Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 13188
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 18 Mar 2023, 17:21
ብርሃኑየ ወይልኻ ወይልኻ ! ይፋሓስ ኣሎ ገመድ መሕነቒኻ !
ብርሃኑ ሓደ ኣብ ዘይእትዎ ጉዳይ ኣትዩ ቀንጠብጠብ ዝብል ዝነበረ መርዛም ምጻእያ ኣስላማይ ትግራዋይ ዝነበረ እዩ ። ካልእ ከምኡ ዝኣመሰለ ደፋር ደረቐኛ ምስ ኣብዘሖ ደቂ ሃገር ትንፋሱ ንዘልኣለም ከም ትቋረጽ ጌሮሞ ። ብዛዕባ ህግደፍ ብሓይሊ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ንከእትውዎ ዝህቅኑ መርዛም ኣስላማይ ትግራዋይ ከቢረ ኢና ንዛረብ ዘሎና ። ኣስላማይ ትግራዋይ ወዲ ኣበራ ከኣ ሃገር ሰብ ዘይብላ መሲልዎ ኣብ ግዜ ደርጊ ዓፈር-ፈር ኣብዚሑ ምስ ጸንሐ ድሕሪ ሓርነት ሓደ ጅግና ናብ ርሑቕ መምለሲ ዘይብሉ መገሻ ሰዲድዎ ። ከም ኣስላም ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን መንግስትን ጽልኢ ዘለዎ ኣራዊት የሎን ። ደቂ-ኣራዊት ካብኣቶም ዶ ይኸውን ? እንድዒ ! ኣብ ኢንተርነት ክሓርእ እንከሎ ግን ኣታሓራርኣኡ ከም ናታቶም እዩ ዝመስል !!! ገለ መሳኪን ከኣ " ኣግኣዝያን " ኢሎም ይጸርፍዎ !!
ህግደፍ ንኣስላም ተጋሩ ኣብ ምድሪ ደቂ ዓዲ እንዳ ኣስፈሩ ንመንግስትን ህዝብን ኣብ ግርጭት ከእትዉ ዝሰርሑ ዘለዉ ይመስሉ ። ብበዓል ኣለስምሰገድ ተስፋይ ጌርካ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሰሪቕካን ጸይቕካን መሬት ወደባት ድማ ንኣስላም ተጋሩ ዓዲልካ ክተምጽኦ ትኽእል መዘዝ ንለባምን ንህዝቡ ዘኽብርን ሰብ ርዱእ እዩ ። ንህግደፍ ናብ ልብኹም ተመለሱ ፡ ነቲ ኩሉ ጽቡቕ ዝገበርኩሞ ነገራት ድማ ብሓንቲ ዓባይ ገበን ኣይትደምስስዎ ንብሎም ።
-
-
tarik
- Senior Member+
- Posts: 30185
- Joined: 26 Feb 2016, 13:04
Post
by tarik » 18 Mar 2023, 18:03
Abe Abraham wrote: ↑18 Mar 2023, 17:21
ብርሃኑየ ወይልኻ ወይልኻ ! ይፋሓስ ኣሎ ገመድ መሕነቒኻ !
ብርሃኑ ሓደ ኣብ ዘይእትዎ ጉዳይ ኣትዩ ቀንጠብጠብ ዝብል ዝነበረ መርዛም ምጻእያ ኣስላማይ ትግራዋይ ዝነበረ እዩ ። ካልእ ከምኡ ዝኣመሰለ ደፋር ደረቐኛ ምስ ኣብዘሖ ደቂ ሃገር ትንፋሱ ንዘልኣለም ከም ትቋረጽ ጌሮሞ ። ብዛዕባ ህግደፍ ብሓይሊ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ንከእትውዎ ዝህቅኑ መርዛም ኣስላማይ ትግራዋይ ከቢረ ኢና ንዛረብ ዘሎና ። ኣስላማይ ትግራዋይ ወዲ ኣበራ ከኣ ሃገር ሰብ ዘይብላ መሲልዎ ኣብ ግዜ ደርጊ ዓፈር-ፈር ኣብዚሑ ምስ ጸንሐ ድሕሪ ሓርነት ሓደ ጅግና ናብ ርሑቕ መምለሲ ዘይብሉ መገሻ ሰዲድዎ ። ከም ኣስላም ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን መንግስትን ጽልኢ ዘለዎ ኣራዊት የሎን ። ደቂ-ኣራዊት ካብኣቶም ዶ ይኸውን ? እንድዒ ! ኣብ ኢንተርነት ክሓርእ እንከሎ ግን ኣታሓራርኣኡ ከም ናታቶም እዩ ዝመስል !!! ገለ መሳኪን ከኣ " ኣግኣዝያን " ኢሎም ይጸርፍዎ !!
