Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

ሰላምን ርግኣትን ንልምዓት!

Post by Zmeselo » 29 Mar 2023, 09:25

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሰላምን ርግኣትን ንልምዓት!

Post by Meleket » 29 Mar 2023, 10:51

ግርም “ሓድግታት ሕሉፍ ጸገማት እናጽረኻ” ካብ ተባህለ፡ ሓደን ዓቢዪ ካብ ሓድግታት ሕሉፍ ጸገማት “ዶብኻ ኣብ ባይታ ብግብሪ ዘይምምልኻት ኢዩ” . . . ብ“ፊዚካል ዲማርኬሽን” ድማ “ቨርችዋል ዲማርኬሽን” ስጋ ኪለብስ ይግባእ። ካልእ ሓድግታት ካብ ሕሉፍ ጸገማትዉን "ቅዋም ሃገረ ኤርትራ" ደሃይ ዘይምግባሩ'ኡ። ነዚ ሓሶት ዚብል ሓሳዊ ጥራሕ'ኡ።

“ግላዊ ወፍሪን ተበግሶን ዘተባብዕ” . . . “ወፍሪ ዜጋታት ምትብባዕ ግዜኡ እዩ።” ግርም ኢዩ፡ ኣብ ሕጂ ትካላት ቻይና ዝብህትዎ ዛሎ ዝተፈላለየ ናይ ንግድን ህንጻን ጽላታት፡ ብደቂ ሃገር ኣውፈርቲ ኪዕየዪ ኣይምከኣለን’ዶ? ስለምታይ ኢዩ ግላዊ ኣውፈርቲ ሃገረ ኤርትራ ከም ዓቕሞም እታዋት ንብረት ኪገብሩ እንከለዉ ዝጽገሙ። “ኢምፖርት ኤክስፖርት” ስለምታይ ኢዩ ደረት ዝግበረሉ ዛሎ? ሓደ ገንዘቡ ዘውፈረ ወዲ ሃገር ኣውፋሪ ዘይረኽቦ ሓለፋታት ስለምታይ ንግዳማውያን ይወሃብ? ስለምታይ ሕንጻዊ ስራህ ሃገር ንዓሰርተታት ዓመታት ደስኪሉ? ብኣብነት ጭብጥና መሰነና ነቢርና’ሞ፡ በኣል ዘሜ Zmeselo ግን “ወላ ትንፈር ጤል ኢያ” "ብቁጠባ ንሕምበብ ኢና ዛሎና" ቢሎም ስለዝሙግቱ ገዲፍናዮ፤ ንሕና ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን

Zmeselo wrote:
29 Mar 2023, 09:25
Meleket wrote:
25 Mar 2023, 04:45
ይሄ ጀግና፡ ወደ ሃገሩ ወደ ኤርትራም ትኩረት በማድረግ፡ ሃገሩ ላይ ይህ ነው ሊባል ዬሚችል የልማት ስራ እንዲሰራ ቢጠይቅ መልካም ነው። ምክንያቱም ሃገረ ኤርትራ ውስጥ በህዝብ ገንዘብ የተገነቡ ግድቦችን በሙሉ፡ ተሃዳሲ የሃይል ኣቅርቦት በመትከል፡ ለልማትና ለኢንዱስትሪያዊ ልማት መዋል ይገባቸዋልና።

የኤርትራዊው ተስፉ ድራርና የኢትዮጵያዊው ኤርሚያስ ጠቅል ኣመልጋም የስራ ባህርይና ቁርጠኝነት እጅግ የሚያኮራ ነው። ዬሚያሳዝነው "ነቢይ በሃገሩ ኣይከበርም" ሆነ እንጂ ነገሩ! የኛው ወደል ካድሬ ዘሜ Zmeselo እና መሰል ሪሞርኬ ካድሬዎቹ ይህን ዓይነቱን ጀግና ኤርትራዊ በኤርትራዊ ሚዲያ ሲያስተዋውቁት ሰምተን ኣናውቅም። እነሱ ትኩረታቸው ብስክሌትና ኳስ ተጫዋች ላዪ እንዲሁም ተወዛዋዥና የፋሽን ሸው ሰዎች ላዪ ብቻ ይመስላል። ያሳዝናል ዬካድሬ ነገር!
:mrgreen:
Horus wrote:
25 Mar 2023, 01:01
ኒው ሜክሲኮ የበርበሬ አገር ነው !!! ልክ እንደ ማረቆ ማለት ነው። ከመገረም በስተቀር ምን ማለት ይቻላል???? ሰማችሁ ይህ ሰው ምን እንደሚል? አሚሪካ ለእርዳታ የሚልከውን [deleted] ስንዴ ትቶ ተስፋ ጤፍ በምትኩ እንዲልክ ካሜሪካ ዩኤ ኤ አይ ዲ ጋር እየተነጋገረ ነው ! ድንቅ!

