Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
molover
Member
Posts: 2327
Joined: 26 Apr 2013, 05:16

N'ishto lifegegta.

Post by molover » 05 Oct 2020, 10:26

Last edited by molover on 06 Oct 2020, 17:50, edited 1 time in total.

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20574
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: N'ishto fegegta.

Post by Fed_Up » 05 Oct 2020, 13:00

This people purposely made themselves the dumbest than any human being walking on this earth. The older man sounds more of ajewjaw aka Deki Arayete agameee and ugly as fuuuKc at the same time. Eritrea don’t conceive dumbest individuals. This two idiots are the dumbest therefore they belong to the low IQ tribe the world believe in, agamewoch.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: N'ishto fegegta.

Post by Zmeselo » 05 Oct 2020, 13:43

መሳፍንቲ ጉጅለ ህውሓትን ተጠቀምቲ ኮራኹራን ገንዘባዊ መሸንቆቓ ኣብ መወዳእታ ኣብ ክሳዶም ኣትያ።

Monday, 05 October 2020

ኣረሜናዊን ዓሌታውን [Fascist & Ethnic] ጭፍራ ስርዓት ህውሓት ነበር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያ ን27 ዓመታት ኮረሻ መግዛኣታ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ኣብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ድማ ብሓፈሻ ሓሶት ዝመሰረቱ ዘውረደቶ ኣሉታዊ ዕንወትን ስርቅን ዝምታን ጽልእን ምብትታንን ማእለያ ዘይብሉን ጸብጺብካ ዘይውዳእ ገበን እዩ። ካብቲ ዝፈጸመቶ ብዙሕ ወንጀላት ብውሕዱ ድማ፣

ብ1984 ዓምፈ ብዓቐና ዝተሰፍየን ናታ ጸቢብ መደባታ ዘገልግል ንስርቂን ብዝበዛን ንጭቆናን ምትፍናንን ዘዳርግ [ዘቃልዕ]፣ ስጋብ 100 ዓመታት ናብ ኮረሻ ስልጣን ዘጽንሓ ደደቢታዊ ምስሉይ “ቅዋም“ ኣዳልያን ጽሒፋን ብግዲን ብዘይ ተሳትፎ ኢትዮጵያውያን ብውሑዳት ከምኣ ዝኣመሰሉን ኮራኹራን ከም ዝጸድቕ ብምግባር፣ ኢትዮጵያ ቅድሚኡ ርእያቶ ዘይትፈልጥ ብሄርን ዓሌትን ቛንቛን ዝሰረቱ ስርዓት ብምምስራት ኣደዳ ሓድሕዳዊ ጽልእን ቅትለትን ጭፍጨፋን ስርቅን ማኣሰርትን ጌሮማ እዮም።

ብህይወት ዘየሎ ናይ ቀደም ጃንዳ ህውሓት ኣቦ ወንበርን ቀዳማይ መራሒ ኢትዮጵያ ነበርን፣ ኣብ ሓደ እዋን ብዛዕባ ስርቂ ከምዚ ኢሉ ኔሩ። ንሱ ድማ፣
ስርቂ ሓደ ሞያ እዩ፣ እንተ ተታሒዝካ ግን ወንጀል እዩ
ስለዚ ስርዓት ዓሌታዊ ጉጅለ ህውሓት ብሓያሎ ሰረቕቲ ውልቀሰባትን ንዕኡ ዘተባብዑ ሓውሲ ሕጋዊ ትካላትን እዩ ተሰሪቱ ኔሩ ማለት እዩ።

ብ1997 ዓምፈ ዕጡቓት ተቓወምቲ ዓፋር ኢትዮጵያውያን ንምህዳን ብዝብል ምስምስ፣ ኣብ ከባቢ ባዳ ዓዲ ምሩግ ልዑላውነት ኤርትራ ብምግሃስ ኣትያ ከተብቕዕ፣ ብድሕሪኡ ኣውኡ ተኾይጣ ነቲ ምምሕዳር ኣፍሪሳ ብናታ ብምትካእ ዘይመሬታ ገቢታ ኣብ ቁጽጽራ ብምእታው ነበርቲ'ቲ ህዝቢ ከም ዝበሳበሱ ጌራ ኣያ።

