Please wait, video is loading...
-
- Member
- Posts: 943
- Joined: 21 Aug 2013, 11:51
Re: ግጥሚ "መንዩ ንሱ" - እዋናዊት ደርፊ ብዓንዲት ዑቅባይ
Dear Eripoblikan: ኣስተውዕል፡ ናይ "መን'ዩ እሱ፧" ዝብህል ሕቶ መልሲ: ተጋዳላይ "እንቋዕ ተጋደለ" ዝብህል ደርፊ እዩ: ብዓንዲት ዕቝባይ
-
- Senior Member+
- Posts: 33279
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Re: ግጥሚ "መንዩ ንሱ" - እዋናዊት ደርፊ ብዓንዲት ዑቅባይ
. Respect 2 our Eritrean hero, BROTHER ANDIT ANBESSA NAY ERITREA. THANK U ANDIT WEDI EREY JIGNA!!
-
- Member
- Posts: 1364
- Joined: 11 Aug 2018, 07:41
Re: ግጥሚ "መንዩ ንሱ" - እዋናዊት ደርፊ ብዓንዲት ዑቅባይ
Eripoblikan:
The song is striking the nerves of the Dictator B!tches.
ወዲ መድህን በራድ : ሓሳድ : ገበል : በላዒ ንጹሃትን ውፍያትን ኤርትራውያን ::
It is precisely because of his hidden agenda that Eritrea is in this kind quagmire.
Who is he ? Who is this Dictator? What was his Agenda ?
#መን_ዩ_ንሱ
#ወረ_መን_ዩ_ንሱ
ኣታ መን'ዩ ንሱ ጀጋኑ ዊሒጡ ዘኸምስዕ
ወረ መን'ዩ ንሱ ታሪኸይ ሓይኹ ዘጉስዕ
ንደመር ዝብለኒ ምጉዳለይ ከረስዕ
ህዝበይ በታቲኑ ምስ ጋኖት ዝስዕስዕ
#መን_ዩ_ንሱ
#ወረ_መን_ዩ_ንሱ
ጸጸር ከማልሱ ከይዶም ዘይተመልሱ
ንቡር ዘይረኸቡ ሓመድ ዘይለበሱ
ኣሻብ ረሲዕዎ ደሞም ብርሕሱ
ኣይከሰርኩን ዝብል ወረ መን'ዩ ንሱ
እቲ ዘሕደሮ ገበላ ህድሞና
ረሲዕዎ እምበር ኣየ ነግር ጋና(2)
ሂወት ኣሽሓት ጌርዎ ስልጣን መናውሒ
ዎሎደይ ሃጋፍ ፈጢሩ ዕድመ ክልተ በጽሒ
ኤርትራዉነትና ጌሩ መመክሒ
ንደመር ዝብለንስ ገለ ለዎ #ሽርሒ
እቲ ዘሕደሮ ገበላ ህድሞና
ረሲዕዎ እምበር ኮይኑ ነገር ጋና(2)
ጋሳና መሲሉ ወፊሩ ዩ ኣሌዳ
ጅግና ተመሲሉ ወሪዱ ንሜዳ
ለካ ዘይንፈልጦ ኔርዎ ዩ ኣጀንዳ
ብጸቱ ክጠልም ልክዕ ከም ዩሁዳ ::
-
- Member
- Posts: 3206
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: ግጥሚ "መንዩ ንሱ" - እዋናዊት ደርፊ ብዓንዲት ዑቅባይ
Sure the regime and its apologists are in panic mode for they have been naked for all the world to see.
Sabur wrote: ↑21 Jun 2020, 11:47
Eripoblikan:
The song is striking the nerves of the Dictator B!tches.
ወዲ መድህን በራድ : ሓሳድ : ገበል : በላዒ ንጹሃትን ውፍያትን ኤርትራውያን ::
It is precisely because of his hidden agenda that Eritrea is in this kind quagmire.
Who is he ? Who is this Dictator? What was his Agenda ?
#መን_ዩ_ንሱ
#ወረ_መን_ዩ_ንሱ
ኣታ መን'ዩ ንሱ ጀጋኑ ዊሒጡ ዘኸምስዕ
ወረ መን'ዩ ንሱ ታሪኸይ ሓይኹ ዘጉስዕ
ንደመር ዝብለኒ ምጉዳለይ ከረስዕ
ህዝበይ በታቲኑ ምስ ጋኖት ዝስዕስዕ
#መን_ዩ_ንሱ
#ወረ_መን_ዩ_ንሱ
ጸጸር ከማልሱ ከይዶም ዘይተመልሱ
ንቡር ዘይረኸቡ ሓመድ ዘይለበሱ
ኣሻብ ረሲዕዎ ደሞም ብርሕሱ
ኣይከሰርኩን ዝብል ወረ መን'ዩ ንሱ
እቲ ዘሕደሮ ገበላ ህድሞና
ረሲዕዎ እምበር ኣየ ነግር ጋና(2)
ሂወት ኣሽሓት ጌርዎ ስልጣን መናውሒ
ዎሎደይ ሃጋፍ ፈጢሩ ዕድመ ክልተ በጽሒ
ኤርትራዉነትና ጌሩ መመክሒ
ንደመር ዝብለንስ ገለ ለዎ #ሽርሒ
እቲ ዘሕደሮ ገበላ ህድሞና
ረሲዕዎ እምበር ኮይኑ ነገር ጋና(2)
ጋሳና መሲሉ ወፊሩ ዩ ኣሌዳ
ጅግና ተመሲሉ ወሪዱ ንሜዳ
ለካ ዘይንፈልጦ ኔርዎ ዩ ኣጀንዳ
ብጸቱ ክጠልም ልክዕ ከም ዩሁዳ ::
-
- Member
- Posts: 2312
- Joined: 11 Jan 2020, 21:22
Re: ግጥሚ "መንዩ ንሱ" - እዋናዊት ደርፊ ብዓንዲት ዑቅባይ
ስንተዋወቅ ባንተናነቅ ምንአለ?