-
- Member+
- Posts: 5937
- Joined: 28 Feb 2013, 17:55
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
The fara general Tsadqan was responsible for the debacle at Igi Mekel, one of the greatest defeats any Army has sustained in Africa. In less than three days of fighting, he lost over 20,000 dead soldiers, his 20th mechanized division was totally routed losing 55 tanks that were captured alive and 33 that were demolished. It was funny to read the western media characterize Tsadqan as a great African general in the recent fighting where he and his Agame pseudo generals lost a million of their men and women.
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
ሎሚ ኣብ ታሪኽ ነዚውን ንዝክር፡ ንሕና ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን።
Meleket wrote: ↑13 May 2023, 03:24pushkin ወለሎ፡ ጅግንነት ሃብተጽዮን "ይከኣሎ" ኪበሃል ኣየብቅዖን ዲኻ ትብለና ዘለኻ? ትገርም ሰብ ኢኻ?
ቀዳሞትካ ከየኽበርካ ዳሕረዎት ምምጓስ ምስሉይነት ኢዩ። ብዛዕባ ጅግና ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ እዚኣን ነቢብና ኣሎና፡ ንስኻ'ዉን ብዛዕብኡ ክንፈልጦ ዝግብኣና ትፈልጦቶ ነገር እንተሎ ሃየ ኣካፍለና። ንምኳኑ'ከ ታሪኽ ሃይሊ ኣየር ኤርትራ ጸሓፍ እንተትበሃል፡ ሃብተጽዮን ሓድጉ ከይሰመኻ ክትሓልፍ ዝኸኣል ዲዩ? ገመል ሰሪቕካ ጉምብሕ ጉምብሕ ዚበሃል ከምዚ ናትካ ኢዩ pushkin ወለሎ! ከይሓፈርካ ድማ "ፈለማ ብዛዕባ ኤርትራ ንበቡ" ክትብለና ደሊኻ? ወይለ'ከ . . .
https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=17&t=182434&
https://en.wikipedia.org/wiki/Habtezion_Hadgu
https://www.voanews.com/a/eritrean-figh ... 31515.html
http://www.ehrea.org/BrigadierGeneralHa ... 0Again.htm
ወያኔ ኤርትራን በወረረችበት ወቅት፡ የኤርትራን ኣየር ሃይል በመምራት፡ የወያኔን ሃይል ያደባየው ኤርትራዊ ጀግና፡ የመጀመርያው የኤርትራ ኣየር ሃይል ኣዛዥ ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ይባላል። ልወደድ ባዩ pushkin ይህን ጀግና እንደማያወቀው በመምሰል፡ አዲሶቹን ትውልዶች ብቻ ለማስተዋወቅ ይፈልጋል። pushkin ተራ ካድሬና ለሆዱ ያደረ አስመሳይ ሰው በመሆኑም የጀግና ልክ ኣያውቅም። እኛ ኤርትራውያን የመሃልና የመስመር ዳኞች ደግሞ፡ ለሆዳችን ሳይሆን ለኅሊናችን ስለምንገዛ፡ ጀግኖቻችንና የኤርትራችን መከቶችን ሁሌም እንገልጻቸዋለን፡ እናሞግሳቸዋለን፡ ክብራቸውንም በኤርትራዊ ጭዋነት ኩራትና ትህትና ጭምር እናስተጋባዋለን፡ ምክንያቱም በሚሊዮኖች ልብ ውስጥ የነገሱ የህዝብ ልጆችና ጀግኖች ናቸውና።pushkin wrote: ↑12 May 2023, 11:11If you are talking about the person in the picture, he is not Yikealo. You need to read more about Eritrea before you end up with misinformation & disinformation writings.Meleket wrote: ↑12 May 2023, 09:28pushkin ወለሎ፡ ይከኣሎ ምስ በልካ ኢኻ ደሓር ዋርሳይ ትብል
ይከኣሎ https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=2&t=276260&ዋርሳይ
ክብርን ሞጐስን ንጅግና ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ!
-
- Member+
- Posts: 5937
- Joined: 28 Feb 2013, 17:55
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
ንድያቆን መለኸት፡ ታዩ ዘብክዮ ዘሎ
ጦብለቕለቕ ዝብል፡ ደደሕሪ ዝመሰሎ
ዓጋመ ካብ ዝሰዓሩ፡ ኣትይዎ ሰለሎ
ቍሩብ እንተሔሾ፡ ሕማሙ እንተቐለሎ
ትፈልጥዎ ተለኹም፡ ንጸጉሉ ማይጨሎ
ቀጻሊ ዓወታትና፡ ከየዕብዶ ከየጸልሎ።
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
ክብርን ሞጐስን ንጅግና ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ!
