Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

የመቀሌው ጉድ!

Post by Zmeselo » 24 Jan 2020, 04:50


molover
Member
Posts: 2327
Joined: 26 Apr 2013, 05:16

Re: የመቀሌው ጉድ!

Post by molover » 24 Jan 2020, 05:46

Zmeselo wrote:
24 Jan 2020, 04:50
Hahahaha (kkkkkkkkkkkkkkkk Oh man Laughter is Good for heart attack.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: የመቀሌው ጉድ!

Post by Zmeselo » 24 Jan 2020, 05:58



(VOA) — እቲ ዝተገብረ ምውራድ ስልጣን፡ ምስ ካልእ ዝኾነ ይኹን ምትሕሓዝ የብሉን ዝበለ ብልጽግና ፓርቲ፡ ካብ ክልል ትግራይ ዝኾኑ ስራሕ ብግቡእ ክፍጽሙ ዝኽእሉ ሰበ-ስልጣን ተኪኦም ክሰርሑ`ዮም ኢሉ።

ወሃቢ-ቓል ብልጽግና ፓርቲ ኣቶ ኣወሉ ኣብዲ፡ እቲ ምኽንያት ምውራድ ስልጣን ድኽመት ኣፈጻጽማ ስራሕ`ዩ ይብል።
ሓላፍነት መንግስቲ ዝብሃል፡ ነቲ ዘሎ መስመርን ራእን ተልእኮን ብግቡእ ዝፍጽም`ዩ
ስለዚ ብመንግፍስቲ ዝተዋህቦም ሓላፍነት ብግቡእ ኣብ ክንዲ ምፍጻም ነገራት ብምጉታትን ኣገልግሎት ህዝቢ ብግቡእ ዘይምሃብን፡ ብፍላይ ድማ እዞም ለንቅነ ካብ ስልጣን ዝተወገዱ ሰበ-ስልጣን ናይ ኣፈጻጽማ ድኽመት ዝተራእዮም`ዮም ንቐጻሊ`ውን መንግስቲ ኣብ ዝኾነ እዋን ተኸታቲሉ ዘፈጽሞ ተግባር`ዩ ዝኸውን ኢሉ ወሃቢ ቃል ብልጽግና ፓርቲ።
ኣባላት ሕወሓት ስለዝኾኑ ዘይኮነስ፡ ወይ ትግራዎት ስለዝኾኑ ዘይኮነስ ኣብ ኣፈጻጽማ ስራሕ ብዘርኣይዎ ድኽመት`ዩ። ኮነ ኢሎም ጸገማት ብምፍጣር ዝገብርዎ ነገር ስለዝነበረ፡ ብእኡ ምኽንያት`ዩ እቲ ምቅይያር ስልጣን ተገይሩ
ለንቅነ መጠነኛ ናይ ስልጣን ለውጢ ዝግበረ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ምንስተር ንግድን ኢንዱስትሪን፡ ምኽትል ኣደ-መንበር ሕወሓትን ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገብረዝግኣብሔር (ሞንጀርኖ) ብኻልእ ተሿሚ ተኪእዋ`ሎ። ካልእ ድማ ምኽትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዝነበረ ኣቶ ሰለሞን ኪዳነ ካብ ስልጣኑ ወሪዱ`ሎ።

https://av.voanews.com/clips/VTG/2020/0 ... a3_16k.mp3

_______
__________________



(VOA) — ብሚሊዮን ዝቑፀር ህዝቢ ኣብዝተኻፈለሉ በዓል ጥምቀት ጎንደር መጥቓዕቲ ግብረሽበራ ክፍፅሙ ዝፈተኑ ብህውሓት ዝተልኣኹ ውልቀ ሰባት እዮም ክብል ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።

ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ እቲ ክልል ኮማንደር ጌታቸው ብርሌ መንነት እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ቀረባ ክግለፅ ምዃኑ’ውን ገሊጹ ኣሎ።

https://av.voanews.com/clips/VTG/2020/0 ... 17_16k.mp3

Maxi
Member+
Posts: 5951
Joined: 06 Mar 2014, 04:33

Re: የመቀሌው ጉድ!

Post by Maxi » 24 Jan 2020, 05:59

:P :P :P


Post Reply