Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
eritrea
- Member
- Posts: 2314
- Joined: 25 May 2007, 13:45
Post
by eritrea » 19 Nov 2023, 15:25
ኤርትራውነት
ኤ
ኤርትራዊ እንክፍጠር
ር
ርትዓዊ ስለ ዝኮነ እምበር
ት
ትልምታት ጸላእቱ ንምሕላቁ ተዝንገር
ራ
ራኢኡ ንምኹላፍ ዝነበረ ፈንጠርጠር
ው
ውዲታቶም ግን ኣፍሺሉ ብሓቂ ሞጒቱ
ነ
ነዚ ሎሚ ዘማዕድዎ ብርሃን ሰሪቱ
ት
ትዕግስቱ ኮይኑ ሓያል ጽንዓቱ[/size]