ብድሕሪኡ‘ውን ብሽም 'ምጥራር' ዝብል ዘይሕጋዊ ናይ ሸፋቱ ስራሕ ብበይናዊ ኣገባብ ኣብ ባድመን ከባቢኡን ንዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራዉያን ንገዝኦም እናፍረሱን ከብቶም ንብረቶም እናሃገሩን እናሰረቑን ካብኣቶም‘ውን ሓይሎይ እናኣሰሩን እናቐተሉን ከም ዝፈናቐሉን ከም ዝባረሩን ጌሮም ከብቅዑ፣ ብ1998 ዓምፈ ኩነታት ክዕዘቡን በቲ ዝግበር ዝነበረ ኣረሜናዊ ስጉምትታት ጭፍራ ተሰሚዑዎም ብውሕዱ ደው ንኽብል ምስ ሰበስልጣን ትግራይ ክማየጡ ዝኸዱ ዝነበሩ 8 ገዳይም ተጋደልቲ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ብምቅንጻል፣ ነቲ ካብ 1998-2000 ዓምፈ ንክልተ ዓመታት ዝኣክል ዝተኻየደ ኣዕናውን ደማውን ውግእን ኣስታት 20 ሽሕ መስዋኣቲ ኤርትራውያንን ሞት 123 ሽሕ ኢትዮጵያውያንን ማኣለያ ዘይብሉ ምፍንቓል ህዝብን ናይ ሰብን ንብረትን ዕንወት ጠንቂ ኮይኖም እዮም።

ኣብ ታሪኽ ኣፍሪቃ ብፍላይ ኣብ ዓለም‘ውን ብሓፈሻ ፍጹም ተገይሩ ዘይፈልጥ ናይ ረግራጓትን ስጋብ ዓጽሞም ዝሰረጸ መርዛም ጽልኢ ዝሰረቱ መግለጺ ዘይርከቦ ነውራምን ጽዩፍን ተግባር፣ ኣብ ልዕሊ‘ቶም ኤርትራ ሓራን ናጻን ንኽትከውን ወርቃዊ ግዜኦምን ብዝኾነ ዓይነትን መጠንን ዋጋ መተካእታ ዘይብላ እንኮ ኽብርቲ ህይወቶምን ከፊሎም ዝተሰውኡ፣ ምልክት ጥራይ ዘይኮኑስ ባህልን ሰረትን ብሌን ዓይኒን ኩርዓትን ሓበንን ጽንዓትን ተጸዋርነትን ርእሰ-ተኣማንነትን ርእስኻ-ምኽኣልን ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ፣ መቓብርን ንኽብሮም ዝተሃንጸ ሓወልትን ጀጋኑ ኽቡራት ስዉኣት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብምዕናውን፣ ኣዕጽምቶም ናብ ባይታ ብምብታንን ኤርትራዊ መንነት ንምስባርን ንሓዋሩ ንምጥፋእን ፈቲኖሞ ጥራይ ዘይኮነስ 100% ብዝከኣሎም ሰሪሖምሉ ኣዮም።

እንተኾነ ግን ሳላ ህዝባዊ መኸተ ጽኑዕ ህዝቢ ኤርትራን ምቕሉል መሪሕነቱን ጅግና ህዝባዊ ሰራዊቱን ንኤርትራ ንምዕናው ዝካየድ ዝነበረ ኩለንትናዊ መፈንጥራታት ኣረሜናዊት ጭፍራ ህውሓትን ኣጆኺ ኢሎም ስጋብ ኣፍንጭኣ ዘዕጠቕዋን ዘሻድንዋን ዝነበሩ ጎይቶታ ምዕራባውያን ሓይልታትን ብስም 'መሰል ደቂ ሰባት' ተጠሚቖም ብስቓይን ሞትን ግዳያት ደቂ ሰባትን ዝሽቅጡን ማሕፍፉዳኦም ዘሕብጡ ለመንቲ ትካላት ግሉጽን እዉጅን ውዲታትን ሸርሕታትን ኣብ መወዳእታ ፈሺሉ ጥራይ ዘይኮነስ ተሓምሽሹን መኺኑን እዩ።