ሃገረ ኤርትራ "ወደይ ብቝሊ ማሕጸነይ" እትብሎን ብክእለቱን ተሞክሮኡን ወፍሪ ኪገብረላ ትጽበዮን እትብህጎን ከምዡይ ዓይነት ሰራሕተኛን ጻዕራምን ዜጋ ኢዩ! :mrgreen:

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ሰላምን ርግኣትን ንልምዓት!

Post by Zmeselo » 29 Mar 2023, 11:28

ናብ ሳዋ ወሪዶም ኣብ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ ናይ 12 ክፍሊ ትምህርቶም ክከታተሉ ዝሓገዩ ኣባላት 35 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ኣካዳምያዊ ንጥፈታቶም ብወግዒ ዛዚሞም። https://shabait.com/2023/03/29/haddas-e ... arch-2023/

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ሰላምን ርግኣትን ንልምዓት!

Post by Zmeselo » 29 Mar 2023, 15:22

Welcomed Mr. Michael Dunford, WFP Regional Director for East Africa, who paid a visit 2 @Eritrea_UN. Discussed regional developments & WFP's evolving capacities. Will continue to explore opportunities for Eritrea-WFP 2 strengthen & scale up cooperation. @AmbStesfamariam

___________

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ኣቶ መሓመድ ስሌማን፡ ንህሉው ኩነታት ሃገርና ዝምልከት ንኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ነበርቲ ካምፓላ ሰሚናር ኣካይዱ። ተሳተፍቲ ኣኼባ፡ ውዳቤ ብማሕያል ኣብ መደባት ልምዓት ኣበርኩቶአን ክምዘሐይላ ኣረጋጊጸን። @Ibra471211

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ሰላምን ርግኣትን ንልምዓት!

Post by Zmeselo » 29 Mar 2023, 15:26

The Eritrea Sichuan Mineral Construction Corp. (ESMC) has continued to advertise a number of job openings in local newspapers these days, implying that the company is preparing to kick start production from its Asmara Copper-Zinc-Gold-Silver Project.

The "Asmara Project" encompasses 4 advanced deposits on the outskirts of Asmara; namely Debarwa, Emba Derho, Adi Nefas and Gupo (besides two other pipeline deposits at Adi Rassi and Kodadu).

It is estimated that these advanced stage projects contain 574,000 tones of copper, 930,000 ounces of gold and 1.2 million tones of zinc.

Phase 1 of the staged development plan shows mining operations at starts only in Debarwa through a process known as direct shipping ore (DSO), i.e. crushing and shipping the ore direct to a smelter in China via the Massawa port.

Expect to see lots of these trucks, carrying tons of crushed mineral ores to and from Debarwa-Massawa road.

Phase 2 of the plan envisions the building of a central flotation plant in Emba Derho (similar to Zara), for the production of copper and gold.

Phase 3 involves the full processing of primary copper and zinc ore from the Debarwa, Adi Nefas and Emba Derho deposits at the Emba Derho flotation plant and the shipment of the final copper concentrate with gold and silver by-products and zinc concentrates to China via the Massawa port.

Photo: Bisha mine
Last edited by Zmeselo on 29 Mar 2023, 19:20, edited 3 times in total.

Temt
Member+
Posts: 5279
Joined: 04 Jun 2013, 22:23

Re: ሰላምን ርግኣትን ንልምዓት!

Post by Temt » 29 Mar 2023, 16:41

EMNA ህርፋን ወደባትን ባሕርን ኤርትራ ERITREAN HISTORY- ERITREAN MEDIA NET ASMERA

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ሰላምን ርግኣትን ንልምዓት!

