Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

ተኸታተሉ, 4th & final part.

Post by Zmeselo » 11 Mar 2023, 05:59

Eri-TV & Radio Dimtsi Hafash will conduct Part IV (final in this segment) interview with President Isaias Afwerki on domestic issues, today. Event will be broadcast live at 7:00 pm, Local Time.
Last edited by Zmeselo on 11 Mar 2023, 10:20, edited 1 time in total.

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ተኸታተሉ, 4th & final part.

Post by pushkin » 11 Mar 2023, 06:04

Eager to watch and listen to the historic & impressive interview of President Isaias Afwerki!
Zmeselo wrote:
11 Mar 2023, 05:59
Eri-TV & Radio Dimtsi Hafash will conduct Part IV (final in this segment) interview with President Isaias Afwerki on domestic issues, today. Event wlll be broadcast live at 7:00 pm, Local Time.

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ተኸታተሉ, 4th & final part.

Post by Zmeselo » 11 Mar 2023, 06:13

:mrgreen:

Zmeselo
Senior Member+
Posts: 33606
Joined: 30 Jul 2010, 20:43

Re: ተኸታተሉ, 4th & final part.

Post by Zmeselo » 11 Mar 2023, 08:15

sarcasm
Senior Member
Posts: 10186
Joined: 23 Feb 2013, 20:08

Re: ተኸታተሉ, 4th & final part.

Post by sarcasm » 11 Mar 2023, 09:18

Is he going to be asked when he will end the misery of average Eritrean family?

ክብርን ዝኽርን ነተን ከየዕረፋ ዝዓረፋ!
*** *** ***

ሓደ ካብ ዝገደሙ፡ እሱራት ማይስርዋ’ዩ። ካብ ሰለማዊ ህይወቱ ተጨውዩ ክእሰር ከሎ፡ ብዓልቲ ቤቱ ንሓሙሻይ ውላዶም ነብሰ-ጾር ነይራ። ድሕሪ ገለ ዓመታት ማእሰርቱ፡ ኣብ ሓሊበት ሆስፒታል ደቂሱ ይሕከመሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፡ በዓልቲ ቤቱ፡ ደቁን መግብን ሒዛትሉ መጺኣ። ክርእይዎ ስለ ዘይፍቀድ ግን ትሕዝኦም ንኣባላት ሓለዋ ኣረኪቦም፡ ኣብ ኣፍ ደገ’ቲ ቀጽሪ ኰይኖም መልሲ ይጽበዩ።

ኣብ ውሽጢ ክፍሊ እሱራት ዝርርብ ይስማዕ…

“ኣንታ በጃኹም ወላ ነቲ ብድሕረይ ዝተወልደ ጥራይ ኣርእዩኒ፡ ነዛ ዓይነይ ክርእዮ… ክስዕሞ ክሓቑፎ’ኳ ኣይብልን… ወላ ብማዕዶ ነዛ ክርእዮ ጥራይ… በጃኻ ክቕልቀል ፍቐደለይ…” ምስ ዋርድያ ዝመሻኸን እሱር።

“ኣይትፍቀድን’ያ…” ልሙድ መልሲ ኣባላት ሓለዋ’ያ። ኩሉ እሱር’ውን ይፈልጣ’ዩ። ኩሉ ግን ካብ ምልማን ኣይበኩርን።

ብኸምዚ፡ በዓልቲ-ቤት እዚ እሱር፡ መኣስ ከም ዘብቅዕ ንዘይትፈልጦ ግዜ፡ ዘንቢል ተሰኪማ ናብ ዓዲ ኣበይቶ፡ “ሓሚሙ መጺኡ’ሎ” እናክትሰምዕ ከኣ ናብ ሆስፒታል ሓሊበት ክትመላለስ፡ ምናልባት ናይ ምርኣዩ ዕድል እንተ ረኸበት ደቃ ሒዛ ኣብ ኣፍ ደገ prison ward ፍጭም ክትብል፡ መለሳ ከምጽኣ ዘይተኻእለን 15 ዓመታት ሓሊፈን

ግዜ እንተ ነዊሑ ተስፋ ይውዳእ ትጽቢት’ውን የረብርብ’ዩ’ሞ፡ እታ ጾር ኣቦን ኣደን ተስኪማ፡ ዝወረዳ ኪኢላ፡ ዘሕለፈቶ ኣደራዕ እትጸውየላ ሓንቲ ርህውቲ መዓልቲ ከተቋምት 15 ዓመታት ዘሕለፈት፡ እታ ኣሚን ናይ ሓደ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ዝተጨውየ ዜጋን ኣደ ናይ 5 ገጽን ሕቑፎን ኣቦኦም ሃንቀው ዝብሉ ውሉዳትን፡ እታ ዝፈተኖ ጥራይ ዝምስክረሉ ዓይነት ‘መቑሕ’ ዘኸርተታ ወይዘሮ… ዝሓለፈ ወርሒ ዓሪፋ ሰሚዐ። ናትና ነገር…!

