Page 1 of 1

ዘበን ውርውራ!መንግስቲ ገዛውቲ ክሰርሕ ደልየ እንተ ኢሉ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ተዘሚትኩም፡ ብብዝሒ ሰፋሮ ድማ ዝስተ ማይ ስኢንኩም ክትሞቱ ኢኹም ማለት እዩ ።

Posted: 18 Mar 2023, 21:57
by Abe Abraham
ዘበን ውርውራ!መንግስቲ ገዛውቲ ክሰርሕ ደልየ እንተ ኢሉ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ተዘሚትኩም፡ ብብዝሒ ሰፋሮ ድማ ዝስተ ማይ ስኢንኩም ክትሞቱ ኢኹም ማለት እዩ ።

Re: ዘበን ውርውራ!መንግስቲ ገዛውቲ ክሰርሕ ደልየ እንተ ኢሉ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ተዘሚትኩም፡ ብብዝሒ ሰፋሮ ድማ ዝስተ ማይ ስኢንኩም ክትሞቱ ኢኹም ማለት እዩ ።

Posted: 18 Mar 2023, 22:22
by almaze
Dear Abe Abraham, I do not believe that you have completely read the book Mediemer መደመር. Reread Chapter 3 in its entirety.

Abe Abraham wrote:
18 Mar 2023, 21:57
ዘበን ውርውራ!መንግስቲ ገዛውቲ ክሰርሕ ደልየ እንተ ኢሉ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ተዘሚትኩም፡ ብብዝሒ ሰፋሮ ድማ ዝስተ ማይ ስኢንኩም ክትሞቱ ኢኹም ማለት እዩ ።

Re: ዘበን ውርውራ!መንግስቲ ገዛውቲ ክሰርሕ ደልየ እንተ ኢሉ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ተዘሚትኩም፡ ብብዝሒ ሰፋሮ ድማ ዝስተ ማይ ስኢንኩም ክትሞቱ ኢኹም ማለት እዩ ።

Posted: 20 Mar 2023, 18:19
by Abe Abraham
ህግደፍ ኢድኩም ኣልዕሉ ካብ ምድሪ ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን !

መሬት ሓማሴን ምስ ኣስመራን ከባቢኣን ዘሚትካ ነስላም ተጋሩ ከይተረፉ ዓዲልካ ዝመጽእ ሰላም የሎን ። ሕጊ እንዳባ ረጊጽካ ማፍያዊ ስራሕ እንዳ ተኸተልካ ንስዉኣትን ስድራ ስዉኣትን ምብዳል ኣብ መወዳእታ ደም ምፍሳስ ጥራሕ እዩ ዘምጽእ ። ንሕና ንጸማም እዝኒ ህግደፍ ብዘይካ ኣብ መሬት ኣቦታትና ክንነብርን መሬትናን ንብረትናን ድማ ንደቅና ክነውርስ ግደፉና ካልእ ንብል የሎናን ።

ኣስላም ተጋሩ ብሰንኪ ህግደፍ ኣብ መሬትና ኮፍ ኢሎም ንኣስመራ ብመሳጊድ መሊኦም ብሓያል ሞግልሕ ድምጺ ንወደባት ድቃስ ይኸልኡ ኣለዉ ። ደገፍቲ ህግደፍ ድማ ዝረኣዩ እንዳ ረኣዩ ናይ እቶም ኣብ መሬት ኤርትራ ሰፊሮም ዘለዉ ኣስላም ተጋሩ ከይገብሩ ነቶም ኣብ ትግራይ ኣብ መሬቶም ዘለዉ ተጋሩ ብምኽንያትን ዘይምኽንያትን " ዓጋመ " እንዳ በሉ ይጸርፉ ።