልሕኻን ዝቃዶ ስለ ዘይኮነ ።

ሰላም !!!

.
Last edited by Abe Abraham on 17 Dec 2021, 15:20, edited 1 time in total.

Post Reply