ህግደፍ ንኣስላም ተጋሩ ኣብ ምድሪ ደቂ ዓዲ እንዳ ኣስፈሩ ንመንግስትን ህዝብን ኣብ ግርጭት ከእትዉ ዝሰርሑ ዘለዉ ይመስሉ ። ብበዓል ኣለስምሰገድ ተስፋይ ጌርካ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሰሪቕካን ጸይቕካን መሬት ወደባት ድማ ንኣስላም ተጋሩ ዓዲልካ ክተምጽኦ ትኽእል መዘዝ ንለባምን ንህዝቡ ዘኽብርን ሰብ ርዱእ እዩ ። ንህግደፍ ናብ ልብኹም ተመለሱ ፡ ነቲ ኩሉ ጽቡቕ ዝገበርኩሞ ነገራት ድማ ብሓንቲ ዓባይ ገበን ኣይትደምስስዎ ንብሎም ።
-
ኣቤ ኣብራሃም፥ ሼኽ ዓብደልቃድር ከቢረ በብኦምን ኣዲኦምን ወዲ ባጽዕ ወዲ ዓፋር ጭው ዝበሉ ሓርቤጃ ን ጅግናን ኤርትራዊ ኣቦና አዮም ነይሮም። ጀበርቲ ኣይነበሩን። ኣነ ብቀረባ ምስ ደቂ ደቆም ኣብ ስደትን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ጽቡቅ ገረ አየ ዝፈልጦም። ጸገም ዘለካ አቶም ኣብዚኣ ዘለው ደቂ ጀበርቲ ኩሉም ኣባል ኣንናህዳን ጀበርቲ ዳት ካምን አዮም። ካብ ሰብ ንላዕሊ ኣስላምን ምሁራት ናይ ፖሎቲካን ሕሉፋት ኤርትራውያን ክኾኑልና ይደልዩ። ኣብታ ግዜ መስዋአቲ ግና ዝሕዚሖሙና ንሱዑዲያ አዮም ሃዲሞም፣አወ ሓድ ሓድ ጀጋኑ ደቅ ጀበርቲ ብ ኤርትራውነቶም ዘይጻወቱ ኣለው ግን አቶም ዝበዝሑ ሕሙማት ይዕብልልዎም ኣለው። አንታይ'ዩ ድሌትኩም ኢልካ አንተ ሓተትካዮም ድማ፣ብሄሬ ጀበርቲ ኣብ ኤርትራ ክንምስርት ደሊና ይብሉኻ፣አምባአ ቃንቃኹም ትግርኛ፣ባህልኹም ናይ ከበሳ፣ሳዕሲዒትኩም ውን ናይ ከበሳ፣ሓዘንኩምን ሓጎስኩምን ውን ናይ ከበሳ አዩ፣ስለዚ ከምይ ገርኩም 10 ቢሄር ክትኮኑ ትደልዩ አንተበልካዮም ብሃይማኖት ድማ ይመጹኻ፣አምባአ ካብ ኤርትራዊ ንላዕሊ ኣስላማይን ክርስትያናይን አኮ ኣብዚ ኣ ዓለምና አኮ የለን ምስ በልካዮም፣ኖአ ንሕና ትግርኛ ኣይኮናን ንዛረብ ንሕና ዓረብ ኢና ንዛረብ፣ንሕና ከም ከበሳ ሱዋ ኣይኮናን ንሰቲ ንሕና ኣብዓኸ ኢናይ ንጨርም ይብሉና፣አምባአ ከምዚ አንተኮይንኩም ደኣ ካብታ ቅድሚ 60 ዓመት ሼሬ፣ትግራይ ምኻድኩም'ዶ ኣይምሓሸን ንብሎም ንሕና ደቂ መቦቆልና ኤርትራውያን ደቂ ከበሳ።አዚኣ ዎደሓንካ
-
sesame
- Member
- Posts: 3501
- Joined: 28 Feb 2013, 17:55