ቅድሚኡ ኣብ ዝሓለፉ መግዛእታውያን ስርዓታት ኢትዮጵያ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ኣገባብ፣ ኣረሜናዊትን መስፍናዊትን [Fascist & Feudalist Rogue Regime] ስርዓት ህውሓት ነበር፣ ንኣስታት 90 ሽሕ ተቐመጥቲ ኢትዮጵያን ዝነበሩ ኤርትራውያንን መበቆሎም ኤርትራ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያንን መዋእሎም ርሂጾምን ሰሪሖምን ዘጥረይዎ መንበሪ ኣባይቶምን ሃብቶምን ገንዘቦምን ትካሎምን [ዝተፈላለየ ካብ ዓበይቲ መመስርሒ ትካላት ስጋብ‘ቲ ዝተሓተ ዱኳናትን ኣቕረብቲ ኣገልግሎትን] ሳንቲም ከይገደፉ ሰሪቖም ከብቕዑ፣ ህዝቢ ኢትዮጵያ ከይዕዘቦም ብለይቲ ጸልማት ከውሊ ጌሮም ካብ መንበሪ ገዝኦም ካብ ጥዑም ድቃሶም ከም ሰራቒ ማዕጾ ሰይሮም ብምእታውን ካብ ፈቐዶ ዝነጥፍሉ ዝነበሩ ዓውደ-ስርሓት እናእረዩ ኣብ ማእሰርቲ ዳጒኖም፣ በቲ ሓደገኛ ውግእ ዝካየደሉ ዝነበረ ቅድመ-ግምባራት ናብ ኤርትራ ከም ዝስጎጉ ጌሮሞም እዮም። ከም ሳዕቤኑ ድማ ብዙሓት ኤርትራውያን ኣደዳ ስቃይን ሕማምን ግዳያት ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸቕጥን ሞትን ኮይኖም እዮም።

እዛ ኣረሜናዊት ዘይትሓፍር ጉጅለ ትግራይ፣ ንሕብረተሰብ ኤርትራ ብሃይማኖትን ኣውራጃን ብሄርን ቀቢላን ከፋፊላ ንምብትታን፣ ኣብ ትግራይ ንኽፉእን መርዛምን ዕላማ መዳጎኒ መደበራት ብምስራሕን ምስንዳኣን [ብምድላው] ኤርትራውያን መንእሰያትን ትሕተ-ዕድመን ካውኡ ሓሊፉ ስድራ-ቤታትን ዕሸላትን ከይተረፉ ናብ ትግራይ ከም ዝግዕዙ ኣዝዩ ጽዑቕ ናይ ሓሶት ወፈራን ግሉጽን እዉጅን ስዉርን ሸርሕታት ብግብርን ኣካይዳ እያ። ብስሞ ኤርትራውያን ብሓሶትን ምድንጋርን ካብ ምዕራባውያን ሓይልታት ጎይቶታ ትልምኖ ዝነበረት ብኣማኢት ምልዮናት ዝቑጸር ኣቕራሽ [ኣማኢት ምልዮናት ዶላራት] እቲ ዝበዝሕ ሰሪቓ ኣብ ጁባኣ ኣእትያ ብምሕባጥን ከብዳ ብምዝፍጣጥን ተጠቒማትሉን ገና‘ውን ስጋብ‘ዛ ዕለት ትልኽ ኣብ ትብለሉ ዘላ እዋን ትጥቀመሉ ኣላ።

ካብ‘ኡ ሓሊፋ ማኣለያ ዘይብሎም ኣዝማዳ ተጋሩ ብሓሶት ስም ኤርትራውያን ኣጠሚቓ ናብ‘ቲ መዳጎኒ መደበራት ኤርትራውያን ኣእትይያ በቲ ቁሩብ-ቑራቦ ንኤርትራውያን ዝምጠው [ዝወሃብ ዝነበረ] ናይ ጥፍኣት ተልእኮ ንዕኦም ቀዳምነት ብምሃብ ናብ ኣሜርካን ኤውሮጳን ብውሑስ መገዲ ብነፈርቲ ከም ዝኸዱ ገይራ እያ። ከም ሳዕቤኑ ድማ ብዓሰርተታት እሽሓት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን በቲ እኩይ ሸርሒ ህውሓት ኣብ መፈንጥራ ኣትዮም ኣብ መዳጎኒ መደበራት ትግራይ ከም እሱራትን መጣልዒ ረሳሕ ፖለቲካኣን ብዝያዳ ድማ ቀንዲ ንግዲን መሸቐጢን ማእለያ ዘይብሉ ኣታዊ ኣማኢት ኣእላፍ ኣቕራሽን መሳፍንቲ ህውሓትን ኮይኖም ጅሆ ተታሒዞም ይርከቡ።