ጅግና ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ መሰረት ሃይሊ ኣየር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ምንባር፡ ከምኡዉን ምእንቲ ክብረት ሃገረ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን፡ አብ ፈታኒ እዋን ዝገበርካዮ ኣበርክቶ ኣዚዩ ልዑል'ዩ እሞ፡ ብሽም ሕዝቢ ኤርትራ "የቐንየልና" ንብለካ፡ ንሕና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከል መስመርን ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን።
ጅግና ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ መሰረት ሃይሊ ኣየር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ምንባር፡ ከምኡዉን ምእንቲ ክብረት ሃገረ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን፡ አብ ፈታኒ እዋን ዝገበርካዮ ኣበርክቶ ኣዚዩ ልዑል'ዩ እሞ፡ ብሽም ሕዝቢ ኤርትራ "የቐንየልና" ንብለካ፡ ንሕና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከል መስመርን ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን።
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
እሞ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽየን ሓድጉ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ መስተንክራዊ ተግባሩ ብግብሪ ምስኣርኣየ፡ ብሓንቲ ናይ ምዕራብ "ጭር!" ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዕማሙ ከየሰላስል ተኰሊፉ፡ እሞ ድማ ኣብ ምድሪ ኵናት ቀጺሉ እንከሎ ዲዩ ዚበሃል ዛሎ? . . . ስለምንታይ ብረዚደንት ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ እንተዘይዀይኑ ምውንዛፍ መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ኣይንቅበሎን ዛይበለ? ቢልና እንተሓተትና እንታይ ዓይነት መልሲ'ዶ ኮን ይወሃብ ይኸውን ብእኒ Zmeselo ከምኡውን sesame!
በቲ ኩነታት ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ቢል ክሊንተን፡ ብቕጽበት ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጭር! ኣቢሉ፡ “ሰላማዊ ህዝቢ ከይጉዳእ” መጥቃዕቲ ኣየር ብህጹጽ ደው ክብል ተማሕጸኖ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣይተማትአን። መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ዘይኮነ፡ ናይ መሬት ውግእ’ውን ኣድላይነት ስለዘይብሉ፡ ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ክግበር ሓሳቡ ኣካፈሎ። መልሲ ፕረዚደንት ክሊንተን፡ “ኣይፋሉን! መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ቅሩብ ኣይኮነን። ተደልዩ ዘሎ ምውንዛፍ (moratorium) መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ’ዩ” ዝብል ነበረ።
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
Meleket wrote: ↑06 Jun 2023, 10:59እሞ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽየን ሓድጉ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ መስተንክራዊ ተግባሩ ብግብሪ ምስኣርኣየ፡ ብሓንቲ ናይ ምዕራብ "ጭር!" ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዕማሙ ከየሰላስል ተኰሊፉ፡ እሞ ድማ ኣብ ምድሪ ኵናት ቀጺሉ እንከሎ ዲዩ ዚበሃል ዛሎ? . . . ስለምንታይ ብረዚደንት ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ እንተዘይዀይኑ ምውንዛፍ መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ኣይንቅበሎን ዛይበለ? ቢልና እንተሓተትና እንታይ ዓይነት መልሲ'ዶ ኮን ይወሃብ ይኸውን ብእኒ Zmeselo ከምኡውን sesame!
