-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ኡናታችን ትግራይ ስደተኞች ለማፍራት ብቻ ነው ኡንዴ የተፈጠረችው? ሙንድ ነው ቹጉራችን?
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ውይ ውይ ውይ ውይ ውይ ውይ ውይ
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ትግራዋይ ይገይሽ እምበይ የስደዲ እላበልና ዓርሳትና ዘታለልናሉ ግዝየ የብሽቐኒ።
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
''መራኸቢ ብዙሃን ዓድና ብዛዕባ ስደት ኤርትራውያን ይዛረባ እምበር ኣባና'ኳ ይገድድ''
መንእሰይ ኣባዲ ካልኣዩ፡ ኣብ ዝዓበየሉ ትግራይ ከተማ ሓይቂ መስሓል፣ እኒ እከለስያ ንስዑድያ ከይዶም ሓሊፍሎምስ ድሮ'ኳ ንስድረኦም ምሕጋዝ ጀሚሮም ዝብሉ ወረታት እናሰምዐ'ዩ ዓብዩ።
እቲ ብእዝኑ እናሰምዖ ዝዓበየ "እኒ እከለስያ ሓሊፉሎም" ዝብል ሓሳብ ናብ ኣእሙርኡ እናተመላለሰ ስለዝሃወኾ ንሱ'ውን ኣብ ዓዱ "ሓሊፍሉያ" ተባሂሉ ክውገዐሉ ትምህርቱ ኣብ 8ይ ክፍሊ ጠንጢኑ ናብ ስደት ኣምሪሑ።
ወዲ 18 ዓመት እንከሎ፡ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ስዑድያ ዝተበገሰ መንእሰይ ኣባዲ፣ ባሕርን በረኻታትትን የመን ኣቋሪጹ፡ ድሕሪ ክንደይ ገልታዕታዕን ሓሳረ መከራን ናብታ 'ሓሊፍሉ'ያ' ተባሂሉ ክውገዐሉ ዝተመነያ፡ ኣብ ኣእሙርኡ ዝሰኣላ 'ምድራዊት ገነት' ንስዑዲ ኣትዩ።
ይኹን እምበር ኣብ ስዑድያ ሓደ ዓመት ምስ ጸንሐ፡ ሓሳብ ልቡ እንከይሰመረሉ ተጠሪዙ ናብ ዓዱ ተመሊሱ። ተወሊዱ ኣብ ዝዓበየላ ከተማ ሓይቂ መስሓል፡ ተመሊሱ ዝረኸቦ ነገር ኩሉ 'ጸልሚትዎ'፣ ኣቐዲመን ብኽንደይ መከራ፡ በረኻታትን ባሕርን የመን ኣቋሪጸን፡ ስዑድያ ኣትየን ዝነበራ ለግለግ ኣእጋር ዳግማይ ናብ ስደት ኣምሪሐን።
'ሲኦላዊ' መዳጎኒ ስደተኛታት ሊብያ
ኣባዲ ካልኣዩ፡ ካብቶም ኣብ ባሕሪ፡ ሽሻይ ዓሳታት ኮይኖም ዝተረፉ እዝጊ ኣውጺኢዎ ብደሓነ ሰላም ተመሊሱ፡ መሬት ስዑዲ ረጊጹ።
ሕዚ ግን ኣይ ከምናይቀደሙን፣ ኣባዲ፡ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ተታሒዙ ንሰለስተ ዓመት ተኣሲሩ።
ዋላ ሓደ ዘናደየና ሰብ ኣይነበረን!
