ታይ ኢና ንሰምዕ ዘለና!
ዘሕዝን እዩ!
ኣብ ጠላዕ ፀሓይ ድንግልና ምሻጥን ምሽይያጥን "ስራሕ" ክገብር ዝደፈረ ነውራም ገበነኛ ሰብ/ትካል መፂኡና ዲኹም ትብሉ?
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን፣ ዘደንግፅ፣ ዘሕፍር እዩ!
ቕድሚ ኣርባዕተ ዓመት ሓደ ፍሩይ ብዓል ኹሉ-ነገር ብዓል ስልጣን መራኸብቲ ሓፋሽ እዛ ሃገር ዓዲሙ፣ ኣብ ቅድሚ ብዙሓት ሰባት ኣብ ኣደባባይ "ኣዋልድ ትግራይ ፅቡቓትን ጥዑማትን እየን'ሞ መቐለ ክወስደኩም'ሞ ዓለምኩም ከርእየኩም"(ቓል ብቓል ኣይኮነን) ኢሉ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ኣብ ጠላዕ ፀሓይ ንመሸጣ ከቕርበን ፈቲኑ፤ ንሕና ንኽልተ ሰለስተ መዓልቲ ጫውጫው ኢልና ኩሉ ነገር ረሲዕናዮ፤ ንሱ ኣሽንኳይዶ ብሕጊ ክሕተት፣ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ክውሰዶስ ብስልጣንን ብኻልእን ክውስኽ ኢና ዝረኣና፡፡
ሐዚ ድማ ናይዚ መቐፀልታ ዝኾነ መግለፂ ኽብሪ ደቂ-ኣነስትዮና ዝኾነ ድንግልና ኣብ ጠላዕ ፀሓይ ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ኣብ ዕዳጋ ቀዳማይ ወያነ (ሐ) ቁ·ገዛ 304 ቤት ፅሕፈት ዝኸፈተ ደፋር ርኢና፡፡
ብፍላይ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ፣ ኣብ ደቡብ ምብራቕ ኤስያ እውን ከምዝተርኣየ እዘን ብግርህና ናብዚ ውድድር ዝመፃ ደናግል ኣዋልድ ብኽልተ መንገዲ ግዳይ ጥቕዓት፣ ግዳይ ፆታዊ ዓመፅ፣ ግዳይ ፆታዊ መሸጣ ከምዝኾና እዩ ዝግለፅ፡፡
ሓደ፡ እቲ ድንግልና ብሰብ-ሞያ ሕክምና ዘይኮነስ ኣግባብ ብዘይኮነ መንገዲ ድንግልና ንምርግጋፅ ተባሂሉ ዝግበር ብዙሕ ፀያፍ ከምዘሎ ይስማዕ እዩ፤
ካልኣይ፡ ናይዘን ኣብዚ ውድድር ዝሳተፋ ደናግል ኣድራሻ፣ ስልኪ ቑፅሪ ብምሓዝ ምስ ሓደ ሓደ ብሓይሊ ገንዘብ ኩሉ ነገር ክገዘኡ ዝደልዩ ፅጋበኛታት፤ ምስ ሓደ ሓደ ድንግልና ደቂ ኣነስትዮ ምውሳድ ከም ስብእነት ዝሪኡ “ፆታዊ ጣዕዋታት” ብምዝርራብ ነተን ኣዋልድ “ብኽንድዚ ገንዘብ ድንግልናኺ ሽጢ” ዝብል ደፋፊእኻ፣ ብገንዘብ ኣተዓሻሺኻ ናብ ዘይኮነ ነገር ክኣትዋ ምድፍፋእን ካብኡ ኮሚሽን ምቕባል እዩ ዝመፅእ፡፡
ትማሊ እቲ ፍሩይ ብዓል ስልጣን ደቂ-ኣነስትዮና ንዕዳጋ እንተቕርበን ብግቡእ ብዘይምቅላስና ሐዚ ከም ትሪኡዎ ቤት ፅሕፈት ኸፊቶም ድንግልና ኣዋልድና ከነሻይጥ ዝብሉ ሰባት መፂኦም፤
እዚኣ ስቕ ኢልና እንተሓሊፍናያ ፅባሕ እንታይ ከምዝስዕብ ምግማት ኣይከኣልን፡፡
ፖሊስ በቲ ዝተጠቐሰ ኣድራሻ ኸይዱ ወይ ድማ ብስልኪ 0945063513 ነዚ ገባሪ ዘይንቡር ዝኾነ ሰብ/ትካል ናብ ናይ ሕጊ ተሓታትነት ከምፅኦ እላቦ፡፡
ይኾኖ! ይኾኖ! ኣብዚ ጉዳይ ዘየወራረድናዮ ክሳብ ሎሚ ፅላሎቱ ዘይገደፈና ናይ ትማሊ ሒሳብ እንተሎ እውን ከነወራርድ እዩ ዘለና፡፡
-
- Member+
- Posts: 5941
- Joined: 28 Feb 2013, 17:55
Pimping Virgin Girls Has Become a Legitimate Business in Mekele Tigray
Please wait, video is loading...