Post by Zmeselo » 29 Mar 2023, 17:56

ነታ ዘይትረብሕ ነብሱ "ንሕና" ዝብላ ዘይሓንኽ ህበይ፡ ብኾፉ፡ ነቶም ለይትን መዓልትን ኣብ ሃገር እንዳለፍዑ ዘልምዑ ሓንሳዕ እኳ ኣገናዕ ኢሉ ዘይፈልጥ ብጀካ፡ "ከምዚ ዘይተገብረዶ ዘይተፈጥረ" ኢሉ ዘጉባዕብዕ ፈታዉ ከብዱ ኣድጊ፡ (ርግጸኛ ኢየ ዋላ እታ 2% ከማን ከምዘይከፍላ፡ ግደፍዎ ስድራ ስዉኣት ወይ ስንኩላን ምሕጋዝ- ወዲ ስግሪ virtual demarcation line ኢዩ ድኣ ዝኸዉን'ምበር እዚ ነፉሒቶ :mrgreen: ) ካብ አፈይ ዘይወጸት "ቁጠባና ይዉንጨፍዩ ዘሎ" ትብል ናይ ተመን ሓሶት፡ ኣነ ዘይኮንኩ እቶም ከም ጣኦት ተምልኾም ፈረንጂ ኢዮም ዝብልዎ ዘለዉ ኢለ ምስ ጭብጢ ደበኽ! 👇

The gross domestic product in current prices of Eritrea was forecast to continuously increase between 2022 and 2027 by in total 1.3 billion U.S. dollars (+54.85 percent). The GDP is estimated to amount to 3.64 billion U.S. dollars in 2027.....
https://www.statista.com/statistics/510 ... n-eritrea/

GDP per capita, current prices/ U.S. dollars per capita $699.44. For comparison, in the year 2000 for instance, Eritrea's GDP per capita was: $ 295,20 USD. In 2010: $504,97 USD
https://www.imf.org/external/datamapper/profile/ERI

GDP growth is projected at 4.7% and 3.6% in 2022 and 2023
https://www.afdb.org/en/countries/east- ... ic-outlook

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሰላምን ርግኣትን ንልምዓት!

Post by Meleket » 30 Mar 2023, 04:24

ዘሜ Zmeselo "ዓቢ ሰብ" ወዲ ዓበይቲ፡ ናይ ብረዚደንት ዘረባ ገና ኣይቖለብኻዮን ማለት'ኡ። :mrgreen: "ዚጕሕጓሕ ማዕድን ኣይክሕሉን'ኡ፤ መካይን ጽርጊያታትና ከዕንዋ ኣይነፍቕድን'ና፤ መመስርሒ ትካላት ክንሓንጽ ኣሎና፤ ተሓዊኽና ንገብሮ ዘጣዕሰና ስራሕ ኣይንሰርሕን ኢና . . ." እንደኣሉ ዝበለ። እስከ ኣብዡይ ናይ ኮንጎን ዛምብያን መርገጽ እንታይ ትመሃር ዘሜ Zmeselo "ዓቢ ሰብ" ወዲ ዓበይቲ። ማዕድናትና ተመስሪሑ እምበር ተጓሕጉሑ ኪኸይድ ኣይነፍቅድን'ና እየን ዝብላ ዘለዋ። ኤርትራ'ከ እንታይ ትብል ብረዚደንት "ብከፊል መመስርሒ ትኻል መስሪትና . .. "መሊሾሞ ኣለው፤ ቻይና እንታይ ግዳ ጓሕጉሓ ክትወስድ ድንብርጽ ኣይብላን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገረ ኤርትራ ደኣ ኣመስርሕዮ ክትበሃል ይግባእ እምበር! :mrgreen: እኒ ዘሜ Zmeselo እዡታት ዚርደኣኹም ኣይትመስሉን ኢኹም፤ ቢልና ንግምት ንሕና ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን፡ ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን። . . ። :mrgreen:

እዡኣ ድማ ኣይትረስዕ ከተመስርሕ ጸዓት የድልየካ ንክትጉሕጉሕ ግን . . ።
:mrgreen:

The current emblematic event in African mining is the Democratic Republic of the Congo (DRC) and Zambia joint venture to make batteries for electric vehicles in the DRC’s mineral-rich Katanga province. The two countries have significant copper, cobalt and lithium reserves – three key components of these batteries. https://issafrica.org/iss-today/mining- ... een-moment

Zmeselo wrote:
29 Mar 2023, 15:26
. . .
The Eritrea Sichuan Mineral Construction Corp. (ESMC) has continued to advertise a number of job openings in local newspapers these days, implying that the company is preparing to kick start production from its Asmara Copper-Zinc-Gold-Silver Project.

