-
- Senior Member
- Posts: 13186
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
ዘበን ውርውራ!መንግስቲ ገዛውቲ ክሰርሕ ደልየ እንተ ኢሉ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ተዘሚትኩም፡ ብብዝሒ ሰፋሮ ድማ ዝስተ ማይ ስኢንኩም ክትሞቱ ኢኹም ማለት እዩ ።

Re: ዘበን ውርውራ!መንግስቲ ገዛውቲ ክሰርሕ ደልየ እንተ ኢሉ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ተዘሚትኩም፡ ብብዝሒ ሰፋሮ ድማ ዝስተ ማይ ስኢንኩም ክትሞቱ ኢኹም ማለት እዩ ።
Dear Abe Abraham, I do not believe that you have completely read the book Mediemer መደመር. Reread Chapter 3 in its entirety.

Abe Abraham wrote: ↑18 Mar 2023, 21:57ዘበን ውርውራ!መንግስቲ ገዛውቲ ክሰርሕ ደልየ እንተ ኢሉ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ተዘሚትኩም፡ ብብዝሒ ሰፋሮ ድማ ዝስተ ማይ ስኢንኩም ክትሞቱ ኢኹም ማለት እዩ ።

-
- Senior Member
- Posts: 13186
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ዘበን ውርውራ!መንግስቲ ገዛውቲ ክሰርሕ ደልየ እንተ ኢሉ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ተዘሚትኩም፡ ብብዝሒ ሰፋሮ ድማ ዝስተ ማይ ስኢንኩም ክትሞቱ ኢኹም ማለት እዩ ።
ህግደፍ ኢድኩም ኣልዕሉ ካብ ምድሪ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን !
መሬት ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ዘሚትካ ነስላም ተጋሩ ከይተረፉ ዓዲልካ ዝመጽእ ሰላም የሎን ። ሕጊ እንዳባ ረጊጽካ ማፍያዊ ስራሕ እንዳ ተኸተልካ ንስዉኣትን ስድራ ስዉኣትን ምብዳል ኣብ መወዳእታ ደም ምፍሳስ ጥራሕ እዩ ዘምጽእ ። ንሕና ንጸማም እዝኒ ህግደፍ ብዘይካ ኣብ መሬት ኣቦታትና ክንነብርን መሬትናን ንብረትናን ድማ ንደቅና ክነውርስ ግደፉና ካልእ ንብል የሎናን ።
ኣስላም ተጋሩ ብሰንኪ ህግደፍ ኣብ መሬትና ኮፍ ኢሎም ንኣስመራ ብመሳጊድ መሊኦም ብሓያል ሞግልሕ ድምጺ ንወደባት ድቃስ ይኸልኡ ኣለዉ ። ደገፍቲ ህግደፍ ድማ ዝረኣዩ እንዳ ረኣዩ ናይ እቶም ኣብ መሬት ኤርትራ ሰፊሮም ዘለዉ ኣስላም ተጋሩ ከይገብሩ ነቶም ኣብ ትግራይ ኣብ መሬቶም ዘለዉ ተጋሩ ብምኽንያትን ዘይምኽንያትን " ዓጋመ " እንዳ በሉ ይጸርፉ ።