Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Zmeselo » 06 Jun 2023, 07:59

sesame
Member+
Posts: 5775
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by sesame » 06 Jun 2023, 08:29

The fara general Tsadqan was responsible for the debacle at Igi Mekel, one of the greatest defeats any Army has sustained in Africa. In less than three days of fighting, he lost over 20,000 dead soldiers, his 20th mechanized division was totally routed losing 55 tanks that were captured alive :lol: and 33 that were demolished. It was funny to read the western media characterize Tsadqan as a great African general in the recent fighting where he and his Agame pseudo generals lost a million of their men and women.

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Meleket » 06 Jun 2023, 08:51

ሎሚ ኣብ ታሪኽ ነዚውን ንዝክር፡ ንሕና ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን።
Meleket wrote:
13 May 2023, 03:24
pushkin ወለሎ፡ ጅግንነት ሃብተጽዮን "ይከኣሎ" ኪበሃል ኣየብቅዖን ዲኻ ትብለና ዘለኻ? ትገርም ሰብ ኢኻ? :mrgreen:

ቀዳሞትካ ከየኽበርካ ዳሕረዎት ምምጓስ ምስሉይነት ኢዩ። ብዛዕባ ጅግና ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ እዚኣን ነቢብና ኣሎና፡ ንስኻ'ዉን ብዛዕብኡ ክንፈልጦ ዝግብኣና ትፈልጦቶ ነገር እንተሎ ሃየ ኣካፍለና። ንምኳኑ'ከ ታሪኽ ሃይሊ ኣየር ኤርትራ ጸሓፍ እንተትበሃል፡ ሃብተጽዮን ሓድጉ ከይሰመኻ ክትሓልፍ ዝኸኣል ዲዩ? ገመል ሰሪቕካ ጉምብሕ ጉምብሕ ዚበሃል ከምዚ ናትካ ኢዩ pushkin ወለሎ! ከይሓፈርካ ድማ "ፈለማ ብዛዕባ ኤርትራ ንበቡ" ክትብለና ደሊኻ? ወይለ'ከ . . .

https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=17&t=182434&

https://en.wikipedia.org/wiki/Habtezion_Hadgu

https://www.voanews.com/a/eritrean-figh ... 31515.html

http://www.ehrea.org/BrigadierGeneralHa ... 0Again.htm

pushkin wrote:
12 May 2023, 11:11
If you are talking about the person in the picture, he is not Yikealo. You need to read more about Eritrea before you end up with misinformation & disinformation writings.
Meleket wrote:
12 May 2023, 09:28
pushkin ወለሎ፡ ይከኣሎ ምስ በልካ ኢኻ ደሓር ዋርሳይ ትብል :mrgreen:
ይከኣሎ https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=2&t=276260&
Meleket wrote:
20 Oct 2021, 04:36
የኤርትራው ንስር የሰማዩ አርበኛ - [ሰሞንኛው ኤርትራዊ ግጥም]

ለጀግና ፓይለቶች ቢቆምማ ሃወልት፣
ለሃብተጽዮን ነበር ሚገባው በእውነት!

ሃገሩ ኤርትራን የታደገ ጀግና፣
ወራሪን በመላ ያደባየ ጀግና፣
በልባችን ነግሷል ስሙ ነው ገናና።

የኤርትራው ንስር የሰማዩ አርበኛ፣
ሃብተጽዮን ሓድጉ እውነተኛው ዳኛ፣
ባለህበት ቦታ ይድረስህ ሰላምታ፣
የ4ሚልየን ህዝብ የኤርትራ አለኝታ።

ዋርሳይ
pushkin wrote:
12 May 2023, 08:56
Eritrean Air Force!!!

