Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum


tarik
Senior Member+
Posts: 33363
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: Photos Of:Pia Met Z Russian General & His Crew In Massawa 2Day!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 02 Apr 2024, 11:32




Nakfa Press
🇪🇷 🇷🇺 🚢⚓️ ኣንበሳ ናቅፋ a.k.a(ሓባ-ዓጽሙ) ኣብ መርከብ Marshal Shaposhinkov ዓቢ እምባ ኮይኑ ተገተረ
ቅድሚ 50 ዓመት ተጋዳላይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ " ንሕና ! ንሕና ኢና : ናይ ማንም ኢደ-በይዛ ድማ ኣይንኸውንንኢና " ክብል ከሎ ጸላእቲ ድማ ብትዕቢትን ጃህራን " ኣበይ ክበጽሑ'ዮም ክንድዚ... "ክብሉና እንከለው : ከም ገመል ኣደልዲሉ ዝረገጸ : ዓቕልን ጽንዓትን ዝወነነ : ዓንዲ ማእከል ሃገር : ዓንዲ ማእከል ህዝቢ ኮይኑ ብዘገምታ ክምርሽ : ጸኒዑ ከጽንዕ : ሰሪሑ ከስርሕ : ኣብቲ ጸልማት ቄንዴል ኮይኑ መሪሑ ዘሳገረ : ኣብ ገዛእ ርእሱ ኣሚኑ : ምጽወታን ልማኖን ወጊድ ዝበለ ኣርሒቑ ዝጥምት ንጉስ ሓቅን ርትዕን ...እንሆ ሕጂ !!
ንእሳቶም ብእሳት ና'ሃሞኸ
ንጉርሖም ንሽርሖም ...
.....ብልቦና ና'ምከኸ
ከይተጻዕደ : ከይተደናገረ
ዓቢ እምባ ኮይኑ ተገተረ !! ።
ናቕፋ ፕረስ



JudgementDay1234
Member
Posts: 2994
Joined: 10 Mar 2016, 11:47

Re: Photos Of:Pia Met Z Russian General & His Crew In Massawa 2Day!!! WEEY GUUD !!!

Post by JudgementDay1234 » 02 Apr 2024, 14:45

tarik wrote:
02 Apr 2024, 10:27



Tarik, brother that's great news thanks.

tarik
Senior Member+
Posts: 33363
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: Photos Of:Pia Met Z Russian General & His Crew In Massawa 2Day!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 02 Apr 2024, 15:56



Nakfa Press
🇪🇷 🇷🇺 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮውሃንስ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኤርትራ፡ ብዝተገብረሉ ዕድመ መሰረት ከም መቀጸልታ ናይዚ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ሩስያን እናሓየለ ክመጽእ ዝጸንሐ ወተሃደራዊ፡ ልምዓታውን ዲፕሎማስያውን ዝምድናታት ኣብ ፈደረሽን ሩስያ ዑደት ከካይድ ምዃኑ ተፈሊጡ።
ኣብቲ ኣብዚ ቀረባ መጻኢ ዝካየድ ዑደት ጀነራል ፍሊጶስ ምስ ሚኒስተር ምክልኻል ሩስያ ጀነራል ሰርጀይ ሾጊ ኣብ ከተማ ሞስኮ ተራኺቡ ከም ዝዝቲ እቲ ሓበሬታ ኣብሪሁ።
ናቕፋ ፕረስ
Russia's chief of staff General Shogi sent an invitation to my Eritrea's chief of staff General Philipos to visit Moscow.



tarik
Senior Member+
Posts: 33363
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: Photos Of:Pia Met Z Russian General & His Crew In Massawa 2Day!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 03 Apr 2024, 09:13

Please wait, video is loading...


Right
Member
Posts: 2869
Joined: 09 Jan 2022, 13:05

Re: Photos Of:Pia Met Z Russian General & His Crew In Massawa 2Day!!! WEEY GUUD !!!

Post by Right » 03 Apr 2024, 11:47

It is like a gambling habit, throwing good money after bad money.

Be careful for what you are wishing for.

The US created Eritrea out of thin air because of a geopolitical rivalry with the Soviets during the Cold War. And they can cancel Eritrea out in the blink of an eye.