ኣብቲ ናይ ሰለስተ ዓመታት ማእሰርቱ፡ ምስኡ ዝተኣሰሩ ዜጋታት ካልእ ሃገራት፡ ኩነታቶም ብኤምባሲታቶም ክሕተትን ጉዳይ ፍርዶም ክትትል ክግበረሉን ይዝክር። ንሱን ኢትዮጵያውያን መሰልቱን ግን ደሃይ ዝገብረሎም ኣይረኸቡን።
'' እንተ ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ዝነበርና ኢትዮጵያውያን ግና ይትረፍ ጉዳይ ፍርድና ዝከታተል ኣካል ክህልወናስ፡ ተኣሲርና ምህላውና'ውን ዝፈልጠልና መንግስታዊ ኣካል ኣይነበረን'' ብምባል፡ ናይ ቤት ማእሰርቲ ጻኒሒቱ ከቢድ ከምዝነበረ የዘንቱ።
በዚ ምኽንያት ድማ፡ ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ሐሓሊፎም እንተውግዑ '' እምበር ዶ'ኸ ሃገርን መንግስትን ኣለና'ዩ'' ናብ ዝብል ድምዳመ በጺሖም ምንባሮም፡ ኣባዲ ካልኣዩ ንቢቢሲ ገሊጹ።
'ዋላ እኳ ንዓድና ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ገዲፍና ኣብ ዓዲማትና እንተተኣሰርና፡ መንግስቲ፡ ከም ዜጋታቱ ሕጋዊ ክትትል ክገብርልና ምተገበአ ነይሩ'ዝብል ኣቑዋም ኣለዎ።
ቢቢሲ፡ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ሓሳብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ንምፍላጥ ናብ ኣምባሳደር ኣሚን ዓብዱልቃድር ብተደጋጋሚ እንተደወለ'ኳ ክሰልጦ ኣይከኣለን።
ኣባዲ ኣብ ካልኣይ እግሩ፡ ሕዚ'ውን ''ሓሊፉሉ'ያ'' እትብል ሕልሙ ንክሰምረሉ ኣብ በረኻታት ስዑድያ ሕጋውን ዘይሕጋውን ስራሕቲ እናሰርሐ እዩ ብመንግስቲ ስዑድያ፡ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ንኽወጽኡ ሓዱሽ ኣዋጅ ዝኣወጀ።
ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ሙሉእ ብሙሉእ ካብታ ሃገር ንኽወጸኡ፡ እንተዘይኮይኑ ግና ሰፍ ዘይብል መቕጻዕቲ ከምዝጽበዮም ምስገልጸ መንግስቲ ብ10ታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን ተቐማጦ ስዑዲ ናብ ዓዶም ተመሊሶም።
"እቲ ብቴሌቭዥን ዝዝረብ ሓሶት'ዩ"
ተኽሊት ብርሃነ እውን ኣብ ለግለግ ዕድሚኡ፡ ክሓልፈሉ ኢሉ ብዘይሕጋዊ መንገዲ መሬት ስዑዲ ዝረገጸ መንእሰይ'ዩ።
ተኽሊት ከም ኣሽሓት መሳድድቲ ደቂ ዓዱ፣ ብሰንኪ እቲ ኣዋጅ መንግስቲ ስዑድ ዓረብን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብማዕኸናት ዜናኡ ኣቢሉ ዝሃቦ 'ተስፋ' ሰኒቑ ንመጓዓዝያ ነፋሪት 700 ሪያል ከፊሉ፡ ብሕጋዊ መንገዲ ቅድሚ 2 ኣዋርሕ መሬት ዓዱ ረጊጹ።
ኣብ ዓዱ ምስ ኣተወ፡ መንግስቲ ዝኣተወሎም ቃል መሰረት፣ ዕድል ስራሕ ክፍጠረሉ ተስፋ ገይሩ'ኳ እንተነበረ፡ ዋላ ሓደ ነገር ከምዘይተገበረ ዝገልጽ ተኽሊት '' እቲ ብቴሌቭዥን ዝዝረብ ኩሉ ሓሶት'ዩ'' ብምባል ኣብ መንግስቲ ዝነበሮ እምነት ከምዝተጸንቀቐ ሓቢሩ።
ኩነታት ዓዱ ተስፋ ስለዝሰኣነሉ ድማ፡ እቲ ቅድሚ ሕዚ ናብ ስዑዲ እንተሰግር ዝሓለፎ ስቓይን መከራን ንኽደግሞ ዳግማይ ናብ ስደት ኣቕኒዑ።
ተኽሊት፡ ብበረኻታት የመን ናብ ስዑዲ ንኽሰግር፡ ንደላሎ 13 ሽሕ ብር ምኽፋሉ ዝገልጽ ምዕባይ ሓው ፍስሃ ብርሃነ ብወገኑ፡ ብሰንኪ እቲ ኣዋጅ ናይ ስዑዲ ዓረብ ናብ ዓዶም ተመሊሶም ዝነበሩ 3 ኣሕዋቱ ዳግማይ ብዘይሕጋሚ መንገዲ ናብ ስዑዲ ይኣትዉ ከምዘለዉ ኣብሪሁ።
ተኽሊት ሓዉን ካልኦት ክልተ ኣሓቱን ናብ ስዑዲ ንምስጋር፡ ብማእኸላይ ክሳብ 50 ሽሕ ብር ተወሳኺ ወጻኢ ስለዝሓቶ "ኣብ ልዕሊ ድኽነተን ምራኽ ይሞተን" ኮይንዎ'ሎ።
መወዳእታ ዘይብሉ ስደት ኢትዮጵያውያን ኣብ ስዑዲ
ከም ኣገላልጻ ኣባዲ ካልኣዩን ፍስሃ ብርሃነን፣ እቶም ናብ ዓዶም ተመሊሶም ዝነበሩ፡ ዳርጋ ኩሎም ኢትዮጵውያን ተመሊሶም ናብ ስዑዲ ይኣትዉ ከምዘለዉን እኳ'ድኣስ ንኻልኦት ትሕቲ ዕድመ ህጻዉንቲ ደቂ 14 ዓመት ተማሊኦም ይምለሱ ምህላዎም እውን ገሊጾም።