The "Asmara Project" encompasses 4 advanced deposits on the outskirts of Asmara; namely Debarwa, Emba Derho, Adi Nefas and Gupo (besides two other pipeline deposits at Adi Rassi and Kodadu).

It is estimated that these advanced stage projects contain 574,000 tones of copper, 930,000 ounces of gold and 1.2 million tones of zinc.

Phase 1 of the staged development plan shows mining operations at starts only in Debarwa through a process known as direct shipping ore (DSO), i.e. crushing and shipping the ore direct to a smelter in China via the Massawa port.

Expect to see lots of these trucks, carrying tons of crushed mineral ores to and from Debarwa-Massawa road.

Phase 2 of the plan envisions the building of a central flotation plant in Emba Derho (similar to Zara), for the production of copper and gold.

Phase 3 involves the full processing of primary copper and zinc ore from the Debarwa, Adi Nefas and Emba Derho deposits at the Emba Derho flotation plant and the shipment of the final copper concentrate with gold and silver by-products and zinc concentrates to China via the Massawa port.

Photo: Bisha mine
Meleket wrote:
10 Mar 2023, 06:32
ተራ ካድራትና ኣሎኹም'ዶ? :mrgreen: ናጻ ኤርትራዊ ርእይቶ ፈዪ ኣቢልናልኩም ኣሎና፡ ብኤርትራዊ ጭውነት ሓበንን ፍናንን ኣይተስተዋሕድዎ!!! :mrgreen:
6 ማዕድን ምስ ቦታሽ

. . .
ብኣጠቓላሊ ክሳብ ሕጂ ኣብ ዕደና ዝተተግብረ መደባት ዕዉት ነይሩ ኢልካ ክትዛረብ ዝኸኣል ኣይኮነን። (ምስዬናይ ዓውዲን ጽላትን ኢኹም ኣነጻጺርኩሞ፡ ዕዉት ኣይነበረን ትብልዎ ዛሎኹም፤ ኣዪ ንሱ እንዲዩ ካብቶም ሸርፊ ወጻኢ ንሃገር ዘበርክት ዛሎ ርኡይ ጽላት! ዝተረፈ ክምላእ ዚግብኦ እንተሎ ኣብ ከይዲ መልእዎ።)

ክሳብ ሕጂ ኣብ ቢሻ ተጕሕጕሑ ዝወጸ ወርቂ ክንደይ ቁም-ነገር ተረኺብዎ? ኣብ ምንታይ መዓላ ውዒሉ? ገንዘባዊ በሎ፡ ካልእ እንታይ ኣበርክቶ ገይሩ? ኣብ ቁጠባዊ ውሕስነት እንታይ ፋይዳ ነይሩዎ እንተድኣ ኢልና፡ ዋላ ሓንቲ። ምናልባት በብዝመጽኦ ተጠቒምናሉ ሃሊኹ ኢልና ክንዛረብ ንኽእል። (ዋላ ሓንቲ ኣይበሃልን ኢዩ ነዉሪ ኢዩ። በብዝመጾ ተጠቒምናሉ እናበልካ፡ ወላ ሓንቲ ሃሊኹ ምባል ኣይከኣልን ኢዩ፡ ተሓሺሹ ከይበሃል ዚሕሸሽ ቁጽሪ ኣይኮነን። ግቡእ ተሓታትነትን ግሉጽነትን እንተልዩ፡ እቲ እቶት ዋላ ሓንቲ አይተጠቐምናሉን ኪበሃል ኣይከኣልን ኢዩ። እንተዘይተጠቂምናሉ ክሃልኽ ኣይክእልን ኢዩ፡ ኣሎ ማለት ኢዩ። እንተተጠቒምናሉ ድማ፡ ዋላ ሓንቲ ሃሊኹ ኣይበሃልን’ኡ።)