ወያኔ ኤርትራን በወረረችበት ወቅት፡ የኤርትራን ኣየር ሃይል በመምራት፡ የወያኔን ሃይል ያደባየው ኤርትራዊ ጀግና፡ የመጀመርያው የኤርትራ ኣየር ሃይል ኣዛዥ ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ይባላል። ልወደድ ባዩ pushkin ይህን ጀግና እንደማያወቀው በመምሰል፡ አዲሶቹን ትውልዶች ብቻ ለማስተዋወቅ ይፈልጋል። pushkin ተራ ካድሬና ለሆዱ ያደረ አስመሳይ ሰው በመሆኑም የጀግና ልክ ኣያውቅም። እኛ ኤርትራውያን የመሃልና የመስመር ዳኞች ደግሞ፡ ለሆዳችን ሳይሆን ለኅሊናችን ስለምንገዛ፡ ጀግኖቻችንና የኤርትራችን መከቶችን ሁሌም እንገልጻቸዋለን፡ እናሞግሳቸዋለን፡ ክብራቸውንም በኤርትራዊ ጭዋነት ኩራትና ትህትና ጭምር እናስተጋባዋለን፡ ምክንያቱም በሚሊዮኖች ልብ ውስጥ የነገሱ የህዝብ ልጆችና ጀግኖች ናቸውና። :mrgreen:
Zmeselo wrote:
06 Jun 2023, 07:59
ክብርን ሞጐስን ንጅግና ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ!

sesame
Member+
Posts: 5775
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by sesame » 06 Jun 2023, 09:25

ንድያቆን መለኸት፡ ታዩ ዘብክዮ ዘሎ
ጦብለቕለቕ ዝብል፡ ደደሕሪ ዝመሰሎ
ዓጋመ ካብ ዝሰዓሩ፡ ኣትይዎ ሰለሎ
ቍሩብ እንተሔሾ፡ ሕማሙ እንተቐለሎ
ትፈልጥዎ ተለኹም፡ ንጸጉሉ ማይጨሎ
ቀጻሊ ዓወታትና፡ ከየዕብዶ ከየጸልሎ።

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Meleket » 06 Jun 2023, 10:25

ክብርን ሞጐስን ንጅግና ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ!

ጅግና ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ መሰረት ሃይሊ ኣየር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ምንባር፡ ከምኡዉን ምእንቲ ክብረት ሃገረ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን፡ አብ ፈታኒ እዋን ዝገበርካዮ ኣበርክቶ ኣዚዩ ልዑል'ዩ እሞ፡ ብሽም ሕዝቢ ኤርትራ "የቐንየልና" ንብለካ፡ ንሕና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከል መስመርን ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን።

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Meleket » 06 Jun 2023, 10:59

እሞ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽየን ሓድጉ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ መስተንክራዊ ተግባሩ ብግብሪ ምስኣርኣየ፡ ብሓንቲ ናይ ምዕራብ "ጭር!" ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዕማሙ ከየሰላስል ተኰሊፉ፡ እሞ ድማ ኣብ ምድሪ ኵናት ቀጺሉ እንከሎ ዲዩ ዚበሃል ዛሎ? . . . ስለምንታይ ብረዚደንት ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ እንተዘይዀይኑ ምውንዛፍ መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ኣይንቅበሎን ዛይበለ? ቢልና እንተሓተትና እንታይ ዓይነት መልሲ'ዶ ኮን ይወሃብ ይኸውን ብእኒ Zmeselo ከምኡውን sesame! :mrgreen:
በቲ ኩነታት ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ቢል ክሊንተን፡ ብቕጽበት ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጭር! ኣቢሉ፡ “ሰላማዊ ህዝቢ ከይጉዳእ” መጥቃዕቲ ኣየር ብህጹጽ ደው ክብል ተማሕጸኖ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣይተማትአን። መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ዘይኮነ፡ ናይ መሬት ውግእ’ውን ኣድላይነት ስለዘይብሉ፡ ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ክግበር ሓሳቡ ኣካፈሎ። መልሲ ፕረዚደንት ክሊንተን፡ “ኣይፋሉን! መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ቅሩብ ኣይኮነን። ተደልዩ ዘሎ ምውንዛፍ (moratorium) መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ’ዩ” ዝብል ነበረ።

Zmeselo wrote:
06 Jun 2023, 07:59
:mrgreen:

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Meleket » 08 Jun 2023, 04:41

