Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ንሊቃውንቲ ስነ-ልቦና ለሐለለ ብዝሒ ፍትሕ ኣብ ትግራይ ! ንሳ ሕደግ ክትብል ንሱ እምብለይ !!

Post by Abe Abraham » 13 Sep 2021, 16:34

ባዓልቲ ቤት ሰብኣያ ኣው ወጥ-ቤት ትምስምስ ክብል ትርእዮ

በዓልቲ-ቤት ፥ ኣቱም እንታይ ትገብሩ እኔአኹም?

በዓል-ቤት ፥ ኣትዮ ልግነ ተግነኹ ሃሰው ይብል እኔአኹ ።

በዓልቲ-ቤት ፥ እንታይ ?

በዓል-ቤት ፥ ሊጥ !

በዓልቲ-ቤት ፥ ሊጥ'ማ እኔአኒ ግን ልንጀራ ልኾን እዩ ።

በዓል-ቤት ፥ ሊጥ ኻም ልስተ እስካብ ሕዚ ኣይፈለጥክይ ?

በዓልቲ-ቤት ፥ ኣነ ኻም'ቶም ዓዲ ኣምሓራ ልሊጥ ልወፈሩ ኣይወፈርኩይ ! ኣዋና ይኹን ኣው ካልእ ዓለም ሊጥ ይጋገር እምበር ለይስተይይ ።

በዓል-ቤት ፥ ኣትዮ እዛ ምልፍፋስ ( ምፍልፋስ ) እማ ሕደግያ !! ሊጠይ ከይሰተኹ ልደገ ለይወጽእይ ! ሕዚ ኣጥምኒ ኻው ልሓባእክዮ ።

በዓልቲ-ቤት ፥ በሉ ልገበርኩም ግበሩ እምበይ ሊጥ የለ ግዛዕ የለ !

ኣብ መንጎ ባእሲ ይኸውን በዓል-ቤት ኣብ ጌጋ ኣትዮ ንባዓልቲ-ቤቱ ኢዱ ወስ የብለላ ። ኣውያት ኮይኑ ድማ ካብ ሪጋ ስንዳይ ኣሜሪካ ልተመልሱ ጎረባብቲ ይእከቡ እሞ ናይ ምትዕራቕ መስርሖም ምስ ፈሸለ ንበዓልቲ-ቤትን በዓል-ቤትን ብሰላም ከፋንዉ ይውስኑ ። ኮይኑ ድማ ብድሕሪኡ በዓል-ቤት ከም ልማዱ ሊጥ ከልምጽ ናብ ዓደ-ኣምሓራ ምስ ከደ በኣ ኣቢሉ ኣብኡ ይቐርይ። በዓልቲ-ቤቱ ድማ ዑቕባ ሓቲታ ኣብ ዓደ-ኣምሓራ ብሰላም ትርከብ ።



ተጋሩ ! ተጋሩየ
ሊጥ የላቛምጹ
ጣይታ ከይተጋገረየ !!