Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member+
Posts: 33298
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Now That Galla-Abiy Said He Abides With Z Algiers Agreement,Agames Want 2 Make Peace With My Eritrea!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 12 Mar 2024, 10:01

Nakfa Press
ውሳነ ኮሚሽን ዶብ ናይ መወዳእታን ቀያዲን እዩ!
እቲ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀርስ ኣብ 13 ሚያዝያ 2002 ብኣህጉራዊ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተዋህበ ናይ መወዳእታን ቀያድን ብይን ብሰንኪ ሕስድናን ተጻይነትን ናይቲ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዝነበረ ስርዓት ወያነ ተዓናቒፉ ምጽንሑ ይፍለጥ። ብኡ መሰረት ድማ መንግስቲ ኤርትራ ን20 ዓመት መመላእታ ብዓቕልን ትዕግስትን ጸኒሑ ሎሚ ኣብ ዝጥዕሞ ግዜን ኩነታትን ንብረቱ ኣብ ኢዱ ኣእትዩ ይርከብ። ስለዚ፡ እዚ መሰል'ዚ ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝብሎን ዘይብሎን ኣይኮነን። ብደምን መጎተን ዝተረጋገጸ መሰል እዩ።
ብዝኾነ ናይቲ ኢትዮጵያ ን20 ዓመት መመላእታ ብዘይ ምኽንያት ክትፈጥሮ ዝጸንሐት ዕንቅፋታትን ኣብ ልዕሌና ዝፈጠረቶ ጸቕጥን ብኸመይ ክተሓዝ እዩ ንመንግስትና ይምልከት። ነዚ ብካድረታት ትግራይ ዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ዘረባታት ንጹር ምላሽ ንምሃብ ግና፡ ርክብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓፈሻኡ፡ ርክብ ዞባታት ኤርትራ ምስተን ምስኣተን ዝዳወባ ክልላት'ታ ሃገር (ትግራይ፡ ዓፋር፡ ኣምሓራ) ድማ ብፍላይ ክሕዪልን ኣብ ሓባራዊ ምትእምማንን ሰናይ ጉርብትናን ክምለስን ናይ ወትሩ ድሌትን ጻውዒትን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ምዃኑ ብተደጋጋሚ ክግለጽ ጸኒሑ እዩ። ሕጂ'ውን እቲ መትከል ንጹር እዩ። ህወሓትን ተጋሩን ከምኡ'ውን ፌደራላዊ ስርዓት ኢትዮጵያ በዚ ብፍላይ ኣብ ሰለስተ ዓመት ዝወረዶም ከቢድ ዕንወትን ህልቂትን ናይ ብሓቂ ተማሂሮም እንተኾይኖም ከኣ ዘላቕነት ክህልዎ እዩ።
ናቅፋ ፕረስ

tarik
Senior Member+
Posts: 33298
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: Now That Galla-Abiy Said He Abides With Z Algiers Agreement,Agames Want 2 Make Peace With My Eritrea!!! WEEY GUUD !!

Post by tarik » 12 Mar 2024, 13:36

Nakfa Press
ውሳነ ኮሚሽን ዶብ ናይ መወዳእታን ቀያዲን እዩ!
እቲ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀርስ ኣብ 13 ሚያዝያ 2002 ብኣህጉራዊ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተዋህበ ናይ መወዳእታን ቀያድን ብይን ብሰንኪ ሕስድናን ተጻይነትን ናይቲ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዝነበረ ስርዓት ወያነ ተዓናቒፉ ምጽንሑ ይፍለጥ። ብኡ መሰረት ድማ መንግስቲ ኤርትራ ን20 ዓመት መመላእታ ብዓቕልን ትዕግስትን ጸኒሑ ሎሚ ኣብ ዝጥዕሞ ግዜን ኩነታትን ንብረቱ ኣብ ኢዱ ኣእትዩ ይርከብ። ስለዚ፡ እዚ መሰል'ዚ ፌደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝብሎን ዘይብሎን ኣይኮነን። ብደምን መጎተን ዝተረጋገጸ መሰል እዩ።
ብዝኾነ ናይቲ ኢትዮጵያ ን20 ዓመት መመላእታ ብዘይ ምኽንያት ክትፈጥሮ ዝጸንሐት ዕንቅፋታትን ኣብ ልዕሌና ዝፈጠረቶ ጸቕጥን ብኸመይ ክተሓዝ እዩ ንመንግስትና ይምልከት። ነዚ ብካድረታት ትግራይ ዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ዘረባታት ንጹር ምላሽ ንምሃብ ግና፡ ርክብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓፈሻኡ፡ ርክብ ዞባታት ኤርትራ ምስተን ምስኣተን ዝዳወባ ክልላት'ታ ሃገር (ትግራይ፡ ዓፋር፡ ኣምሓራ) ድማ ብፍላይ ክሕዪልን ኣብ ሓባራዊ ምትእምማንን ሰናይ ጉርብትናን ክምለስን ናይ ወትሩ ድሌትን ጻውዒትን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ምዃኑ ብተደጋጋሚ ክግለጽ ጸኒሑ እዩ። ሕጂ'ውን እቲ መትከል ንጹር እዩ። ህወሓትን ተጋሩን ከምኡ'ውን ፌደራላዊ ስርዓት ኢትዮጵያ በዚ ብፍላይ ኣብ ሰለስተ ዓመት ዝወረዶም ከቢድ ዕንወትን ህልቂትን ናይ ብሓቂ ተማሂሮም እንተኾይኖም ከኣ ዘላቕነት ክህልዎ እዩ።
ናቅፋ ፕረስ

Educator
Member
Posts: 2014
Joined: 03 Jun 2021, 00:14

Re: Now That Galla-Abiy Said He Abides With Z Algiers Agreement,Agames Want 2 Make Peace With My Eritrea!!! WEEY GUUD !!

Post by Educator » 12 Mar 2024, 15:19

Woyanes just said they don't accept the Algiers agreement.

Post Reply