Meleket wrote:
06 Jun 2023, 10:59

Fiyameta
Senior Member
Posts: 12335
Joined: 02 Aug 2018, 22:59

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Fiyameta » 08 Jun 2023, 04:57

እዛ መልሓስ። እዛ ከዳሚት መልሓስ መለኸት፣ እወ! ፃዕዳ እየ ትብለና። ኪር ኪር ኪር ኪር ኪር :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen:

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Zmeselo » 08 Jun 2023, 05:04

ንበዓል Tony Lakeን Susan Rice እዉን፡ ኣይቅበሎምን ኢየ ክብል ኔርዎ ማለትዩ። ብዓል Clinton ሽዑ ጊዜ፡ ብሃገርና ይኹን ብፕረዚደንትና፡ ጠጥዑሙ ኢዮም ዘዉርዩ ኔሮም፡፡ ስለዚ፡ እስከዶኾን ትብል።

ብዓቢኡ ናይ ወያነስ፡ ደይ ስልበጣ ዝኾነና።

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Meleket » 08 Jun 2023, 05:46

ንበሬ ሰላም በልልና ኢኺ፡ ነዛ ግርምቲ ጥቕሲ ስለዘለቅሓኺ! :mrgreen: :mrgreen:
Fiyameta wrote:
29 May 2023, 08:37
SAY MY NAME, SAY IT LOUDER!
Fiyameta wrote:
08 Jun 2023, 04:57
እዛ መልሓስ። እዛ ከዳሚት መልሓስ መለኸት፣ እወ! ፃዕዳ እየ ትብለና። ኪር ኪር ኪር ኪር ኪር :mrgreen: :mrgreen: :mrgreen:
.. .. ..

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Meleket » 08 Jun 2023, 06:14

Meleket wrote:
08 Jun 2023, 04:41
Meleket wrote:
06 Jun 2023, 10:59
እሞ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽየን ሓድጉ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ መስተንክራዊ ተግባሩ ብግብሪ ምስኣርኣየ፡ ብሓንቲ ናይ ምዕራብ "ጭር!" ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዕማሙ ከየሰላስል ተኰሊፉ፡ እሞ ድማ ኣብ ምድሪ ኵናት ቀጺሉ እንከሎ ዲዩ ዚበሃል ዛሎ? . . . ስለምንታይ ብረዚደንት ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ እንተዘይዀይኑ ምውንዛፍ መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ኣይንቅበሎን ዛይበለ? ቢልና እንተሓተትና እንታይ ዓይነት መልሲ'ዶ ኮን ይወሃብ ይኸውን ብእኒ Zmeselo ከምኡውን sesame! :mrgreen:
በቲ ኩነታት ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ቢል ክሊንተን፡ ብቕጽበት ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጭር! ኣቢሉ፡ “ሰላማዊ ህዝቢ ከይጉዳእ” መጥቃዕቲ ኣየር ብህጹጽ ደው ክብል ተማሕጸኖ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣይተማትአን። መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ዘይኮነ፡ ናይ መሬት ውግእ’ውን ኣድላይነት ስለዘይብሉ፡ ሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ክግበር ሓሳቡ ኣካፈሎ። መልሲ ፕረዚደንት ክሊንተን፡ “ኣይፋሉን! መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ቅሩብ ኣይኮነን። ተደልዩ ዘሎ ምውንዛፍ (moratorium) መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ’ዩ” ዝብል ነበረ።

Zmeselo wrote:
06 Jun 2023, 07:59
:mrgreen:
"ጭር ኢላ ቴሌፎን ንጉይ ደዊሉ . . !" በለት ጅግና ስነጥበባዊት ኣበባ ሃይለ! :mrgreen:

ዘሜ Zmeselo 'ዓቢ ሰብ" ዓዕጋቢ መልሲ ኣይረኸብኻን። ተባኢስካስ እናተጓሰጥካ እንከሎኻ፡ ሓደ መጺኡ 'ብቴስታ ኣይትውቃዕ' እንተበለካ ትገብሮ'ዶ? ሎጂክ ናበይ ናበይ ኢያ ከይዳ ገሪሙናሎ? ኣብ ምድሪ ሰራዊትና እናተከራፈሰ፡ ሓደ ክፋል ሃይሉ (ሃይሊ ኣየር) ንከይጥቀም ጸቅጢ ስለዝተገበረልካ ጥራሕ "ኣድማዒ ዕማም ሃይሊ ኣየርካ'ዶ ተወንዝፍ'? . . . "ይገርመናሎ" ዲዩ ዝበለ መኒኻ ትብሎ!

