Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Post Reply
eritrea
Member
Posts: 2300
Joined: 25 May 2007, 13:45

Message to the ዓጋመስ

Post by eritrea » 19 Nov 2023, 15:25

ኤርትራውነት

🇪🇷 ኤርትራዊ እንክፍጠር
🇪🇷 ርትዓዊ ስለ ዝኮነ እምበር
🇪🇷 ትልምታት ጸላእቱ ንምሕላቁ ተዝንገር
🇪🇷 ራኢኡ ንምኹላፍ ዝነበረ ፈንጠርጠር
🇪🇷 ውዲታቶም ግን ኣፍሺሉ ብሓቂ ሞጒቱ
🇪🇷 ነዚ ሎሚ ዘማዕድዎ ብርሃን ሰሪቱ
🇪🇷ትዕግስቱ ኮይኑ ሓያል ጽንዓቱ[/size]

Post Reply