Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Hameddibewoyane
Member
Posts: 3890
Joined: 25 Sep 2019, 02:42

ኣንቱም ተጋሩዋኒ እስቲ ክጥይቐኩም!

Post by Hameddibewoyane » 14 Sep 2021, 06:32

መሬት ልሒሱ ዝተንሰኣ ደብሪፅዋ፣ ብምኽንያት በዓል ቅዱስ የውሃንስ፣ ንሰራዊት ኤርትራ፣ ትግራይ ገዛኻ እዩ፣ ንዓ ናብ ትግራይ ምጻእ ብምባል፣ ወግዓዊ ናይ ዕድመ ጻውዒት ኣቕሪቡሉ ኣሎ።

ደብሪፅዋ፣ ቅድሚ ክልተ ዓመት እውን ኣብ በዓል ኣኽሱም ጽዮን ተረኺቡ፣ ተመሳሳሊ መስሓቕ ዝኾነ ጻውዒት ኣቕሪቡ ኔሩ።

እሞሲ እቲ ናተይ ጥያቔ:-

ጌና ለይተሰርቀ፣ ተሓቢኡ ልቐረየ ድስቲይ፣ ማንካይ ሹካይ ኣብ ክልል ትግራይ እኒኦ ኮይኑ ድዩ ለዞም ኣራዊት ትጋብዞም ለለኻ? ወይሲ ናብ በዓል ጆ ባይደን ንኣውያት ክጥዕመልካ እጁ? ወይሲ ከምቱይ ናይ 1991 ታንክታቱን መዳፍዑን ሒዙ መጽዩ ኣንጻር ፌዴራል ሰራዊትን ናይ ኣምሓራ ልዩ ሓይሊን ተዋጊኡ ክሻብ ኣራት ኪሎ ቤተ መንግስቲ ከብጽሓካ ኢኻ ደሊኻ? ሀመይ ሀመይ እዩ ልኾን ለሎ እዚ ነገር?

ላይ'ቶም "ጥባሕ ጥባሕ" ጉዳይ ከ፣ ክመጹ ድዮም ዋላስ ክንየ መረብ ኣብ ኤርትራ በይኖም ተገዚዖም እዮም ክቐርዩ?

ግራ ስለ ልኣተወኒ እየ ልጥይቕ ለለኹዋይ!

By the way እዙይ ፎቶ ላይ ደብሪጽዋይ ላይ ቅድሚ ዓመታት እዩ። ላይ ሐዚ ኣይኮነይ።

ሐዚማ ሰኽራም ልረገጾ ታኒካ እኮ እዩ መሲሉ። :lol: :lol: :lol: :lol:

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ኣንቱም ተጋሩዋኒ እስቲ ክጥይቐኩም!

Post by pushkin » 14 Sep 2021, 08:14

:lol: :lol: :lol: :lol:
Hameddibewoyane wrote:
14 Sep 2021, 06:32

Post Reply