Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum


Digital Weyane
Member+
Posts: 8407
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: እነህለ በሉ ትሸዓተ ጊዜ ሞይቱ ዝነበረ ዝተንስእ ኮቪድ91 ካብ ኣርማዲዮ ኣውጺኦም ኣብ ሰድያ ኮፍ ዘበልዎ ሬሳ መሲሉ መጺእኩም ኣሎ።

Post by Digital Weyane » 25 May 2020, 23:07

$20 ሚልዮን ዶላር ቁማር ኢሉና፣ ልብድሕሪ ሕዚ ሕልሚ ልባሃል እንከይንሓልም ሓንጎልና ፈንቂሉ ፈናቒሉ አው ፈቐዶ ማሕበራዊ ሜድያታት፣ አብዙይ መረጃ ከይቀረየ፣ ገልታዕታዕ ክንብል ገይሩና። እዙይስ ሰብ የኾነይ። መንፈስ ኡዩ መንፈስ፣ ዘይታሓዝ ዘይድህሰስ መንፈስ። ሀሙ ስለልኾነ ዶኾነይ ቁምጣ ወያነና ብክሳድና ልዓቐብ ወጢጡ አሃይ ላለየ እላበለ ለዊሱና። ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ!! :cry: :cry: :cry: :cry:
Last edited by Digital Weyane on 25 May 2020, 23:08, edited 1 time in total.




Justice Seeker
Member
Posts: 3525
Joined: 09 Jul 2017, 23:35

Re: እነህለ በሉ ትሸዓተ ጊዜ ሞይቱ ዝነበረ ዝተንስእ ኮቪድ91 ካብ ኣርማዲዮ ኣውጺኦም ኣብ ሰድያ ኮፍ ዘበልዎ ሬሳ መሲሉ መጺእኩም ኣሎ።

Post by Justice Seeker » 25 May 2020, 23:59

ወረ ጌና ማስካ ህዝቢ ኣይ ሰድድን እዩ ጌና ክንቲት ክትቅየር ኢኻ :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen:


Justice Seeker wrote:
25 May 2020, 22:46



Post Reply