Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Post Reply

Temt
Member+
Posts: 5123
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ጥዑም ወረ፣ 170 ብርጌድ ዝዓበዱ ወየንቲ ደቂ ትግራይ ተኣሲሮም። ባህላዊ ጸወታኦም አብቂዑ። ዓጋመታይ Deqi Arawit ደም ነቢዑ።

Post by Temt » 16 Sep 2023, 21:01

Fiyameta wrote:
16 Sep 2023, 20:23
:mrgreen: :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen:

Solo Media has updated the latest number of incarcerated vagabonds aka the ዕቡዳት ንሓመዱ. :lol: :mrgreen:

Digital Weyane
Member+
Posts: 8069
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ጥዑም ወረ፣ 170 ብርጌድ ዝዓበዱ ወየንቲ ደቂ ትግራይ ተኣሲሮም። ባህላዊ ጸወታኦም አብቂዑ። ዓጋመታይ Deqi Arawit ደም ነቢዑ።

Post by Digital Weyane » 17 Sep 2023, 03:09

ኹሎም ዳያስፖራ ወየንቲ ላብ ትግራይ ልኽጥረዙ ኤርትራውያን ልጥቀሙሉ ዘለው ዘዴ ጉይሓት ጉይሓት ፌስቲቫላት ምግባር እዩ። ንሕና ወየንቲ ነዙይ ዘስተውዕል አእምሮ የተዓደልናይ እና ኤርትራውያን ላብ ዘደለዉልና ወጥመድ ሰተት ኢልና ንአቲ። :roll: :roll:

Digital Weyane
Member+
Posts: 8069
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ጥዑም ወረ፣ 170 ብርጌድ ዝዓበዱ ወየንቲ ደቂ ትግራይ ተኣሲሮም። ባህላዊ ጸወታኦም አብቂዑ። ዓጋመታይ Deqi Arawit ደም ነቢዑ።

Post by Digital Weyane » 18 Sep 2023, 06:00

ሎምዓልቲ ልዕሊ 200 ተጋሩ ወየንቲ ብናይ ጀርመን ፖሊስ ተታሒዞም አለዉ።

ነዙይ ፌስቲቫላት እላገበርካ ልሀምበርገር ጎመጥቲ ፃሕፃሕቲ ጁንታ ላብ ትግራይ ትጉሕፎም ልብል ረቂቕ ሻዕዉያዊ ዘዴ ብዘይካይ ልነቕሓሉ ወያናይ ክሳብ ሕዚ የለይ። ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ :cry: :cry: :cry: :cry: :cry:

Fed_Up
Senior Member
Posts: 19555
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ጥዑም ወረ፣ 170 ብርጌድ ዝዓበዱ ወየንቲ ደቂ ትግራይ ተኣሲሮም። ባህላዊ ጸወታኦም አብቂዑ። ዓጋመታይ Deqi Arawit ደም ነቢዑ።

Post by Fed_Up » 18 Sep 2023, 11:46

ፌስቲቫል ዘይፌስቲቫል ኤርትራውያን ምትእክካብ ይቀጽል ፌስቲቫላት ብዝሓለወ እንዳ አጋመ ኣድጊ ንሓመዱ ምስ ፖሊስ ይግጠማ ይታኣሰራ:: እዚ ንረብኻና ከነውእሎ ኢና::

ምትእክካብ ኤርትራውያን ብብዝኻት ይቀጽል!!
እጽዋን ከበባን ክልል ቺግራይ ይቀጽል!!

Digital Weyane
Member+
Posts: 8069
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ጥዑም ወረ፣ 170 ብርጌድ ዝዓበዱ ወየንቲ ደቂ ትግራይ ተኣሲሮም። ባህላዊ ጸወታኦም አብቂዑ። ዓጋመታይ Deqi Arawit ደም ነቢዑ።

Post by Digital Weyane » 19 Sep 2023, 00:31

አእምሮኣዊ ዕፅዋይ ክባይ ዘሳቐዮ ትግራዋይ ጁንታዋይ ዎዲ ሓዎቦይ Deqi Arawit ነቱ አው ውክልና ጦርነት ወቕቲ ለጋጠሞ ሽንፈትን ውርደትን ሕነ ክፈዲ ኢሉ እዩ አው ፌስቲቫልት ኤርትራ ደናጉላ ዝውርውር ዝኒኦ። ሕነ ቀራናት ልጓዕማማት። :roll: :roll:

Post Reply