በዚ ድማ ድሕነትን ሃለዋትን ተጋሩ ኣዝዩ የተሓሳስቦም ከምዘሎ ንቢቢሲ ሓቢሮም።
ብኣዋጅ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ናብ ዓዲ ቅድሚ ምምላሶም፡ ንተመለስቲ ስደተኛታት ደዊሎም ብመንግስቲ ዝተገበረሎም ደገፍን ሓገዝን ሓቲቶም ዝተዋህቦም ምላሽ 'ዋላ ሓንቲ' ስለዘይነበረ 'እንኳዕ እኳ ዘይተመለስና፡ ኣብዚ ብምጽናሕና ተጠቒምና' ይብሉ፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝቕመጡ ዘለዉ ፍስሃ ብርሃነን ኣባዲ ካልኣዩን።
ኣመሓዳሪ ወረዳ ኣጽቢ ወምበርታ ኣይተ ሃፍቶም ውረታ፡
ዳርጋ ኩሉ እቲ ካብ ስዑዲ ንዓዱ ኣትዩ ዝነበረ መንእሰይ እንደገና ናብ ስዑድያ ይምለስ ኣሎ ዝብል ሓበሬታ ሓቂ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ እቲ መንግስቲ ብተለቬዥን ዝተመጻብዓልና ስለዘይገበረ እዩ ዝብል ምኽንያት ግን ኣዕጋቢ ኣይኮነን፤ እኳ ደኣ፡ እቲ ንመናእሰይ ወዲብካ ናብ ስራሕ ንክኣትዉ ዝተገብረ ጻዕሪ፡ እቶም መናእሰይ፡ 'ኣብ ዓደይ ኣበርቲዐ እንተሸቂለ ክሓልፈለይ ይኽእል'ዩ' ዝብል ኣተሓሳስባ ስለዘይብሎም'ዩ እዩ ዘይተዓወተ ይብል።
ብስሩ'ውን ካብ ፈለማ፡ ተደፊኡ ስለዝመጽአ እምበር ኣብ ዓደይ ከይደ ሰሪሐ ክሓልፈለይ'ዩ ዝብል ኣተሓሳስባ ሒዙ ኣይመጸን፡ ዝብል መትከል ዘለዎ ኣይተ ሃፍቶም፣ ዓድኻ ዝመስልዎ የለን እሞ ሕዚ'ውን ናብ ዓዶም ኣትዮም ክሰርሑ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ።
ሓፈሻዊ ሪእይቶ መንግስቲ ትግራይ ንምንጽብራቕ ዝገበርናዮ ጻዕሪ ግን ኣይሰመረልናን።
"ናትና'ኳ ይገድድ"
ኣብ ጂዛን ዘናድዮም ዝሰኣኑን፡ ፍርዶም ዘይፈልጡን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ተጋሩ፡ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ጂዛን ስዑዲ ዓረብ ከምዘለዉ ዝገልጽ መንእሰይ ኣባዲ፣ ስደተኛታት በብመዓልቱ፡ ጭካነ ዝተመልኦ መግረፍትን ቅትለትን ይበጽሖም ኢሉ።
"ሕዚ ንባዕለይ ብስልኪ እንተወግዐካ ኣብ እንዳ ሓዘን'የ ዘለኹ። ሓደ 'ሽሙ ቢቢሲ ምእንቲ ስነልቦና ስድርኡ ኢሉ ዘይገለጾ' ትግራዋይ ወዲ ዓድና( ሓይቂ መስሓል) ፖሊስ ስዑድ ዓረብ ብስናይፐር ተኵሶም ቀቲሎሞ" ክብል ብመሪር ሓዘን ተዋሒጡ ብቴሌፎን ንቢቢሲ ሓቢሩ።
መናእሰይ ፎቖዶ በረኻታት የመንን ስዑድን ይጠፍኡ'ለዉ።
ኣባዲ፡ ስድራ መዋቲ ከምዝተረድኡን ኣስከሬኑ ናብ ዓዲ ንምስዳድ ኢትዮጵያውያን ዘበሉ ገንዘብ የዋጽኡ ከምዘለዉ'ውን ሓቢሩ።
መንእሰይ ኣባዲ ካልኣዩን ፍስሃ ብርሃነን ተስፋ ካብ ምስኣን ዝተበገሰ እምበር ጥዑም ስደት ዝበሃል የለን፡ መንእሰይ ትግራይ ኣብ በረኻታት የመንን ቤት ማእሰርቲ ስዑድያን ይሃልቅ'ሎ ኢሎም።
ቅልጡፍ መፍትሒ የድልና ኣሎ ዝብል መንእሰይ ኣባዲ፣ ''ማዕኸናት ዜና ሃገርና ብዛዕባ ስደት ኤርትራውያን ክዛረባ ይውዕላ እምበር ናትና ይገድድ'' ብምባል እቲ ዘየቋርጽ ጉዕዞ ስደት ተጋሩ ናብ ስዑዲ ገሊጹዎ።
ካብ ትግራይ፡ ዜጋታተን ብዘይሕጋዊ መንገዲ፡ ናብ ስዑድ ዓረብ ዝስደዱለን ዞባታት ምብራቕን ሰሜን ምዕራብን ክኾና እንከለዋ ወረዳታት ኣጽቢ ወንበርታ፣ሳዕስዕ ጻዕዳ እምባን ኣስገደ ጽምብላን እተን ቀንዲ'የን።
ተጋሩ የሕዋተይ ይሞቱ፣ ወያነ ደቂ ዓድዋ የዳኽሩ

- Member
- Posts: 5
- Joined: 30 Jan 2020, 15:18
-
- Member+
- Posts: 7993
- Joined: 29 Jan 2020, 21:44
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ሙርጫ ላይ ሆና ኡኛን ረስታናሎች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
