Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

sebdoyeley
Member+
Posts: 5507
Joined: 14 Feb 2020, 04:27

Re: wow gudelaAmharu are celebrating believing their own news about disappearance of ho'mo attorney general Birhanu Ze-

Post by sebdoyeley » 26 Mar 2020, 06:28

Abdelaziz wrote:
26 Mar 2020, 06:03
app-facebook
Mahari Yohans
4 hours ago
"ካብ ትግራይ ናይ ደም መርኣያ ናብ ሽዋ ተወሲዱ ተምርሚሩ መልሲ ክመጸና ንጽበ ኣለና" 😡

ካብ ከምዚ ዝብል ዘረባ ንላዕሊ ዓጽሚ ተጋሩ ዝሰብር ክፋእ ክህሉ ኣይኽእልን። ከምዚ ዝበለ ውርደት ክገጥመና ዝኸኣለ ግን ልዕሊ ኹሉ ብምኽንያት ባዕልና ከም ተጋሩ ንዝሓለፉ 27 ዓማታት ኣብ ዘይሓርነታዊ ኣተሓሳስባ ጥሕልና ዝኸድናዮ መገዲ ጥፍኣት እዩ። ተሰሊብና። ሰልበት።

ከም ካልኣይ ዝቑጸር እቲ ይመርሕ ነይረ ዝብል ኣካል ዘይህዝባዊ፣ ዓቀይታ፣ ሰራቒ፣ ኣብ ጥራሕ መዓኮሩ ክርአ ዝገዓር ረሃጽ ህዝቢ መጢጡ ዝሃጠረ ሓዱሽ ገዛኢ ደርቢ ምኻኑ እዩ።

ደሓን ግን ሕዚ ኣብ ምክልኻል ኮሮና ነድህብ። ንኹሉ መዓልቲ ኣለዎ :lol: :lol: :lol: :lol: my dear wife looted money was not us for the people demand

sebdoyeley
Member+
Posts: 5507
Joined: 14 Feb 2020, 04:27

Re: wow gudelaAmharu are celebrating believing their own news about disappearance of ho'mo attorney general Birhanu Ze-

Post by sebdoyeley » 26 Mar 2020, 06:29

sebdoyeley wrote:
26 Mar 2020, 06:28
Abdelaziz wrote:
26 Mar 2020, 06:03
app-facebook
Mahari Yohans
4 hours ago
"ካብ ትግራይ ናይ ደም መርኣያ ናብ ሽዋ ተወሲዱ ተምርሚሩ መልሲ ክመጸና ንጽበ ኣለና" 😡

ካብ ከምዚ ዝብል ዘረባ ንላዕሊ ዓጽሚ ተጋሩ ዝሰብር ክፋእ ክህሉ ኣይኽእልን። ከምዚ ዝበለ ውርደት ክገጥመና ዝኸኣለ ግን ልዕሊ ኹሉ ብምኽንያት ባዕልና ከም ተጋሩ ንዝሓለፉ 27 ዓማታት ኣብ ዘይሓርነታዊ ኣተሓሳስባ ጥሕልና ዝኸድናዮ መገዲ ጥፍኣት እዩ። ተሰሊብና። ሰልበት።

ከም ካልኣይ ዝቑጸር እቲ ይመርሕ ነይረ ዝብል ኣካል ዘይህዝባዊ፣ ዓቀይታ፣ ሰራቒ፣ ኣብ ጥራሕ መዓኮሩ ክርአ ዝገዓር ረሃጽ ህዝቢ መጢጡ ዝሃጠረ ሓዱሽ ገዛኢ ደርቢ ምኻኑ እዩ።

ደሓን ግን ሕዚ ኣብ ምክልኻል ኮሮና ነድህብ። ንኹሉ መዓልቲ ኣለዎ :lol: :lol: :lol: :lol: my dear wife looted money was not used for the people demand

Post Reply