ወርቂ ቢሻ ተወዲኡ፡ ድሕሪኡ ነሓስ (copper) መጺኡ፡ ኣብቲ ክጅምር ከሎ ተሃዊኽና ዝወሰድናዮም ውሳነታት፡ ሕጂ ተመሊስና ክንርእዮም እንከለና ዘጠዓሱና ውሑዳት ኣይኮኑን። (ሕጂ ንትጠዓሱሉ ዛሎኹም ውሳነታት ሽዑዑ ንዝወሰንኩም ሰባት፡ ፎርም ናይ ጣዕሳ ከነምልኣኹም ኢና ቢልና’ዶ ክንዋዘ፡ ኣብቀጻሊ ዘለዋ ማዕናዊ ጸጋታት ዘየጣዕስ ውሳኔ ክትወስዱ ፈትኑ፡ ኣይትተሃወኹ፡ ንብሮጀክትታት ተሓዳሲ ጸዓት ምስ ‘ጋራንቲኡ’ ጥራሕ ተሃወኹሉ።)

ስለምንታይ ኣብ ነሓስ ኣተኵርና፡ እዘን ኩለን መካይን ካብ ቢሻ ንወደብ ባጽዕ እናተመላለሳ ጎማ፡ ነዳዲ . . . ዘህልኻ ዘለዋ ስለምንታይ? ("ሰብኣይን ደሊኽን ጭሕሚን ጸሊእክን"፡ ሓደው መገዲ ባቡር ምድሪ ምድላው ምተገበኣ፡ ጥልያን ክሳብ ቢሻ ንጎንደርን ጁባን ገጹ ዓሊሙ መገዲ ባቡር ምድሪ ሰሪሑ ነቢሩ ክበሃል ንሰምዕ ኢና። እዚ ኩሉ ተጸሊኡ ዛሎ ብመካይን ምምልላስ፡ ናብ ባጽዕ ንምብጻሕ እንተዀይኑ፡ ኣኻኪብኻ፡ ብዓበይቲ ነፋሪት ተኻሪካ፡ ነቲ ዝጉረት ዛሎ ማዕድን ቢሻ ባጽዕ ምብጻሕ ኣይምተካእለን’ዶ? ሽዑዑ ወጻኢታት ጎማታት፡ ዕንወት ጽርጊያታት ምተኣልየሞ፡ ንማዕርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ድማ ናይ ስራሕ ዕድል ምተረኽበሉ ነቢሩ።)

ምናልባት ኣብ እዋኑ ክንድዚ ዝኣኽል ገንዘብ ክንረክብ እንተንኽእልሲ ሓደ ብኸፊል መመስርሒ ትካል መስሪትና እንተንኸውን’ዶ ኣይምሓሸን ኢልና ክንሓስብ ንኽእል ንኸውን። (ቅጫኻ ሓደው ክትበልዓ ወይ ከተጽንሓ ኢኻ ትኽእል፡ ድሮ ነቲ ቍንጣሮ በብዝመጾ ኣሕሊኽናዮ ኢና እንዲኩም ኢልኩምና። ብቍንጣሮ ገንዘብ ደኣ ከመይ ቢሉ’ኡ ብኸፊል መመስርሒ ትካል ክምስረት ኣይንብልን ኢና፡ ሕጂ ተሪፉ ንዛሎ መመስርሒ ትካል እንዶ ስርሑሉ፡ ንምዃን’ከ ኣብ ሃገር ክንደይ መመርመሪ ናይ ማዕድናት ኣሎና? ኣብ ሃገርና ዛለው ናይ ስነ ቐመም ምሁራት ንከምዚታት ብቝዓት ኣይዀኑን ዲዮም። ኣብ ሃገር ዛሎ ጸጋ ማዕድን ኣብ ሃገር ኪምርመር ይኽእል’ዶ ኣሎ? ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ካብ ዝምስረት ክንደይ ዜጋታትን ብዓውዲ ስነ ቐመም ምሂሩ ይኸውን? ካብዚኦም’ዶ ቍሩብ ትምህርቲ ከምዝውስኹ ገቢርካ ገለ ክግበር ኣይምተካእለን’ዶ?)