-
- Member
- Posts: 2312
- Joined: 11 Jan 2020, 21:22
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
የኡናቴ ትግራይ ልጆች በየተሰደዱበት አገር ኡንደ አውሬ ኡየታደኑ ለእስር ይዳረጋሉ። ሙንድን ነው ቹግራችን?
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
የዓድዋ ወያኔ መሪዎች የትግራይ ህዝብን ለማጥፋት ታጥቀው ተነስተዋል። ብዙ የትግራይ ወጣቶች አጥትናል፣ ለወደፊቱም እናጣ ይሆናል፣ ነገር ግን አይሳካላቸውም!!
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ! ይስደድ ዶ ትግራዋይ!
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ህፃናት ተጋሩ ክስደዱ ምርኣየይ የግሪሙለይ
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ዋይ ዋይ ዋይ! ኡናቴ ትግራይ ባዶዋን ቀረች!
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ውይ ውይ ውይ ውይ ውይ ውይ ውይ!
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
የዓድዋ ወያኔ አፓርታይድ አገዛዝን በመቃወም ዎደ የመን የተሰደዱ የትግራይ ስደተኞች። "They voted with their feet!" ይላሉ ፈረንጆች የተጋሩ ስደትን ሲያዩ።
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
Tegaru refugees quarantined in Yemen.
Quarantine without social distancing and face masks is a recipe for Corona outbreak!
Tigray migrants in the Yemeni capital, Sana, being forced to quarantine by security forces in April over fears that they could spread the coronavirus.Credit...Mohammed Hamoud/Getty Images
Quarantine without social distancing and face masks is a recipe for Corona outbreak!
Tigray migrants in the Yemeni capital, Sana, being forced to quarantine by security forces in April over fears that they could spread the coronavirus.Credit...Mohammed Hamoud/Getty Images
-
- Member
- Posts: 2312
- Joined: 11 Jan 2020, 21:22
-
- Member+
- Posts: 8538
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ❖❖❖ ኡናታችን ትግራይ ክፉኛ ታማለች ❖❖❖ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
ያበጠው ይፈንዳ!! ሴራው ሸፍጡ ተጋለጠ!!
When PM Abiy Ahmed shut down the 5 UNHCR-run homeless camps in Tigray, the TPLF lost big revenue, and the tens of thousands of homeless Tegaru men and women who registered as "Eritrean refugees" in order to live at the Shimelba Homeless Camp, were forced to flee to Yemen in search for shelter, food and work. ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ!!

አምየን አምየን አምየን አምየን