Re: ✧° ♨️ TOP NEWS STORY OF THE YEAR ♨️ °✧
Posted: 18 Sep 2023, 10:24
ንሕና ተጋሩ ወየንቲ ልጎረዋውትና ክንቃወም ክንብል ልአዶ ትግራይ አጥፊእናያ። ናይ ውክልና ጦርነት አዊጅና ምልዮናት ደቃ አሂልቕና መኻን ጌርናያ። ልብድሕሪ ሕዚ ትግራይ ትባሃል ክልል ክትህሉን ከይትህሉን ዘጣራጥር ግዝየ በፂሕና። ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ
Ethiopian News & Opinion
https://mereja.com/forum/