Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ነዓና ዘገድስ ስድራ ሓውና መለኸት ዘማታቱ ሓማቱ ሓምኡ ኣብ ባኽሙት ከይሞቱ !

Post by Abe Abraham » 26 May 2023, 11:42




  • ባኽሙት ባኽሙት
    ማዓልታ እንተ ኣኺሉስ
    ሕርሕራይ ጌራ
    ትውደቕ እምበር
    ከምታ ናይ ጽውጽዋይ
    ሜለ ኢሳቕ
    ወዲ ኒውተን !

    ነዓና ዘገድስ
    ስድራ ሓውና
    መለኸት
    ዘማታቱ
    ሓማቱ
    ሓምኡ
    ኣብ ባኽሙት
    ከይሞቱ !





Post Reply