ነቲ ብ2000 ዓምፈ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተበጽሐ ናይ ሰላም ስምምዕን ኣብ ኣልጀርያ ዝተፈረመን ከም ሳዕቤኑ ድማ እቲ ግጭት ንሓደ ግዜን ንሓዋሩን ንምፍታሕ ናብ ዓለማዊ ዶብ ቤት ፍርዲ ተመሪሑ እግባይ ዘይበሃሎን ናይ መጨረሽታ ውሳኔ ቀዳም ዕለት 13 ማዝያ 2002 ዓምፈ ዝተዋህበ ውሳነ፣ መስፍናዊት ስርዓት ህውሓት ነበር ነቲ ውሳነ ብትዕቢት ነጺጋ ንኣስታት 16 ዓመታት ብጃህራን ሓሶትን ተዓሚታ ገለ ዝወየኑ ኮራኹር ደቂ ሃገርን ማእለያ ዘይብሎም ኣብ ኤርትራ ዝዓበዩ ተጋሩን ዓሲባ ንመንግስቲ ኤርትራ ንምውዳቕን ንሕብረተሰብ ኤርትራ ንምብትታንን ብእዉጅ ሰሪሓን ርሂጻን ከተብቕዕ፣ ኣብ መወዳእታ ግን ሳላ ጽኑዕን ዓቃልን ኩለንትናዊ ህዝባዊ መኸት ህዝቢ ኤርትራን ፍቱን መርሓ ቅዲ መንግስቲ ኤርትራን ጅግና ህዝባዊ ሰራዊትን እቲ መርዛምን ኣዕናውን ነውራምን ዕላምኣ ፈሺሉ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ከም ጥርሙዝ ተሓማሽሹ ካብ ኮረሻ መግዛእታ ተኸምቢላን ኣብ ባይታ ወዲቓን ምስ ተሰጥሐት፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ርዖኣ ጠቕሊላ ብሃታሃታ ናብ መቐለ ትግራይ ብምህዳም ኣብ ሆተል ኣኽሱም ተወሺባ ከም ደርሆ ፈንጠርጠር እናበለት ኣብ ጻዕረ-ሞት ከም ትበጽሕ ተገይራ እያ………………..።

ኣብ ዝሓለፈ ገለ ሰሙናት ግን ብዶር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብወያነ ብሓውሲ-ሕጋውን ዘይሕጋውን ከም ድላያ ዝሕተምን ዝዝርጋሕን ዝነበረ ፋይዳ ዘይብሉ ናይ ስርቅን ብዝበዛን ገንዘብ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብድንገት ሓድሽ ገንዘብ ብምሕታም፣ እቲ‘ዛ ጭፍራ ካብ ሃብቲ ኢትዮጵያ ብዘይ ንሕስያ ሰሪቓ ኣኪባቶ ዝበረት ኣማኢት ኣኣላፍ ኣቅራሽ [hundred Billons of Bir] ናብ ዋጋ ዘይብሉ ተራ ሽቓቅ ወረቐት ስለ ዝገበሮ፣ ንግብረ-ሽበራውያን ኣብ ምሉእ ኢትዮጵያ ብገንዘብ ዓሲባን ኣዋፊራን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ብፍላይ፣ ነቲ ዞባ ድማ ብሓፈሻ ሕንፍሽፍሽ ፈጢራ ኣደዳ ስቓይን ምፍንቓልን ሞትን ጌራ ሰላም ከሊኣቶ ዝነበረት እኩይ ተግባራን ናይ ጽልእን መርዛም መልሓሳን ከም ዝቑረጽ ኣበርክቶ ስለ ዝገብር ብኣዎንታዊ ዝርአ ኣዝዩ ተባዕ ስጉምቲ እዩ።