ካብዘን ንጉሆን ምሸትን ጽርግያታትና እናዕነዋ ዝኸዳ ዘለዋ መካይን እንታይ ኢና ተጠቒምና? ስለምታይ’ከ ከምቲ ንደልዮ ዘይተጠቐምና። (ብኣኣን ዝተጓረተ ማዕድን እንደኣሉ ገንዘብ ኣምጺኡልና ዝበሃል ዛሎ። ወይ ካብ ፈለማ ነዚ ብመጽናዕቲ ኣሰኒካ ንዘስዕብኦ ጠንቕታት ብምፍታሽ፡ ነተን መካይን ኣሊኻ ካልእ ኣማራጺ ምድላይ ነቢሩ እምበር፡ ዝኹለስ ዀሊስካስ እቱይ ጸብሒ ጨው በዚሕዎ ምባልስ ኣይግድን።)

ዝረባሕናሉ ናይ ዕደና መደብ ነይሩ ዝብል ሰብ እንተሎ ነቲ ሓቂ ኣጸቢቑ ዘይፈልጥ ጥራይ ኢዩ። (መደብ ዕደና ኣማኢት ወይ ኣሽሓት ዜጋታት ቆጺሩ የስርሕ ይህሉ፡ በዘን ስድራታት ድማ ኣሰርተታት ኣሽሓት ዜጋታት ይናበሩ ይህልዉ። ዜጋታትና ብቀጥታ ረቢሖም ኢዮም፡ መንግስትና ነቲ ገንዘብ ብዓቢዩ ኣይረባሕናሉን ክብል እንተዀይኑ፡ ስለምታይ? ትብል ሕቶ ኢያ ትስዕብ “ቍንጣሮ ኢዩ ክንዛረበሉ ኣይግባእን” እንተተባሂሉ ድማ "ዶ? ንፈራዲ ይጭነቖ’ኡ" ዚበሃል።)

. . .

https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=2&t=316861

https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=2&t=314097

እቲ ልምዓት
ጸዓት ሒዝካዩ ጸዓት! :mrgreen:

ምዕባለ ዚሰምር፡
ዕብዬት ዚፍጠር፡
ምሁር ሒዝካ’ኡ ምሁር!
ነዡይ 'ኣይፋል' ንዚብል "ጠርጥር"! :mrgreen:

ኣንታ ንበር "ኤርትራ" ጸገማታ ክትምርምር ኣንታ ንበር! https://mereja.com/forum/viewtopic.php? ... 4#p1372014:mrgreen:

Meleket
Member
Posts: 3044
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: ሰላምን ርግኣትን ንልምዓት!

Post by Meleket » 30 Mar 2023, 09:26

ኣዬ ዘሜ Zmeselo “ዓቢ ሰብ” ወዲ ዓበይቲ! ጭብጢ’ዶ በልካ? ኣብ 2013 ዶ ከምዡይ ትብል ኣይነበርካን ኣንታ ወደል ካድር( ሰ.ፍ.ረ) ሰብ ፍሉይ ረብሓ። . . . "ምስ ጭብጢ ደበኽ!" ክትብል መን ኢዩ ክሓፍረልካ! ብሓደ ሸነኽ IMF ጐስያትና ትብል፡ በቲ ሓደ ሸነኽ ድማ መስኪራትልና ትብል። ትገርም ፍጥረት!

‘ህበይ’ ድማ በልካ ከይሓፈርካ! ንስኻ ወደል ካድር ግን “We” ክትብል ይፍቀደካ’ዩ ምሽ! ‘ድርብ ዕያር’ መርኣያ ‘ፍትሓዉነት’ ሰብ ፍሉይ ረብሓታት (ሰ.ፍ.ረ.) ናይ እንዳ ዘሜ Zmeseloን መሰል ኮራኵሩን ኢዩ። ብዝዀነ ኣይንጸርፈካን ሰላምን ኅልናዊ ሩፍታን ኢና ንምነዬልካ፡ ንሕና ኤርትራውያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን። :mrgreen:
Zmeselo wrote:
16 Dec 2013, 03:29
These days, it's hard to deny Eritrea's economic boom. With gold production in the Koka and Zara mines set to commence, and the Bisha mine producing copper, it's easy to see why the Economic Intelligence Unit (EIU) believes Eritrea will have the 3rd fastest-growing economy in Africa and the tenth fastest in the world in 2014.

