Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ዓገብ በሉ ንተጋሩ ኣፍሺሎምን ኣዋሪዶምን ኣደ ትግራዋይ ደርሆ 'ምበር ሰብ ኣይኮነትን ንዝብሉ ዘለዉ ኣረሜናውያን

Post by Abe Abraham » 07 Mar 2023, 18:12

  • ሎምስ ኣደ ትግራዋይ ሰብ ምዃና ተሪፉስ ደርሆ ? ደርሆስ እኳ ንምልቃም ተፈጢራ እታ ክብርቲ ትግራወይቲ ኣደ ኸ እንታይ ግበሪ ትበሃል ? መከረኛ ኣጻብዕ፡ መከረኛ ዓይኒ ፡ መከረኛ ሕቖ !!!