-
- Member+
- Posts: 9536
- Joined: 23 Jul 2015, 06:10
Re: Pimping Virgin Girls Has Become a Legitimate Business in Mekele Tigray
sesame wrote: ↑12 Sep 2020, 06:04Please wait, video is loading...ታይ ኢና ንሰምዕ ዘለና!
ዘሕዝን እዩ!
ኣብ ጠላዕ ፀሓይ ድንግልና ምሻጥን ምሽይያጥን "ስራሕ" ክገብር ዝደፈረ ነውራም ገበነኛ ሰብ/ትካል መፂኡና ዲኹም ትብሉ?
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን፣ ዘደንግፅ፣ ዘሕፍር እዩ!
ቕድሚ ኣርባዕተ ዓመት ሓደ ፍሩይ ብዓል ኹሉ-ነገር ብዓል ስልጣን መራኸብቲ ሓፋሽ እዛ ሃገር ዓዲሙ፣ ኣብ ቅድሚ ብዙሓት ሰባት ኣብ ኣደባባይ "ኣዋልድ ትግራይ ፅቡቓትን ጥዑማትን እየን'ሞ መቐለ ክወስደኩም'ሞ ዓለምኩም ከርእየኩም"(ቓል ብቓል ኣይኮነን) ኢሉ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ኣብ ጠላዕ ፀሓይ ንመሸጣ ከቕርበን ፈቲኑ፤ ንሕና ንኽልተ ሰለስተ መዓልቲ ጫውጫው ኢልና ኩሉ ነገር ረሲዕናዮ፤ ንሱ ኣሽንኳይዶ ብሕጊ ክሕተት፣ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ክውሰዶስ ብስልጣንን ብኻልእን ክውስኽ ኢና ዝረኣና፡፡
ሐዚ ድማ ናይዚ መቐፀልታ ዝኾነ መግለፂ ኽብሪ ደቂ-ኣነስትዮና ዝኾነ ድንግልና ኣብ ጠላዕ ፀሓይ ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ኣብ ዕዳጋ ቀዳማይ ወያነ (ሐ) ቁ·ገዛ 304 ቤት ፅሕፈት ዝኸፈተ ደፋር ርኢና፡፡
ብፍላይ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ፣ ኣብ ደቡብ ምብራቕ ኤስያ እውን ከምዝተርኣየ እዘን ብግርህና ናብዚ ውድድር ዝመፃ ደናግል ኣዋልድ ብኽልተ መንገዲ ግዳይ ጥቕዓት፣ ግዳይ ፆታዊ ዓመፅ፣ ግዳይ ፆታዊ መሸጣ ከምዝኾና እዩ ዝግለፅ፡፡
ሓደ፡ እቲ ድንግልና ብሰብ-ሞያ ሕክምና ዘይኮነስ ኣግባብ ብዘይኮነ መንገዲ ድንግልና ንምርግጋፅ ተባሂሉ ዝግበር ብዙሕ ፀያፍ ከምዘሎ ይስማዕ እዩ፤
ካልኣይ፡ ናይዘን ኣብዚ ውድድር ዝሳተፋ ደናግል ኣድራሻ፣ ስልኪ ቑፅሪ ብምሓዝ ምስ ሓደ ሓደ ብሓይሊ ገንዘብ ኩሉ ነገር ክገዘኡ ዝደልዩ ፅጋበኛታት፤ ምስ ሓደ ሓደ ድንግልና ደቂ ኣነስትዮ ምውሳድ ከም ስብእነት ዝሪኡ “ፆታዊ ጣዕዋታት” ብምዝርራብ ነተን ኣዋልድ “ብኽንድዚ ገንዘብ ድንግልናኺ ሽጢ” ዝብል ደፋፊእኻ፣ ብገንዘብ ኣተዓሻሺኻ ናብ ዘይኮነ ነገር ክኣትዋ ምድፍፋእን ካብኡ ኮሚሽን ምቕባል እዩ ዝመፅእ፡፡
ትማሊ እቲ ፍሩይ ብዓል ስልጣን ደቂ-ኣነስትዮና ንዕዳጋ እንተቕርበን ብግቡእ ብዘይምቅላስና ሐዚ ከም ትሪኡዎ ቤት ፅሕፈት ኸፊቶም ድንግልና ኣዋልድና ከነሻይጥ ዝብሉ ሰባት መፂኦም፤
እዚኣ ስቕ ኢልና እንተሓሊፍናያ ፅባሕ እንታይ ከምዝስዕብ ምግማት ኣይከኣልን፡፡
