-
- Senior Member
- Posts: 14412
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
በዓል Robert Glatzel ወዲ ኤረ ኣብ ተርታ ሳልሳይ ኮይኖም ስለ ዝወድኡ ....
በዓል Robert Glatzel ወዲ ኤረ ኣብ ተርታ ሳልሳይ ኮይኖም ስለ ዝወድኡ ንላዕለዋይ ደረጃ ክድይቡ ምስ Stuttgart ገጢሞም ኣብ ቀዳማይ ጸወታ ብሰልሰተ ብባዶ ስለ ዝተሳዕሩ ነዚ ኣሉታዊ ውጽኢት ኣብ ካልኣይ ርክክብ ብብዝሕ ዝበለ ጎላት ናብ ረብሓኦም ጌሮም ናብ ጥቕሞም ንክጠውይዎ ዘሎ ዕድላት ውሑድ እዩ ።
ብቐደሙ ኣብ ተርታ ካልኣይ ኮይኖም ንክወጹ ዝነበሮም ገዚፍ ዕድል ካብ ኢዶም እንተ ዘየምልቑዎ ናብ 'ዚ ዘለውዎ ጭንቅን ተስፋ ሙቕራጽን ኣይመምርሑን ኔሮም ። ሕጂ - ካብ ተኣምር ወጻኢ - ዝተርፎም ኣብ ዝመጽእ ሓድሽ ዓመተ-ኩዕሶ ካብ ዜሮ ምጅማር እዩ ።
ብመጻኢ ወዲ ኤረ -- ኣብ እንዳ ማርያም ኣስመራ ዝተጠመቐ -- ዝምልከት ከኣ ኣምላኽ ኣሎ !!!