ክብርን ሞጐስን ንጅግና ኮማንደር ሃብተጽዬን ሓድጉ፡ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ!
:mrgreen:

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Zmeselo » 08 Jun 2023, 15:25

Meleket wrote:
08 Jun 2023, 06:14

You've mental issues, I think.

The one telling them to stop (Bill Clinton) was supposedly to lead the peace process.

Are you stupid?

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Meleket » 09 Jun 2023, 04:59

Zmeselo wrote:
08 Jun 2023, 15:25

ዘሜ Zmeselo “ዓቢ ሰብ” ወዲ ዓበይቲ፡
"ኣብ ድፋዕ ንዘለው ዜጋታትካ እልቢ ዘይብሎም ሓሽኸት መጺኦም እናተዋግእዎም፡ ብልጫታት ሃይሊ ኣየርካ “ብሓንቲ ጭር ናይ ቴሌፎን” ተስተልም ስለምንታይ፧" ቢልካ ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን ምሕታት ዲዩ “ስቹፒዲቲ”! :mrgreen:

"መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንሓፈሻዊ ምቁራጽ ተዅሲ ቅሩብ ኣይኮነን” እንተተባሂሉ “መንግስቲ ኤርትራ ንምውንዛፍ (moratorium) መጥቃዕቲ ኣየር ጥራይ ቅሩብ ኣይኾነን” ቢልካ ክትምልስ ኣይከኣልን ዲዩ፧ እቲ ኣብ ልዕሌኻ ዚግበር ጸቕጢ ኣብቲ ካልኣይ ወገን እውን ንኪግበር ደኣ እንታይ ጌርካ፧ ብምውንዛፍ መጥቃዕቲ ኣየር መን ረቢሑ፧

በዚ በለ በቲ መርሃዉ ጸበባ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉን ብጾቱን መስተንክር ፈጺሞም፡ ንዕንደራ ወዬንቲ ግቡእ መልሲ ሂቦምሉ ኢዮም፡ ኣብ እዋኑን ኣብ ሰዓቱን . . . ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ምስክሮም ኢዩ።
ክብርን ሞጐስን ንጅግና ኮማንደር ሃብተጽዬን ሓድጉ፡ ዋልታ ሰማያት ኤርትራ!

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Zmeselo » 09 Jun 2023, 08:04

Clinton meets with Eritrean leader

https://www.upi.com/Archives/1995/02/01 ... 791614800/

WASHINGTON, Feb. 1, 1995 -- U.S. President Bill Clinton met Wednesday with President Isaias Afwerki of Eritrea, discussing democratic and free-market reforms and the need for peace and 'food security' on the Horn of Africa.
(Clinton) expressed his appreciation for Eritrea's good start on the road to democracy and free markets in the nearly two years since its independence,
White House spokesman Mike McCurry said in a statement.

The two leaders also discussed the need for peace and stability in the 10-nation region known as the Horn of Africa, especially the Sudan and Somalia.
They agreed that a peaceful resolution to the civil war in Sudan is essential not only for the long-suffering people of that nation but also for the security of Somalia's neighbors,
McCurry said.

The two leaders also discussed the withering famines that have plagued African countries, with both
underscoring their joint effort to promote food security throughout the region,
McCurry said.

The two presidents also 'welcomed' the excellent relations between the two countries and discussed ways to enhance the relationship, McCurry said.

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሎሚ ኣብ ታሪኽ

Post by Meleket » 09 Jun 2023, 09:15

:mrgreen:
Meleket wrote:
09 Jun 2023, 04:59

Post Reply