Take this quote for instance. We know Eritrea is making, at least 5 million dollars a day, from the copper mine at Bisha. Now if U add Koka and Zara and the potash in two years time, it´s easy to see what the author means.https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=17&t=68118&
ዘሜ Zmeselo ከምዘካፈለና . . .

https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=17&t=68118&Why is Eritrea´s economic boom being ignored by the IMF?
https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=17&t=33201&ERITREA´S ECONOMY IS RED HOT.

https://mereja.com/forum/viewtopic.php?f=17&t=25001& READ AND LEARN!

Zmeselo wrote:
29 Mar 2023, 17:56
ነታ ዘይትረብሕ ነብሱ "ንሕና" ዝብላ ዘይሓንኽ ህበይ፡ ብኾፉ፡ ነቶም ለይትን መዓልትን ኣብ ሃገር እንዳለፍዑ ዘልምዑ ሓንሳዕ እኳ ኣገናዕ ኢሉ ዘይፈልጥ ብጀካ፡ "ከምዚ ዘይተገብረዶ ዘይተፈጥረ" ኢሉ ዘጉባዕብዕ ፈታዉ ከብዱ ኣድጊ፡ (ርግጸኛ ኢየ ዋላ እታ 2% ከማን ከምዘይከፍላ፡ ግደፍዎ ስድራ ስዉኣት ወይ ስንኩላን ምሕጋዝ- ወዲ ስግሪ virtual demarcation line ኢዩ ድኣ ዝኸዉን'ምበር እዚ ነፉሒቶ :mrgreen: ) ካብ አፈይ ዘይወጸት "ቁጠባና ይዉንጨፍዩ ዘሎ" ትብል ናይ ተመን ሓሶት፡ ኣነ ዘይኮንኩ እቶም ከም ጣኦት ተምልኾም ፈረንጂ ኢዮም ዝብልዎ ዘለዉ ኢለ ምስ ጭብጢ ደበኽ! 👇

The gross domestic product in current prices of Eritrea was forecast to continuously increase between 2022 and 2027 by in total 1.3 billion U.S. dollars (+54.85 percent). The GDP is estimated to amount to 3.64 billion U.S. dollars in 2027.....
https://www.statista.com/statistics/510 ... n-eritrea/

GDP per capita, current prices/ U.S. dollars per capita $699.44. For comparison, in the year 2000 for instance, Eritrea's GDP per capita was: $ 295,20 USD. In 2010: $504,97 USD
https://www.imf.org/external/datamapper/profile/ERI

GDP growth is projected at 4.7% and 3.6% in 2022 and 2023
https://www.afdb.org/en/countries/east- ... ic-outlook
"ባንድ ራስ ሁለት ምላስ!" ኣንዴ IMF ዕድገታችንን አልዘገበም ብሎ ያለቃቅስና፡ ቆይቶ ደግሞ IMF ዕድገታችንን መሰከረልን ብሎ ይለፈልፋል። ወዳጃችን ዘሜ Zmeselo የኤርትራን የኃይል ኣቅርቦት ከ 100-120 ሜጋ እንደማይበልጥ እኮ ብረዚደንታችን ቁልጭ አድርገው ተናግረዋል። በ100-120 ሜጋ ምን ዓይነት ዕድገት ነው ዬምትጠብቀው። ዘሜ Zmeselo በ2013 በየዕለቱ ከቢሻ 5 ሚልየን ዶላር እንደምናገኝ እኛ እናውቃለን እንዳላለ፡ ሌሎች ኣካላት እኛ ሲሉ ደሙ ይፈላል፡ የካድሬ ነገር ሁሌም ማደናገር ነው። ይልቅስ ወሬው ይቆይልህና ሰርተህ ኣሳይ፡ ለህዝብ ወሬ ምንም ኣይፈይድለትም፡ ብለናል እኛ ኤርትራውያን የመሃልና የመስመር ዳኞች በኤርትራዊ ጭዋነት ኩራትና ትህትና ጭምር። :mrgreen:

Post Reply