quote=Fiyameta post_id=1060779 time=1589954094 user_id=48426]
አጋሜው tarik ባጭሩ እንዲህ ነው የሚለው.....።
"ባለፉት 27 አመታት ኤርትራውያንን ከምድረ ገጽ በማጥፋት የዓባይ ትግራይ ሪፑብሊክ ህልማችንን እውን ለማድረግ ያደረግናቸው ሰፋፊ ወታደራዊና ፕሮፓጋንዳዊ ዘመቻዎች ስላልተሳኩልን፣ እንዲሁም ባሁኑ ጊዜ ከኢትዮጵያ ተባርረን በመቀሌ መሽገን ስለምንገኝ፣ ከገባንበት የህልውና አደጋ ማለትም ኢትዮጵያውያን ሆነን መቀጠልና አለመቀጠል፣ ወያኔ ሆነን መኖርና አለመኖር ማንነታዊ አጣብቂኝ ውስጥ ስለገባን፣ ከገባንበት የችግር አዙሪት የምንወጣው ኤርትራውያንና ተጋሩ በጋራ ቆመን አንድ አገር፡ ማለትም ዓባይ ትግራይ ሪፑብሊክን ስንመሰርት ብቻ ነው።"
[/quote]
ሕጂ ድዩ ምስ ጸበበካ የሕዋት ኢና ምባል። ኪድ ድኣ ብዓጋመ ዝታለል የለን። ወያነ ኣብ ጉድጓድ ከይተቐብረ ድቃስ የብልናን።
ንምዃኑ እቲ ሕብሪ ዓይንኹም ኣይተበራሃናን ኢልኩም ገንዘብን ንብረትን ኤርትራውያን ዘሪፍኩም ከተባርርዎም ከለኹም ኣበይ ኔርካ?
መቓብር ሓርበኛታትና ፍሒሮም ክድርብይዎ ከለዉ ኣበይ ኔርካ?
ኣዋልድና ኣሮግቶት ከይተረፋ ክዕምጽወን ከለዉ ኣበይ ኔርካ?
ን ኤርትራ ብዓለም እገዳ ንኽግበረላ ብሓሶት ከሲስኩም እገዳ ክግበራ ከሎ ኣበይ ኔርካ?
ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ንኽትሰምዖ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ክፍጸም ከሎ ኣበይ ኔርካ?
ብሓጺሩ ዓጋመ ን ህዝቢ ኤርትራ ንምጥፋእ ዘፈተንዎን ዘይኣለምዎን ርኹስ ተግባር እዚ እዩ ኢልካ ዝውዳእ ኣይኮነን።
ስለዚ ዓጋመ ዝበልኩም እንተበልኩም ብኣኹም ዝታለል ኤርትራዊ ከምዘየለ በዚ ኣጋጣሚ ከረጋግጸልካ ይፈት።