Like it or not, your survival depends on how you manage your relationships with Ethiopia. But your existence doesn’t not depend on Egypt, Russia etc.


tarik
Senior Member+
Posts: 33363
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: Photos Of:Pia Met Z Russian General & His Crew In Massawa 2Day!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 03 Apr 2024, 14:19





Nakfa Press
"ኤርትራ ኣብ ቀይሕ-ባሕርን ቀርኒ ኣፍሪቃን ሓያል ጽልዋ ዘለዋ ደሴት ሰላም'ያ" ሩስያዊ ኣድሚራል
"ኤርትራ ኣብ መጻብቦ ባብኤል መንደብ ብዘለዋ ልዑል ስትራተጅያዊ ኣቀማምጣኣ፡ ብውሽጣዊ ሰላማን ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕርን ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዘለዋ ዓብላሊ ጽልዋ ምስታ ሃገር ኣብ ሽርክነት ዝተሰረተ ኩሉንትናዊ ዝምድናታት ክገብሩ ከም ዝተደረኹ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያ ቫይስ ኣድሚራል ቭላድሚር ካሳቶኖቭ ኣድናቖቱ ገሊጹ።
ንሱ ምስ ማዕከናት ዜና ሃገሩ ታስ ካብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መሕትት፡ "ኤርትራ ኣብ ኣፍሪቃ ደሴት ሰላም ክትከውን ዝኸኣለትን ኣብ ዞባ ቀይሕባሕሪ'ውን ክሊ ባሕራ ብብቕዓት ናይ ምሕላው ደረጃኣ ዘዕበየትን ቁልፊ ሃገር"ያ ክብል ድማ ገሊጹ።
ሩስያ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንሓይሊ ባሕሪ ከኣ ብኣውራኡ ብወታሃደራዊ ዕጥቅን ስልጠናን ዘመናውነት ኣብ ምልባሱን ኣብ ምምዕባሉን ኣበርቲዓ ከም እትሰርሕን ብምጥቃስ፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ንኽልቲኣተን ሃገራት ዘገድሱ ሰፋሕቲ ፕሮጀክትታት ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክህነጹ ምዃኖም ድማ ኣድሚራል ካሳቶኖቭ ኣተንቢሁ።
ናቅፋ ፕረስ
========================================================================================================================



Nakfa press
ዜና-ልምዓት
🔴 🟡 Mining 🇪🇷 ኩባንያ ዕደና ኣስመራ ምህርቲ ምሕፋስ ጀሚሩ
ኩባንያ ዕደና ኣስመራ ምህርቱ ክሓፍስ ጀሚሩስ ድሮ እቲ ካብ ከርሲ ድባርዋን ከባቢኣን ዝወጽእ ወርቅን ካልእ ማዕድንን ኣብ ዕዳጋ ዓለም ክቐርብ ጀሚሩ ምህላዉ ድማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረጋግጽ፡፡ እዚ ድማ ምስቲ ናይ ብሻን ዛራን ዕደናታት ተደሚሩ ኣብ ምብርባር ቁጠባ ሃገር ልዑል እጃም ክህልዎ ትጽቢት ይግበር።
2024 መንኮርኮር ዕቤትና እንቕይረላ፡ ኩሉንትናዊ ቁጠባዊ፡ ትሕተ ቅርጻውን ማሕበራውን ንጥፈትና ብዝለዓለ ናህሪ እነሰጉመላን ዓመት ምዃና እዚ ድሮ ብግብሪ ክሳለጥ ጀሚሩ ዘሎ ንጥፈታት መርኣያ እዩ።
=======================================================================================================================

🔴 🟡 🚴 🇪🇷 ናቱ ኣብ ባስኩ ካንትሪ ምስ ስሙያት ቮለቺስታታት ተደራጊሙ ምስ ቀዳሞት 15 ወዲኡ
ኣቀድም ኣቢሉ ዝተዛዘመ ውድድር 3ይ መድረኽ ዙር ኢትዙሊይ ባስኩ ካንትሪ ኤርትራዊ ፕሮፈሽናል ተቀዳዳማይ ጋንታ ሊድል ትሬክ ናትናኤል ተስፋጼን መበል14 ደረጃ ሒዙ ምስ ቀዳሚት 15 ብሉጻት ተቀዳደምቲ ውድድሩ ዛዚሙ።
ብራቮ ናቱ
ናቕፋ ፕረስ

tarik
Senior Member+
Posts: 33363
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: Photos Of:Pia Met Z Russian General & His Crew In Massawa 2Day!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 04 Apr 2024, 11:36