በቲ ኩነታት ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ቢል ክሊንተን፡ ብቕጽበት ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጭር! ኣቢሉ፡ “ሰላማዊ ህዝቢ ከይጉዳእ” መጥቃዕቲ ኣየር ብህጹጽ ደው ክብል ተማሕጸኖ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣይተማትአን። መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ዘይኮነ፡ ናይ መሬት ውግእ’ውን ኣድላይነት ስለዘይብሉ፡ ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ክግበር ሓሳቡ ኣካፈሎ። መልሲ ፕረዚደንት ክሊንተን፡ “ኣይፋሉን! መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ቅሩብ ኣይኮነን። ተደልዩ ዘሎ ምውንዛፍ (moratorium) መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ’ዩ” ዝብል ነበረ።
-
- Senior Member
- Posts: 12672
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
እዛ መልሓስ። እዛ ከዳሚት መልሓስ መለኸት፣ እወ! ፃዕዳ እየ ትብለና። ኪር ኪር ኪር ኪር ኪር
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
ንበዓል Tony Lakeን Susan Rice እዉን፡ ኣይቅበሎምን ኢየ ክብል ኔርዎ ማለትዩ። ብዓል Clinton ሽዑ ጊዜ፡ ብሃገርና ይኹን ብፕረዚደንትና፡ ጠጥዑሙ ኢዮም ዘዉርዩ ኔሮም፡፡ ስለዚ፡ እስከዶኾን ትብል።
ብዓቢኡ ናይ ወያነስ፡ ደይ ስልበጣ ዝኾነና።
ብዓቢኡ ናይ ወያነስ፡ ደይ ስልበጣ ዝኾነና።
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
"ጭር ኢላ ቴሌፎን ንጉሠይ ደዊሉ . . !" በለት ጅግና ስነጥበባዊት ኣበባ ሃይለ!Meleket wrote: ↑08 Jun 2023, 04:41Meleket wrote: ↑06 Jun 2023, 10:59እሞ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽየን ሓድጉ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ መስተንክራዊ ተግባሩ ብግብሪ ምስኣርኣየ፡ ብሓንቲ ናይ ምዕራብ "ጭር!" ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዕማሙ ከየሰላስል ተኰሊፉ፡ እሞ ድማ ኣብ ምድሪ ኵናት ቀጺሉ እንከሎ ዲዩ ዚበሃል ዛሎ? . . . ስለምንታይ ብረዚደንት ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ እንተዘይዀይኑ ምውንዛፍ መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ኣይንቅበሎን ዛይበለ? ቢልና እንተሓተትና እንታይ ዓይነት መልሲ'ዶ ኮን ይወሃብ ይኸውን ብእኒ Zmeselo ከምኡውን sesame!
በቲ ኩነታት ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ቢል ክሊንተን፡ ብቕጽበት ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጭር! ኣቢሉ፡ “ሰላማዊ ህዝቢ ከይጉዳእ” መጥቃዕቲ ኣየር ብህጹጽ ደው ክብል ተማሕጸኖ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣይተማትአን። መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ዘይኮነ፡ ናይ መሬት ውግእ’ውን ኣድላይነት ስለዘይብሉ፡ ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ክግበር ሓሳቡ ኣካፈሎ። መልሲ ፕረዚደንት ክሊንተን፡ “ኣይፋሉን! መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ቅሩብ ኣይኮነን። ተደልዩ ዘሎ ምውንዛፍ (moratorium) መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ’ዩ” ዝብል ነበረ።
ዘሜ Zmeselo 'ዓቢ ሰብ" ዓዕጋቢ መልሲ ኣይረኸብኻን። ተባኢስካስ እናተጓሰጥካ እንከሎኻ፡ ሓደ መጺኡ 'ብቴስታ ኣይትውቃዕ' እንተበለካ ትገብሮ'ዶ? ሎጂክ ናበይ ናበይ ኢያ ከይዳ ገሪሙናሎ? ኣብ ምድሪ ሰራዊትና እናተከራፈሰ፡ ሓደ ክፋል ሃይሉ (ሃይሊ ኣየር) ንከይጥቀም ጸቅጢ ስለዝተገበረልካ ጥራሕ "ኣድማዒ ዕማም ሃይሊ ኣየርካ'ዶ ተወንዝፍ'? . . . "ይገርመናሎ" ዲዩ ዝበለ መኒኻ ትብሎ!
ክብርን ሞጐስን ንጅግና ኮማንደር ሃብተጽዬን ሓድጉ፡ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ!
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
Meleket wrote: ↑08 Jun 2023, 06:14"ጭር ኢላ ቴሌፎን ንጉሠይ ደዊሉ . . !" በለት ጅግና ስነጥበባዊት ኣበባ ሃይለ!Meleket wrote: ↑08 Jun 2023, 04:41Meleket wrote: ↑06 Jun 2023, 10:59እሞ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽየን ሓድጉ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ መስተንክራዊ ተግባሩ ብግብሪ ምስኣርኣየ፡ ብሓንቲ ናይ ምዕራብ "ጭር!" ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዕማሙ ከየሰላስል ተኰሊፉ፡ እሞ ድማ ኣብ ምድሪ ኵናት ቀጺሉ እንከሎ ዲዩ ዚበሃል ዛሎ? . . . ስለምንታይ ብረዚደንት ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ እንተዘይዀይኑ ምውንዛፍ መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ኣይንቅበሎን ዛይበለ? ቢልና እንተሓተትና እንታይ ዓይነት መልሲ'ዶ ኮን ይወሃብ ይኸውን ብእኒ Zmeselo ከምኡውን sesame!