ካብቶም ውጹዓት ዝያዳ ዝተወጽዓ፡ ካብቶም ሕዩራት ዝያዳ ዝተሳቐያ፡ ካብቶም ጉዱኣት’ውን ብዕጽፍጻፍ ዝተሃስያ… ኣዴታት ኤርትራ ኣመና ብዙሓት’የን። ኣቦታቶም ብህልዋቶም ዝዘኽተሙ ደቃተን ሓዲገን ዝሓለፋ፡ ብቐንዳ እታ ጭካነ ዓመጽቲ ዝፈጠራ ምስ ሰብ ቃልኪዳነን ምፍልላይ ንሓዋሩ ኮይና ዝተረፈት፡ ወ/ሮ ኣልማዝ ሰመረ (ብዓልቲ-ቤት ቀሺ ዶክተር ፍጹምብርሃን ገብረንጉስ)፡ ወ/ሮ ጽገወይኒ መኮነን (ብዓልቲ-ቤት ቀሺ ገብረመድህን ገብረጊዮርግስ) ኣብነት’የን።

ሰብኡተን፡ ኣብ ቤቶም ኣሳፊሑ ዝጽበዮም ዘሎ ሓዘንን ጓህን ከይፈለጡ ገና ኣብ ቤት ማእሰርቲ 18 ዓመታት ኣሕሊፎም ኣለዉ።
እዚ፡ ስድራቤታት ብዓቢኡ፡ ኣደታት ከኣ ብቐንዱ ዝኸፍልኦ ዘለዋ ዋጋ ግን እንታይ ዝበለ ደበስ’ዩ ከከሓሕሶ፧ ምእንቲ ምንታይ'ከ'ዩ፧
ነዚ ዕንወት’ዚ ከይንርኢ ዝተዓመትና ከኣ’ለና። እዚ ዓይነት ቃንዛ ዝጻወር እዝንን ልብን ዝወነንና’ውን ኣለና። ኣብ ምንዳይ ፍትሒ ዘሎ ሸንኮለል፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰዓት እንታይ የኽፍለና ከም ዘሎ ዘይንጽብጽብ’ውን ኣለና። ምምጻእ ለውጢ ጥራይ ክፍውሶ ዝኽእል ቁስሊ፡ ምንጋስ ፍትሒ ጥራይ ዘህስሶ በሰላ… ዘለና ዝመስለና’ውን ኣይውሑዳትን ኢና። ስድራቤታት ግን ክድበስ ዘይክእል ከቢድ ዋጋ ይኸፍላ'ለዋ።

ክብርን ዝኽርን ነተን ከየዕረፋ ዝዓረፋ!

Please wait, video is loading...

sesame
Member+
Posts: 5937
Joined: 28 Feb 2013, 17:55

Re: ተኸታተሉ, 4th & final part.

Post by sesame » 11 Mar 2023, 09:42

ትኽእልዮ ዘለኺ ኣይትመስሊን ወይዘሮ ኣወጣሽ ኣንቲ ጋዕጋዕ ናይ ሓደ ሚልዮን ድዅዒ ዝኾኑ መንአሰያት ቃንዛ:: ክኣልዮ። ኣበይ ኣዴኺ ደኣ ከተብሊ። ወይ ትኽእልዮ ወይ ትምምንኒ። እንተ ንሕና ሸንንን ኢያ ዘላ መሬት። :lol: :lol:

Weyane.is.dead
Member+
Posts: 6796
Joined: 19 Oct 2017, 11:19

Re: ተኸታተሉ, 4th & final part.