እምበርኣርከስ ጭፍራ ወያነ፣ ኣብ’ቲ ናይ መወዳእታ ዕርበታን ሞታን ኣትያ፣ ከምዛ ዘኸስተንካያ ደርሆ ርእሳ ምስ ተቆርጸት ፈንጠርጠር ትብል፣ ልክዕ ከምኣ ኮይና ካብ ጽላለ ናብ ዕብዳን ኣምሪሓ ትሕዞን ትሓስቦን ጠፊኡዋ ካብ ሕልሚ ናብ ሃለፍታ ተሰጋጊራ፣ ናይ ግዜ ሕቶ እንተ ዘይኮይኑ እቲ ዘይተርፍ ዕጭኣ መቃብራን ሓመድ-ድበኣን ትጽበ ኣላ!

እዚ 'ዎ ደሓንኩም፣ ኽቡራት እሕዋትን ኣሓትን!

ካብ ኩሉ ንላዕሊ ድማ ጥዑያት ንኽትኮኑን ሰናይ ቀዳመ-ሰንበትን ከተሕልፉን ንኹሉኹም ይምነየልኩም!!!

ብርሃነመስቀል ሃብተማርያም [ወዲ ቐሺ]


Please wait, video is loading...

"ኢዶእ" ብስነ ጥበባውን ድምጻውን ኢትዮጵያዊ ነብስሄር ሓጎስ ገብረሂወት [ብሰላም ዕረፍ!]


Last edited by Zmeselo on 05 Oct 2020, 15:58, edited 2 times in total.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: N'ishto fegegta.

Post by Zmeselo » 05 Oct 2020, 14:04



News/Migration
Eight migrants drown after forced off boat by smugglers

The IOM said 12 others are missing while 14 survived the incident off Djibouti’s coast.

https://www.aljazeera.com/amp/news/2020 ... f-djibouti


The IOM said some 2,000 migrants have arrived in Djibouti from Yemen in the past three weeks. [File: Nariman El-Mofty/AP]

5 Oct 2020

At least eight migrants have drowned and 12 are missing after human smugglers forced them off a boat near Djibouti, according to the International Organization for Migration (IOM).

Another 14 migrants survived and are receiving medical care, a statement said.

The migrants were all believed to be Ethiopians returning to the Horn of Africa after failing to reach Saudi Arabia via Yemen due to COVID-19 border closures.

The pandemic and the conflict in Yemen have made the journey to Gulf nations more dangerous, and some migrants have turned back.
At least eight migrants have died and 12 are missing at sea after being forced off a boat by smugglers off the coast of Djibouti, Horn of Africa,
IOM spokesperson Yvonne Ndege said.
According to eyewitness survivors, assisted by IOM, three smugglers violently forced the young men and women off the vessel while still at sea. Smugglers are known to exploit migrants on this route in this way, many having to pay or their families having to pay large sums to facilitate travel.
Eight bodies washed ashore and were buried by authorities in Djibouti.

The IOM said some 2,000 migrants have arrived in Djibouti from Yemen in the past three weeks.
This tragedy is a wake-up call,
added Ndege, warning that further tragedies could occur as hundreds of migrants are leaving Yemen every day on the precarious voyage by boat across the Bab al-Mandeb strait.

In 2017, up to 50 migrants from Somalia and Ethiopia were
deliberately drowned
when a smuggler forced them into the sea off Yemen’s coast.

And in 2018, at least 30 refugees and migrants died when a boat capsized off Yemen, the survivors reporting gunfire.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: N'ishto fegegta.

Post by Zmeselo » 05 Oct 2020, 15:50

Ethiopia ሰበር መረጃ! "የምን ጠጋ ጠጋ?" ኤርትራዊው የህወሓቶችንና ስዩም መሥፍንን ቅሌት ዘረገፈው! "መቼም ይቅር አንላችሁም!" የከሸፈው የባድሜ ...



_________




Wedi Taba




simbe11
Member
Posts: 2087
Joined: 23 Feb 2013, 13:02
Location: Addis Ababa

Re: N'ishto lifegegta.

Post by simbe11 » 16 Oct 2020, 21:30

In 1998 they saw the colour of the eyes
In 2020 they saw the unity of the people
What will they see in 2040?
Negere Weyane!!!!

Post Reply