Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: Tigreans in Korea, Japan , China, etc knew what was coming since over 4-5 years ago, but why not braindead debrep

Post by Abe Abraham » 06 Apr 2021, 17:43

ቴድሮስ ዓለም ፥ " ህዝቢ ትግራይ ኣብ ትሕቲ ኣላይነት ቀዳሞት መራሕቲ ህዝባዊ ወያነ ንፍትሒ ተቓሊሱን ተዓዊቱን ከብቅዕ መራሕቲ ማለሊት ናይ ዶብ ጉዳይ ጅሆ ሒዞም ንህዝቢ ኤርትራ ንምጽናት ብዝለዓለ ደረጃ ( ቱ ዘ ማክሲማም ) ስለ ዝሰርሑን ብክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዮት ኣሕመድ ዓሊ ተባዕ ተበግሶ ዝተገብረ ናይ ሰላም መስርሕ ተቓዊሞም ብዘርኣይዎ ድፍረትን ድርቅናን ሎሚ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ይርከብ ኣሎ ። ምሕሳይ ንዓና ኣየዋጽአናይ ። ኣበዋት ከም ልበልዎ " ሓባእ ቁስሉ ፡ ሓባእ ፈውሱ " ስለ ልኾነ ። " ኣብዚኣ ተገዳስነት ወዲ ዘነበ ብቋንቋ ትግርኛ ከይጠቐስክዋ ክሓልፍ ኣይደልን ። ኩልና ካብ'ኡ ክንማሃር ይግባእ ። ላይ ባዕዲ ቋንቋታት መሊኹ ቋንቋ ኣዲኡ ዘይክእል ወዲ ኣድጊ እምበይ ወዲ ሰብ ኣይኮነን ። ኣይትኾርዩታ ! "


Post Reply