Post by Weyane.is.dead » 11 Mar 2023, 09:49

Weyanay rodent, you ought to stay quite. Haven't you seen your tigrayan mothers picking up wheat from the floor like chicken? Why worry about the average Eritrean family when your own are surviving on handouts from donor nations? Btw how is your chigaram kilil since you have lost 1million Tigrayans? Shouldn't you be asking their whereabouts and why they died since you vermin weyanes lost everything and have nothing to show for it?
vermin wrote:
11 Mar 2023, 09:18
Is he going to be asked when he will end the misery of average Eritrean family?

ክብርን ዝኽርን ነተን ከየዕረፋ ዝዓረፋ!
*** *** ***

ሓደ ካብ ዝገደሙ፡ እሱራት ማይስርዋ’ዩ። ካብ ሰለማዊ ህይወቱ ተጨውዩ ክእሰር ከሎ፡ ብዓልቲ ቤቱ ንሓሙሻይ ውላዶም ነብሰ-ጾር ነይራ። ድሕሪ ገለ ዓመታት ማእሰርቱ፡ ኣብ ሓሊበት ሆስፒታል ደቂሱ ይሕከመሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፡ በዓልቲ ቤቱ፡ ደቁን መግብን ሒዛትሉ መጺኣ። ክርእይዎ ስለ ዘይፍቀድ ግን ትሕዝኦም ንኣባላት ሓለዋ ኣረኪቦም፡ ኣብ ኣፍ ደገ’ቲ ቀጽሪ ኰይኖም መልሲ ይጽበዩ።

ኣብ ውሽጢ ክፍሊ እሱራት ዝርርብ ይስማዕ…

“ኣንታ በጃኹም ወላ ነቲ ብድሕረይ ዝተወልደ ጥራይ ኣርእዩኒ፡ ነዛ ዓይነይ ክርእዮ… ክስዕሞ ክሓቑፎ’ኳ ኣይብልን… ወላ ብማዕዶ ነዛ ክርእዮ ጥራይ… በጃኻ ክቕልቀል ፍቐደለይ…” ምስ ዋርድያ ዝመሻኸን እሱር።

“ኣይትፍቀድን’ያ…” ልሙድ መልሲ ኣባላት ሓለዋ’ያ። ኩሉ እሱር’ውን ይፈልጣ’ዩ። ኩሉ ግን ካብ ምልማን ኣይበኩርን።

ብኸምዚ፡ በዓልቲ-ቤት እዚ እሱር፡ መኣስ ከም ዘብቅዕ ንዘይትፈልጦ ግዜ፡ ዘንቢል ተሰኪማ ናብ ዓዲ ኣበይቶ፡ “ሓሚሙ መጺኡ’ሎ” እናክትሰምዕ ከኣ ናብ ሆስፒታል ሓሊበት ክትመላለስ፡ ምናልባት ናይ ምርኣዩ ዕድል እንተ ረኸበት ደቃ ሒዛ ኣብ ኣፍ ደገ prison ward ፍጭም ክትብል፡ መለሳ ከምጽኣ ዘይተኻእለን 15 ዓመታት ሓሊፈን

ግዜ እንተ ነዊሑ ተስፋ ይውዳእ ትጽቢት’ውን የረብርብ’ዩ’ሞ፡ እታ ጾር ኣቦን ኣደን ተስኪማ፡ ዝወረዳ ኪኢላ፡ ዘሕለፈቶ ኣደራዕ እትጸውየላ ሓንቲ ርህውቲ መዓልቲ ከተቋምት 15 ዓመታት ዘሕለፈት፡ እታ ኣሚን ናይ ሓደ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ዝተጨውየ ዜጋን ኣደ ናይ 5 ገጽን ሕቑፎን ኣቦኦም ሃንቀው ዝብሉ ውሉዳትን፡ እታ ዝፈተኖ ጥራይ ዝምስክረሉ ዓይነት ‘መቑሕ’ ዘኸርተታ ወይዘሮ… ዝሓለፈ ወርሒ ዓሪፋ ሰሚዐ። ናትና ነገር…!