Nakfa Press
🇪🇷 🇷🇺 ሞስኮ፡ ቀዳማይ ጸሓፊ ኤምባሲ ኤርትራ ኣቶ ሚካኤል ሓጎስ ምስ ሰበ-ስልጣን ሩስያ ተመያዪጡ

ቀዳማይ ጸሓፊ ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ፈደረሽን ሩስያ ኣቶ ሚካኤል ሓጎስ ሎሚ ምስ ኣቦ መንበር ኣወሃሃዲት ኮሚቴ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝ ሃገራት ኣፍሪቃ (AFROCOM) ሚስተር ኢጎር ሞሮዞብ ኣብ ከተማ ሞስኮ ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ ተፈሊጡ።

ክልቲኣቶም ወገናት ብዛዕባ'ቲ መንግስታት ኤርትራን ሩስያን ኣብ መዳይ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝ ብዛዕባ በጺሐምዎ ዘለዉ ደረጃ ሓሳብ ንሓሳብ ተለዋዊጦም።

ናቕፋ
========================================================================================================================







🇪🇷 ፖሊሲ ርእሰ-ምርኮሳ ኤርትራ ዘረጋግጽ ትካል ዕረያ ጃላቡ ኣብ ሓሌብ
ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ርእሰ ምርኮሳ ዝኣምን እዩ። እታ ዘላቶ ቁራስ ብሃፈ-ጻማኡ ዝምእርር ሕብረሰብ ከኣ እዩ ክኹስኩስ ዝጽዕር። ጸላኢና "ሃቡኒ" ይበል። "ሃቡኒ ህበይ ይገብር" እኳ ዝተባህለ።
ብመሰረት'ዚ ኩሉ ኣብ ኤርትራ ዝህነጽ ቁጠባውን ማሕበራውን ትካላት ብውሽጣዊ ዓቕሚ ከምዝፈሪ እዩ ክግበር ጸኒሑ። ኣብ ደሴት ሓሌብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ቅድሚ ርብዒ ዘመን ዝተተኽለ ትካል ዕረያ ጀላቡ'ውን ሓደ ካብኡ እዩ። ብውልቅን ብመንግስትን ዝውነና ዘመናውያንን ያታውያንን፡ ዓበይትን ንኣሽቱን ጃላቡ ከኣ ኣብቲ ቦታ ይጽገናን ምምሕያሽ ይግበረለንን።

ናቕፋ ፕረስ

tarik
Senior Member+
Posts: 33363
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: Photos Of:Pia Met Z Russian General & His Crew In Massawa 2Day!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 04 Apr 2024, 17:05


🇪🇷 🇷🇺 ጉጅለ ባህሊ ሩስያ ድሙቕ ሙዚቃዊ ኮንሰርት ንህዝቢ ኣቅሪባ
ጉጅለ ባህሊ ሩስያ ባንድ ፣ ሎሚ ኣብ ቺነማ ሮማ ሙዚቃዊ ድራማ ንዑዱማት ኣቅሪባ።ኣብ'ቲ ስነ-ስርዓት ምርኢት ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳድር ዘመደ ተኽለ፡ ከምኡ’ውን ኣምባሳደር ፈደረሽን ሩስያ ኣብ ኤርትራ ሚስተር ኢጎር ሞዝጎ ካልኦት ዑዱማትን ተረኪቦም ነይሮም።
ጉጅለ ባህሊ ሩስያ ከም መርኣያ ናይዚ ዝጠቐስናዮ ሕውነታዊ ምውቕ ዝምድና ሎሚ ኣስመራ ምእታዋ ይፍለጥ።
ስእልን-ሓበሬታን ፣ ልዋም መዓሾLuwam Measho
ናቅፋ ፕረስ

Somaliman
Member+
Posts: 5035
Joined: 09 Nov 2007, 20:12
Location: Heaven

Re: Photos Of:Pia Met Z Russian General & His Crew In Massawa 2Day!!! WEEY GUUD !!!

Post by Somaliman » 04 Apr 2024, 17:38

tarik wrote:
02 Apr 2024, 14:00







Since France has cancelled its brainstormed military cooperation with Ethiopia, the usual clown monkey has been approaching Russia, in vain.

Training marine engineers and naval officers without any coastal land has become a nightmare for our clown. Seeing these killer pictures will disturb his sleep for months to come.


Post Reply