Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 Sep 2021, 12:33

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 5, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።
እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 4 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።
በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6648 በጺሑ’ሎ። 6,601 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 38 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 9 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና

05 መስከረም 2021

https://shabait.com/2021/09/05/%e1%88%9 ... 8a%93-208/
Last edited by Temt on 06 Sep 2021, 10:59, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 05 Sep 2021, 14:05

መኣዝን ልምዓት፡ ውሁድ ሕርሻዊ ልምዓት ኣብ ማእከል ገርሰት - ERi-TV


Last edited by Temt on 06 Sep 2021, 11:00, edited 1 time in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 06 Sep 2021, 10:45

Ministerial Conference on Marine Litter and Plastic Pollution
Sep 6, 2021



Asmara, 06 September 2021- Eritrea participated at the Ministerial Conference on Marine Litter and Plastic Pollution that was held on 1 and 2 September in Geneva, Switzerland.
The objective of the Ministerial conference was to find a binding global accord to prevent marine litter and control sea pollution.
Speaking at the occasion, Mr. Beyene Russom, Eritrean Ambassador in Kenya and Eritrea’s representative at the UN-Habitat underlining the significant damage that plastics and plastic products thrown inland and sea are causing on the environment, called for creating alternative solutions that do not harm the environment.
Ambassador Beyene noted that Eritrea banned the production, importation, and use of single-use plastics as early as 2002 at a municipal level and in 2005 at a national level.
Pointing out that production, trading, and use of plastics continue to be legal in countries of the region and beyond, plastic products continued to enter into the country on a small scale, Ambassador Beyene, called for effective collective and integrated efforts to address the problem.
The conference was attended by Mr. Adm Osman, Charge d’Affairs at the Eritrean Embassy in Geneva, and Mr. Kalekrstos Zerisenay, First Secretary at the Eritrean Embassy in Kenya, in-person and virtual.

https://shabait.com/2021/09/06/minister ... pollution/

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 06 Sep 2021, 17:46

In the meantime, enjoy:


Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 07 Sep 2021, 11:22

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 7, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ማእከልን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ 2 ኣብ ኣፍዓበት – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሓደ ድማ ኣብ ኣስመራ – ዞባ ማእከል ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።
እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 4 ዜጋታት ሓውዮም ክፋነዉ ከለዉ፡ ጓል 60 ዓመትን ወዲ 69 ዓመትን ካብ ዞባ ማእከል ብሞት ተፈልዮም ኣለዉ።
በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6651 በጺሑ’ሎ። 6,605 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 6 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
07 መስከረም 2021

https://shabait.com/2021/09/07/%e1%88%9 ... 8a%93-209/

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 09 Sep 2021, 12:13

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
On Sep 9, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ጋሽ-ባርካን ደቡብን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ንሳቶም፡ ሓንቲ ኣብ ኣስመራ – ዞባ ማእከል፣ ሓደ ኣብ ኣዲባራ – ዞባ ጋሽ-ባርካ፣ ሓደ ድማ ኣብ ደቀምሓረ – ዞባ ደቡብ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።
እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ደቡብ ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።
በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6654 በጺሑ’ሎ። 6,608 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 6 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
09 መስከረም 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 09 Sep 2021, 20:09

In the meantime, enjoy

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 10 Sep 2021, 11:57

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 10, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6655 በጺሑ’ሎ። 6,611 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 4 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
10 መስከረም 2021

https://shabait.com/2021/09/10/%e1%88%9 ... 8a%93-211/

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 10 Sep 2021, 21:29

In the meantime, please enjoy...

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 11 Sep 2021, 20:24

Nura Ali wishes all of us "ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ"!
Please wait, video is loading...

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 13 Sep 2021, 13:15

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 13, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።
እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።
በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6657 በጺሑ’ሎ። 6,614 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 3 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
13 መስከረም 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 15 Sep 2021, 11:48

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 15, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6663 በጺሑ’ሎ። 6,616 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 7 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና
15 መስከረም 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 16 Sep 2021, 12:53

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 16, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ደቡብን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 4 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ 3 ኣብ ዓዲ-ዃላ – ዞባ ደቡብ፣ ሓደ ድማ ኣብ ኣዲባራ – ዞባ ጋሽ-ባርካ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6667 በጺሑ’ሎ። 6,617 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 10 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና

16 መስከረም 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 17 Sep 2021, 11:35

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 17, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

ንሳቶም፡ ሓደ ኣብ ኣስመራ፣ ሓደ ድማ ኣብ ኣዲባራ – ዞባ ጋሽ-ባርካ ተወሺቦም ዝጸንሑ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6669 በጺሑ’ሎ። 6,618 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 11 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና

17 መስከረም 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 17 Sep 2021, 23:21

In the meantime, please enjoy this:

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 18 Sep 2021, 11:32

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 18, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 2 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6,671 በጺሑ’ሎ። 6,618 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 13 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።

ሚኒስትሪ ጥዕና

18 መስከረም 2021

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 20 Sep 2021, 12:17

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
Sep 20, 2021



ሎሚ ኣብ መወሸቢ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ካብ ኣስመራ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 6 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።

በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6674 በጺሑ’ሎ። 6,624 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 40 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 10 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።



ሚኒስትሪ ጥዕና
20 መስከረም 2021

TesfaNews
Member+
Posts: 6698
Joined: 14 Feb 2020, 22:23
Location: Ras Mesobawian

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by TesfaNews » 20 Sep 2021, 12:21

Temt wrote:
17 Sep 2021, 23:21
In the meantime, please enjoy this:

Aba
Member
Posts: 4018
Joined: 15 Apr 2011, 17:52

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Aba » 20 Sep 2021, 17:08

Please wait, video is loading...

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሓበሬታት ካብ ሃገረ ኤርትራ...

Post by Temt » 20 Sep 2021, 17:58

Enjoy this Amharic music with Tigrigna beat.


Post Reply