-
- Senior Member
- Posts: 12677
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
-
- Member+
- Posts: 8540
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: (EMNA): መቐለ ከም ስማ፡ ናብ ዝኸፍአ ተመቒላ።
መቐለና ተመቒላ
ዓድዋና ደዋዕዋዕ ኢላ
ደደቢትና ተደብዲባ
አኽሱምና ተሰኲና
ሽረ ኻይሃረሰ ሓደረ
ዓዲ ግራት ተምፅእ ማዓት
ዓድዋና ደዋዕዋዕ ኢላ
ደደቢትና ተደብዲባ
አኽሱምና ተሰኲና
ሽረ ኻይሃረሰ ሓደረ
ዓዲ ግራት ተምፅእ ማዓት
-
- Member+
- Posts: 5941
- Joined: 28 Feb 2013, 17:55
Re: (EMNA): መቐለ ከም ስማ፡ ናብ ዝኸፍአ ተመቒላ።
ዝሰረቕካዮ ሒዝካ ተኣለ
ርሂጽካ ብላዕ ምስተባህለ
ሕማቕ ልምዲ ዘማዕበለ
ብለሚንካ ምብላዕ ዝልለ
ሰሪሑ ምብላዕ ከይከኣለ
ብናይ እንዳማቱ 'ተጎብለለ
መሲልዎ ብጻዕሩ ዝጸብለለ
ያኢ ኵናት ኮይኑ ተሓምበለ
ኣብታ ጓህሪ: ህሩግ'ዩ ዝበለ።
ታዩ ውጽኢቱ፡ እንተተባህለ
ኩሉ'ቲ፡ ካብ ቁጽሪ ዝጎደለ
ዝነበረ፡ ሕጂ ግን ዘየለ
ኩሉ'ቲ፡ ካብ ኣካሉ ዘጕደለ
እቲ ዝሞተ፡ ዝሰንከለ
ኩሉ'ቲ ዝተሰደ፡ ዝተፈናቐለ
ንብረቱ ከሲሩ፡ ዝተመዛበለ
ንሱዩ ውጺኢት፡ ርእሱ ናይዘታለለ
ናይቲ ዕንደራ፡ ናይቲ ጽላለ።
-
- Senior Member
- Posts: 12677
- Joined: 02 Aug 2018, 22:59
Re: (EMNA): መቐለ ከም ስማ፡ ናብ ዝኸፍአ ተመቒላ።
When you leave the agame to their own devises, they have an amazing ability to remove the facade they erected to hide something ugly about themselves, and graciously invite you in to see their skewed perception of others is actually their own reality.