ፖሊስ በቲ ዝተጠቐሰ ኣድራሻ ኸይዱ ወይ ድማ ብስልኪ 0945063513 ነዚ ገባሪ ዘይንቡር ዝኾነ ሰብ/ትካል ናብ ናይ ሕጊ ተሓታትነት ከምፅኦ እላቦ፡፡
ይኾኖ! ይኾኖ! ኣብዚ ጉዳይ ዘየወራረድናዮ ክሳብ ሎሚ ፅላሎቱ ዘይገደፈና ናይ ትማሊ ሒሳብ እንተሎ እውን ከነወራርድ እዩ ዘለና፡፡
-
- Member+
- Posts: 6387
- Joined: 26 Mar 2015, 08:47
Re: Pimping Virgin Girls Has Become a Legitimate Business in Mekele Tigray
Please wait, video is loading...
-
- Member+
- Posts: 7994
- Joined: 29 Jan 2020, 21:44
-
- Member
- Posts: 3976
- Joined: 05 Nov 2019, 10:39
-
- Member
- Posts: 3890
- Joined: 25 Sep 2019, 02:42
-
- Member
- Posts: 2312
- Joined: 11 Jan 2020, 21:22
Re: Pimping Virgin Girls Has Become a Legitimate Business in Mekele Tigray
Mekelle residents are asking why the TPLF are not holding the Virgin-Girls-Contest in their birth place of Adwa.
And the response they got from Adwa natives Ayte Awash and Ayte Adwapoblican is,

"We are fuking your Mekelle virgin girls to teach Mekelle men how to become docile yes-men who accept Adwa's supremacy with eyes closed."
-
- Member+
- Posts: 8540
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: Pimping Virgin Girls Has Become a Legitimate Business in Mekele Tigray
ጭንቅላታቸው የደረቀ የዓድዋ ወያኔዎች ኪሳቸው ሲደርቅ የመቀሌ ልጃገረዶችን ለወሲብ ሽያጭ ኡንደሚያቀርቡ ታልሞ የተፈታ ነገር ነው።
-
- Member
- Posts: 2312
- Joined: 11 Jan 2020, 21:22
Re: Pimping Virgin Girls Has Become a Legitimate Business in Mekele Tigray
The same agame who were selling Amhara and Oromo children for 27 years, are now selling underage Tegaru girls into the booming sex trade in Tigray to generate revenue.They are evil to their core!
-
- Member+
- Posts: 8540
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45