በቲ ኩነታት ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ቢል ክሊንተን፡ ብቕጽበት ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጭር! ኣቢሉ፡ “ሰላማዊ ህዝቢ ከይጉዳእ” መጥቃዕቲ ኣየር ብህጹጽ ደው ክብል ተማሕጸኖ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣይተማትአን። መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ዘይኮነ፡ ናይ መሬት ውግእ’ውን ኣድላይነት ስለዘይብሉ፡ ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ክግበር ሓሳቡ ኣካፈሎ። መልሲ ፕረዚደንት ክሊንተን፡ “ኣይፋሉን! መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ቅሩብ ኣይኮነን። ተደልዩ ዘሎ ምውንዛፍ (moratorium) መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ’ዩ” ዝብል ነበረ።
ዘሜ Zmeselo 'ዓቢ ሰብ" ዓዕጋቢ መልሲ ኣይረኸብኻን። ተባኢስካስ እናተጓሰጥካ እንከሎኻ፡ ሓደ መጺኡ 'ብቴስታ ኣይትውቃዕ' እንተበለካ ትገብሮ'ዶ? ሎጂክ ናበይ ናበይ ኢያ ከይዳ ገሪሙናሎ? ኣብ ምድሪ ሰራዊትና እናተከራፈሰ፡ ሓደ ክፋል ሃይሉ (ሃይሊ ኣየር) ንከይጥቀም ጸቅጢ ስለዝተገበረልካ ጥራሕ "ኣድማዒ ዕማም ሃይሊ ኣየርካ'ዶ ተወንዝፍ'? . . . "ይገርመናሎ" ዲዩ ዝበለ መኒኻ ትብሎ!
ክብርን ሞጐስን ንጅግና ኮማንደር ሃብተጽዬን ሓድጉ፡ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ!
You've mental issues, I think.
The one telling them to stop (Bill Clinton) was supposedly to lead the peace process.
Are you stupid?
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
ዘሜ Zmeselo “ዓቢ ሰብ” ወዲ ዓበይቲ፡Zmeselo wrote: ↑08 Jun 2023, 15:25You've mental issues, I think.Meleket wrote: ↑08 Jun 2023, 06:14"ጭር ኢላ ቴሌፎን ንጉሠይ ደዊሉ . . !" በለት ጅግና ስነጥበባዊት ኣበባ ሃይለ!Meleket wrote: ↑08 Jun 2023, 04:41Meleket wrote: ↑06 Jun 2023, 10:59እሞ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽየን ሓድጉ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ መስተንክራዊ ተግባሩ ብግብሪ ምስኣርኣየ፡ ብሓንቲ ናይ ምዕራብ "ጭር!" ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዕማሙ ከየሰላስል ተኰሊፉ፡ እሞ ድማ ኣብ ምድሪ ኵናት ቀጺሉ እንከሎ ዲዩ ዚበሃል ዛሎ? . . . ስለምንታይ ብረዚደንት ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ እንተዘይዀይኑ ምውንዛፍ መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ኣይንቅበሎን ዛይበለ? ቢልና እንተሓተትና እንታይ ዓይነት መልሲ'ዶ ኮን ይወሃብ ይኸውን ብእኒ Zmeselo ከምኡውን sesame!
በቲ ኩነታት ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ቢል ክሊንተን፡ ብቕጽበት ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጭር! ኣቢሉ፡ “ሰላማዊ ህዝቢ ከይጉዳእ” መጥቃዕቲ ኣየር ብህጹጽ ደው ክብል ተማሕጸኖ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣይተማትአን። መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ዘይኮነ፡ ናይ መሬት ውግእ’ውን ኣድላይነት ስለዘይብሉ፡ ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ክግበር ሓሳቡ ኣካፈሎ። መልሲ ፕረዚደንት ክሊንተን፡ “ኣይፋሉን! መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ቅሩብ ኣይኮነን። ተደልዩ ዘሎ ምውንዛፍ (moratorium) መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ’ዩ” ዝብል ነበረ።
ዘሜ Zmeselo 'ዓቢ ሰብ" ዓዕጋቢ መልሲ ኣይረኸብኻን። ተባኢስካስ እናተጓሰጥካ እንከሎኻ፡ ሓደ መጺኡ 'ብቴስታ ኣይትውቃዕ' እንተበለካ ትገብሮ'ዶ? ሎጂክ ናበይ ናበይ ኢያ ከይዳ ገሪሙናሎ? ኣብ ምድሪ ሰራዊትና እናተከራፈሰ፡ ሓደ ክፋል ሃይሉ (ሃይሊ ኣየር) ንከይጥቀም ጸቅጢ ስለዝተገበረልካ ጥራሕ "ኣድማዒ ዕማም ሃይሊ ኣየርካ'ዶ ተወንዝፍ'? . . . "ይገርመናሎ" ዲዩ ዝበለ መኒኻ ትብሎ!