ካብቶም ውጹዓት ዝያዳ ዝተወጽዓ፡ ካብቶም ሕዩራት ዝያዳ ዝተሳቐያ፡ ካብቶም ጉዱኣት’ውን ብዕጽፍጻፍ ዝተሃስያ… ኣዴታት ኤርትራ ኣመና ብዙሓት’የን። ኣቦታቶም ብህልዋቶም ዝዘኽተሙ ደቃተን ሓዲገን ዝሓለፋ፡ ብቐንዳ እታ ጭካነ ዓመጽቲ ዝፈጠራ ምስ ሰብ ቃልኪዳነን ምፍልላይ ንሓዋሩ ኮይና ዝተረፈት፡ ወ/ሮ ኣልማዝ ሰመረ (ብዓልቲ-ቤት ቀሺ ዶክተር ፍጹምብርሃን ገብረንጉስ)፡ ወ/ሮ ጽገወይኒ መኮነን (ብዓልቲ-ቤት ቀሺ ገብረመድህን ገብረጊዮርግስ) ኣብነት’የን።

ሰብኡተን፡ ኣብ ቤቶም ኣሳፊሑ ዝጽበዮም ዘሎ ሓዘንን ጓህን ከይፈለጡ ገና ኣብ ቤት ማእሰርቲ 18 ዓመታት ኣሕሊፎም ኣለዉ።
እዚ፡ ስድራቤታት ብዓቢኡ፡ ኣደታት ከኣ ብቐንዱ ዝኸፍልኦ ዘለዋ ዋጋ ግን እንታይ ዝበለ ደበስ’ዩ ከከሓሕሶ፧ ምእንቲ ምንታይ'ከ'ዩ፧
ነዚ ዕንወት’ዚ ከይንርኢ ዝተዓመትና ከኣ’ለና። እዚ ዓይነት ቃንዛ ዝጻወር እዝንን ልብን ዝወነንና’ውን ኣለና። ኣብ ምንዳይ ፍትሒ ዘሎ ሸንኮለል፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰዓት እንታይ የኽፍለና ከም ዘሎ ዘይንጽብጽብ’ውን ኣለና። ምምጻእ ለውጢ ጥራይ ክፍውሶ ዝኽእል ቁስሊ፡ ምንጋስ ፍትሒ ጥራይ ዘህስሶ በሰላ… ዘለና ዝመስለና’ውን ኣይውሑዳትን ኢና። ስድራቤታት ግን ክድበስ ዘይክእል ከቢድ ዋጋ ይኸፍላ'ለዋ።

ክብርን ዝኽርን ነተን ከየዕረፋ ዝዓረፋ!

Please wait, video is loading...

Weyane.is.dead
Member+
Posts: 6796
Joined: 19 Oct 2017, 11:19

Re: ተኸታተሉ, 4th & final part.

Post by Weyane.is.dead » 11 Mar 2023, 12:11

We can not wait to hear the lion of Nakfa roar. It will send shivers to the parasite weyanes back, I would say backbone but they haven't got one :mrgreen:

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ተኸታተሉ, 4th & final part.

Post by Abe Abraham » 11 Mar 2023, 13:12

sarcasm wrote:
11 Mar 2023, 09:18
መርዛም ትግራዋይ ኣስላማይ ሱቕ በል ! ደገፍቲ ህግደፍ ብስምካ ክጽውዑኻ ከም ዝፈርሑ ንፈልጥ ኢና !!!

Digital Weyane
Member+
Posts: 8540
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ተኸታተሉ, 4th & final part.

Post by Digital Weyane » 11 Mar 2023, 14:01

Abe Abraham wrote:
11 Mar 2023, 13:12
sarcasm wrote:
11 Mar 2023, 09:18
መርዛም ትግራዋይ ኣስላማይ ሱቕ በል ! ደገፍቲ ህግደፍ ብስምካ ክጽውዑኻ ከም ዝፈርሑ ንፈልጥ ኢና !!!
ነዙይ ሃይማኖት-አልቦ ጉይሓት ጉይሓት አው እግሪ ፈረንጂ ፍግም ኢሉ ዝሰግድን ልፈረንጂ ጎይተቱ ኻም ፈጣሪ ዘምልኽን መሳርሕትኻ eden/Sarcasm ፣ ኡቱ ዝበለየ ወያነያዊ ስልትኻ ተጠቂምካ ኻም ሓደ <<ትግራዋይ አስላማይ>> ገይርካ ከተቕርቦ ሙሙካር አው ልዕሊ ተጋሩ ህዝቢ አስላም ዘለካ ወያነያዊ ተፃብኦን ጎንፃዊ ጎስጓሳትን እዩ ዘማላኽት። እላተፋለጥና አይንተሓናነቅ። :roll: :roll:

Post Reply