ክብርን ሞጐስን ንጅግና ኮማንደር ሃብተጽዬን ሓድጉ፡ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ!
The one telling them to stop (Bill Clinton) was supposedly to lead the peace process.
Are you stupid?
"ኣብ ድፋዕ ንዘለው ዜጋታትካ እልቢ ዘይብሎም ሓሽኸት መጺኦም እናተዋግእዎም፡ ብልጫታት ሃይሊ ኣየርካ “ብሓንቲ ጭር ናይ ቴሌፎን” ተስተልም ስለምንታይ፧" ቢልካ ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን ምሕታት ዲዩ “ስቹፒዲቲ”!
"መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ቅሩብ ኣይኮነን” እንተተባሂሉ “መንግስቲ ኤርትራ ንምውንዛፍ (moratorium) መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ቅሩብ ኣይኾነን” ቢልካ ክትምልስ ኣይከኣልን ዲዩ፧ እቲ ኣብ ልዕሌኻ ዚግበር ጸቕጢ ኣብቲ ካልኣይ ወገን እውን ንኪግበር ደኣ እንታይ ጌርካ፧ ብምውንዛፍ መጥቃዕቲ ኣየር መን ረቢሑ፧
በዚ በለ በቲ መርሃዉ ጸበባ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉን ብጾቱን መስተንክር ፈጺሞም፡ ንዕንደራ ወዬንቲ ግቡእ መልሲ ሂቦምሉ ኢዮም፡ ኣብ እዋኑን ኣብ ሰዓቱን . . . ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ምስክሮም ኢዩ።
ክብርን ሞጐስን ንጅግና ኮማንደር ሃብተጽዬን ሓድጉ፡ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ!
-
- Senior Member+
- Posts: 33606
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
Clinton meets with Eritrean leader
https://www.upi.com/Archives/1995/02/01 ... 791614800/
WASHINGTON, Feb. 1, 1995 -- U.S. President Bill Clinton met Wednesday with President Isaias Afwerki of Eritrea, discussing democratic and free-market reforms and the need for peace and 'food security' on the Horn of Africa.
White House spokesman Mike McCurry said in a statement.(Clinton) expressed his appreciation for Eritrea's good start on the road to democracy and free markets in the nearly two years since its independence,
The two leaders also discussed the need for peace and stability in the 10-nation region known as the Horn of Africa, especially the Sudan and Somalia.
McCurry said.They agreed that a peaceful resolution to the civil war in Sudan is essential not only for the long-suffering people of that nation but also for the security of Somalia's neighbors,
The two leaders also discussed the withering famines that have plagued African countries, with both
McCurry said.underscoring their joint effort to promote food security throughout the region,
The two presidents also 'welcomed' the excellent relations between the two countries and discussed ways to enhance the relationship, McCurry said.
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ
Meleket wrote: ↑09 Jun 2023, 04:59ዘሜ Zmeselo “ዓቢ ሰብ” ወዲ ዓበይቲ፡Zmeselo wrote: ↑08 Jun 2023, 15:25You've mental issues, I think.Meleket wrote: ↑08 Jun 2023, 06:14"ጭር ኢላ ቴሌፎን ንጉሠይ ደዊሉ . . !" በለት ጅግና ስነጥበባዊት ኣበባ ሃይለ!Meleket wrote: ↑08 Jun 2023, 04:41Meleket wrote: ↑06 Jun 2023, 10:59እሞ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽየን ሓድጉ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ መስተንክራዊ ተግባሩ ብግብሪ ምስኣርኣየ፡ ብሓንቲ ናይ ምዕራብ "ጭር!" ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዕማሙ ከየሰላስል ተኰሊፉ፡ እሞ ድማ ኣብ ምድሪ ኵናት ቀጺሉ እንከሎ ዲዩ ዚበሃል ዛሎ? . . . ስለምንታይ ብረዚደንት ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ እንተዘይዀይኑ ምውንዛፍ መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ኣይንቅበሎን ዛይበለ? ቢልና እንተሓተትና እንታይ ዓይነት መልሲ'ዶ ኮን ይወሃብ ይኸውን ብእኒ Zmeselo ከምኡውን sesame!